label
stringclasses
3 values
tweet
stringlengths
1
3.59k
language
stringclasses
3 values
positive
የኔ አባት እድግ በል
tig
negative
ዘን ለያቡ ተመችየናኒ እንተ ዩኤል ጾ ጨጎራ ኢለካ አለኩ
tig
positive
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ምስ ጥዑም ድምጺ ካናሪ ዝኮነ ሓደ ሰብ ዘስሓቀኒ ኔሩ ከምዚ ክብል ዝጸሓፈ ጻዕዳ ሰይጣን እዩ ከይዱልካ
tig
positive
ኣሰይ ደኪ ኢረይ ሰሱኑ ሽሕን ዋልታን ኩኑ
tig
positive
ወይሉኩም ሰክራማት በሉ ተጠንቀቁ ብሩክ ቀዳመ ሰንበት ከኣ ይግበረልና ፍትዋተይ
tig
negative
ኣየ ኣቶ ኢንጂነር ካብ ከብረት ናብ ሐስረት ካብ ድራፊ ናብ ለፍላፊ ካብ ዓቢ ናብ ቆልዓ ካብ ለባም ናብ ዓሻ ሙኻን ካብ ድለካ በል ከትፍለጥ አዚ ሀዝቢ ነዝክብሮ ዝኸብር ነዝሕስሮ ካኣ 100 አጽፍይ ጊሩ ዝመለስ ሀዝቢ ኢዬ አንዳ ክሳብ የቅሬታ ዘይሓተትካ ናይ ዝመና ተሰካሚ ሕስረት ከይኮንካ ኣይከተርፍን ኢኻ አሞ ኣብ ኤርጋንኻ ኣይትባላሽው ዋ
tig
positive
ኩቡር ኢጅነር ኣስገዶም ጅግና ኩሉግዘ ጅግና እንካዕ ነዚ ሰላም ኪትሩኡ ኣብቅዓኩም ይሕዝን ነቶም ነዚ ከይራኣዩ ጅግንነቶም ከደቀሱ ለይትን ቀትሪን ዝስርሑ ንኽሩዎ ይግቦም ነሩ ኢተኮን ግን ጅግናኣ ኣይነብርