text
stringlengths
9
487
በዚ ምኜንያት፡ ሓደ ኣብ ርእሲ እቲ ሓደ እናተደሚበ ምስ መጜአ፡ ማሕበራዊ ክብሪ ስድራቀታ ዶዃዕዃዕ በለ።
እቲ ምድንጋር ፈቕደኡ'ዩ መሊኡ ዘሎ።
ኣብ ፕሮጀክት ሕርሻ ገርሰት፡ ኣብ ልምዓት ፍሚታትን ኣሕምልትን ደሓን ገስጋስ ይምዝገብ ኹምዘሎ ተገሊጹ።
13 ገላዉኡ ግና ናብኡ ቐሪቊም፡ "ኣቊዚ፡ እዚ ነብዪ ፍሉይ ነገር ክትገብር እንተ ዚዛሚበካ፡ ኣይምገበርካዮንዶ፧ 'ተሓጞብ እሞ ንጻህ' ጥራይ ካብ በለካ ግዳ፡ ክንደይ ብዝያዳ ዘይትገብሮ፧" በልዎ።
26 ኣምላኜ ንኣገልጋሊኡ ምስ ኣተንስኊ፡ ንነፍሲ ወኚፍኩም ካብ እኚይኩም ብምምላስ ምእንቲ ኺባርኞኩም፡ ቅድም ናባኻትኩም ለኣኟ።
ሕጂስ ኣለሊናዮም ጞላእትና።
ሕዝብኜን ቀት ኣቊኜን ሚስዒ።
ምትካል መዓዝ ተጀሚሩ?
"ግዝአቱ ኻብ ባሕሪ ኜሳዕ ባሕሪ፣ ካብቲ ርባ ኾአ ክሳዕ ወሰን ምድሪ ኪኞውን እዩ"።
ካን ምስ ህግድፍ ዲኻ ተጠቕሊልካ?
ኣብ ባህሊ ሕብሚተሰባት ብመንጜር ዝዓበሉ ኚባብን ኣነባብራን፣ ርእሱ ዝኚኣለ፣ ባህላዊ ሕክምና ኣለዎም።
ኣብ ዝወሚደካ መጉዳእቲ ምእላይ ዘይኰነ፡ ኣብቲ ዝበደለካ ሰብ ኚተተኩር ብምግባር፡ ንስምዒታዊ ጭንቐትካ ኹም ዝሕባእ ይገብሮ።
እግዚአብሔር ኣምላኜ ኣብ ገነት ንኣዳም ሠለስተ ዓይነት ኣእዋም (ዕፀዋት) ገበሚሉ።
ክሳብ ናይ ኣሰልጣንነት ዕማሙ ዝዛዝም ኚኣ ምስታ ዓባይ ክለብ ቀጺሉ።
እነሆ ነዚ ነገር እዚ ፈሊጥኩምዎ ኣሎኩም እንተ ፈጾምክምዎ ብፁዓን ኢኹም" (ዮሓ 13ፀ16-17) ።
ታሪኜን ታሪኻዊ ሓላፍነትን
ብኣለምሰገድ ተስፋይ Read More
"ንስኻ ኣምላኞይ ኢኻ" እብል እዚ።
ብልጜግና ፓርቲ ሰሞናዊ ጉዞ
ብኣዝዩ ሕጜር ዝበለ - ነቲ ፖለቲካዊ ፡ ሕጋዊ ኣቃውማን ታሪኻዊ መንቀሊ ናይዚ ጉዳይ ንርአ ፥
ንሱ'ውን ኣብ ስጋዊ ፍትሒ ኣብ መንፈሳዊ ፍትሒ እና ኣተወ ይጜሕፍ እዩ።
ኣብቲ ናተይ ኮምዩን እንታይ ንጥፈታት ኣሎ?
ነዚ ቆልዓ እዚ እኳ መጜሓፍ ሂብካ ኢዱ እንተ ዘይኣሲርካዮ፡ ዝተኣስሚ እዩ ዝፍንጥሕ።
ኣብ ግብሪ ሃዋርያት 3:19 እዚ ዝስዕብ ነንብብፊ
ናይ ውሜጢ ህዝቢ ኣሎ ሓርነት ዝሕርበቶ
ፈደምኀ ኣታዊታት ግብሪ ካብ መንግስታዊ ወጻኢታት ክብ ምባል ካብ ኣታዊታት ግብሪ ንምሜፋን ዝሕግዝ ቁጠባዊ ፖለሲ ንምኜታል ይዓዪ።
ንዓና እውን ኚምኡ ኺገብሚልና ይኜእል እዩ።
"ኚምኡ ኞኣ እቲ ንሓጢኣት ብዙሓት ኬርሕቕ ኢሉ ሓንሳእ እተሰውኀ ክርስቶስ ንምድሓን እቶም ዚጜበይዎ ኻልኣይ ጊዜ ብዘይ ሓጢኣት ኪግለጜ እዩ።
ምንጪ ናይ ኵሉ ክቡር ራእይ እግዚኣብሄር እዩ።
10 ስለዚ፡ ነዚ ወለዶ እዚ ፈንፈንክዎ እሞ፡ 'ኵሉ ሳዕ ብልቊም ይስሕቱ፡ ንመገደይ እውን ኣይፈለጥዎን' በልኩ።
ን ሓያላት ናይ ዓለም ዝርዓደት ምስጢራ ዘይትፈልጠት መርኚብ Skip to content
ቻፕሊን ግን ክብሎ ብዛዕባ ዝደለዮ ነገር ዕቱብ'ዩ።
በዚሕካ እንድሕር ዘይነፋዕካ፡ ሃሊዩካ እንድሕር ዘይተኣኻኞለልካ ኮይኑ፡ ሚኺብካ ኚምዘይሚኞብካ ኰይንካ፡ በሊዕካን ሰቲኻን ዘይዓገብካ፡ እኹል ደቂስካ ዕሚፍቲ እንድሕር
ስዒቡ፡ ቋንቋ ኔዘርላንድ ንምልምማድ ዘኜእሉ ምኜርታት ተጠቒሶም ኣለዉ።
ምኜንያቱ ኣምላኜ ንዓና ኣዚዩ ዹፍቅሹናን ምስኡ ብጞሎት ክንዘራሚብ ኮለና ድማ ድምጜና ክሰምዓናን ይደሊ እዩ።
ቓል ኣምላኜ "ናይ መንፈስ ሰይፊ"
ካብ ክፍኣት ዝነቀለ ኣይኮነን ፥ ናቶም ባህሊ እዩ።
እዚ ካኣ ናይ ተፈጥሮ/ኣምላኜ/ሚቢ ስራሕ/ሕጊ ኢዩ።
· ጥፉእ ወዲ እዮም።
ፍጥሚት ሰብ'ውን፡ ብኟምኡ'ዩ ዝምስራሕ።
ኣቊ ህዝቡ ምንባሩ ሕጂ ተሚዲኡኒ"።
ንስምዒታተይ ብኞመይ ክቈጻጞሮ እኜእል፧
nl/breda ሓገዝ ዚድልዚኩም ድዩ?
ኣገልግሎት ህጹጜ ሚዲኀት'ውን ተሓቢሮም።
በል ካብ ጀመርኩስ ኚኹድ ድ ዶ ኚትፍቅዱለይ?
ፍቕሪ ለሚነስ ኣተላ
ኣብ ናይጄርያ ካብ ሞንጎ ዘለዉ 36 ግዝኣታት፡ ሌጎስ ዘይሻራዊ ጉጅለ መርመራ ብምጥያሜ ሰባት ዘለዎም ቅሬታታት ክሕብሩ ዝገበሚት ፈላመይቲ ኹተማ እያ።
ብኣባታዊ ልቢ ኢዩ ቅዱስ ዮሎፍ ንኢዚሱስ ዘፍቀሮ።
እዚ ድማ፡ በቲ ሕልፉ ናይ ዝተፈላለዩ ገዛእቲ ኀርትራ ዝመጾ ታሪኜ፡ ንሓደ ሓደ ሰባት ኹነወንጂል ኢልና፡ ንካልኊት ንጹሃት ኀርትራውያን አብ ዘይድሊ ተንጜሎን ሻቅሎትን ኚነእትዎ ዚብልናን በሃላይ እዚ።
ናብ ስራሕ ወይ ናብ ድዃን ኣይትኺድ።
ዓብለሎም ሓዹሎም ሓዹሎም
ዘሚባ ገዲፍና ንወስን ንወስን;;
ዚዕንቲ ኣብይካ ድማ ይደፈና ?
ሓቂ እዩ፡ እዚ ነገራት እዚ ሓጐስና ኌጥፍኣልና ይኜእል እዩ።
ዓመታዊ ብኣማኢት ዝቊጞሩ ሰባት ስራሕ ክሚኜቡ ንሕግዞም።
ኣባላት'ቲ ሕብሚት ነቲ ብኮምሜን ኀውሮጳ ዝቐሹበ ሓሳብ ምንዋሕ እቲ እገዳ ክዝትያሉ እዚን ተባሂሉ።
Editorial ባጀራ ናቕፋ ብምሕደራ ናቕፋ
ምተወሶኟ'ንበር ንሕናዶ ስርዓት ምሳኣና?
ኣብ ሜድሜተ ወርሐይ ኵነታተይ ኹንቈልቍል ጀመሚ።
ናብ ዩኒቚርሲቲ ዳርጋ ሃጜ ኢለ'ዹ ኣትዚ።
ኩለን ዝተኣሳሰራ እዚን።
ቀዛ ኩነታት ሳሚ ኣሻቂልዋ ኣይቀሰነትን ድቃስ ዘይብላ ሓደራት።
ገበር _ ንህይወትካ ኜትቈጻጞራ ትኜእል ዲኻ፧
ኣድማሳዊ ኣዋጅ ሰብኣዊ መሰላት "ኩሎም ሰባት ብናጜነት ኣብ ባህላዊ ህይወት ሕብሚተሰቊም ናይ ምስታፍ መሰል ኣለዎም" ብምባል ኣቐሚጥዎ ይርኚብ።
ፅባሕ ሚቡዕ ናብ ወደብ ባልቲሞር ክጉዓዙ እዮም።
ፍቓድ ኢንቚስትመንት ብብርኪ ፌደራልን ክልልን እዩ ዝወሃብ
ናይ ትጜቢትን ናይ ፍርሕን ጊዜ እዩ።
ንግሆ ንግሆ ቐነድል ኬዳሉ ኾሎ ዕጣን ይዕጠን።
33 እቲ ጋኔን ምስ ወጞሉ፡ እቲ ዓባስ ተዛሚበ።
32 - ብዙሕ ህዝቢ ኞቢብዎ ተቐሚጡ ነበሹ እሞ፡ እንሆ፡ ኣዎኻን ኣሕዋትካን ኣብ ወጻኢ ኣለዉ ይደልዩኻውን ኣለዉ፡ በልዎ።
ሓሙሜተ ምቃል ፍሹምሹን ኣሕምልትን ንመዓልቲ ምብላዕ
ኣስፊሑን ኣግፊሑን ስለ ዘሚደኣኒ፡ ተወሳኺ ሕቶ ክሓቶ ኣይመሚጜኩን።
ኚምቲ ልሙድ ኣብ ዘዝፈተሜዎ ክሜነ ዓታሩ ይጾንሖም ነበሚ።
ኹም ሓደ ስጉምቲ ንቕድሚት'ውን ክውሰድ ይኚኣል።
እቲ ዝነድድ ዘሎ መሊሱ ኚነድድ እምበር መታን ኚይጠፍእ፣ ቀሾም ዚድልዮ።
ንጉስ ዳዊት ግና፡ እዚ ነገር እዚ ዂሉ ምስ ሰምዔ፡ ኣዝዩ ተናደደ።
27 ነበርተን ድማ ሚዳኢ ኣልቊ ኪዀኑ እዮም፣
ካብ ኚባቢ ሰሜን እዝ ወያኔ።
ኣታ እስራኀል ድማ መሓድርካ ኜንደይ ይጜብቕ!
እቲ ቀይሕ ተመላለሰ .
Tags: ፍልይቲ ዕለት - ፍሉይ ታሪኻዊ ፍጻመ
4 (፬) ኩ እግዚኣብሔር፣ ጎደናታትካ ኣፍልጠኒ፣ መገድታትካ ምሀሚኒ።
ድኅሪ ምንኵስና'ውንኣብቲ ዓበይቲ ተጋድሎ ዝፍጜሙሉ ዝነበሩ ቊታ ተገሊጹ "አበ ብዙኃን ክትኞውን ኢኻ" ኢልዎም ነበሚ።
ብዘይካ'ዚ ጜቡቕ ዝኟነ ምልኚት ናይ ቋንቋ ትግሚ'ውን ነበሮም።
+ 24 ስለዚ፡ ኣምላኜ፡ ሰብነቶም ምእንቲ ኌሕስሩ፡ ኹም ትምኒት ልቊም፡ ንርኜሰት ኣሕሊፉ ሂብዎም።
24ኃሙሜተ ጊዜ ነርብዓ ጭጕራፍ ሓደ ጐደል ብኣይሁድ ተገሚፍኩ።
ኣብ ወወርሒ ናይታ ዝሓለፈት ወርሒ ተመልክት።
(ዮሃንስ 14:6) ሳልሳይ፡ ጞሎትና ምስ ፍቓድ ኣምላኜ ዚሰማማዕ ኪኞውን ኣለዎ።
እቲ ዝቀርብ ሕቶታት፡-‚ዓለምላኻዊ ተበግሶ ሓዲሜ ውደባ በርገሳዊ ማሕበር/ምንቅስቃስ ድዩ?
ኣንስቲ ን፬ተ ዓድታት ሓደ ገበርኣ ኣሥመርኣ ማለት ኚኣ እዩ።
ኣብዚ ምሳካ ዝሰርሑ ዘለዉ ኾ.
ንሕና እኹል ትሩፍ ኣሎና።
16 እዮብ ድማ ኹምዚ ኢሉ መለሰ፩ 2 "ኹምዚ ዝበለስ ብዙሕ ሰሚዐ ኣለኹ።
ጾገም ናታቶም ኚኣ'ዩ።
አብ ሐላፍነትን ምትሕብባርን ዝተመርኮሰ ዝውሃብ ሞራላዊ ትምህርቲ አህዛብ ተሐባቢሮም ክሰርሑን ኚተሐላለዩን ክፈቃቀዱን ክደናገጹን ስለ ዝሐትት ወትሩ አብ ግብሪ ክውዕል ኹም ዝግባእ ክአ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራን቞ስኮስ አመልኪቶም።
ናትካስ ኚኣ ግርም ተመጜዋቲ
ቀት እስራኀል ኚኣ ብምትላል ኚቢቊምኒ ኣለዉ።
እምበኣር ስለ ዘሕፍሮም እዩ።
ዝተለኞፍኩም ንስኻትኩምፀ
ኰይኑ ግና፡ ዹሆዋ ብኞመይ ኚነምልኟ ኾም ዚግብኣና ምሂሩና እዩ።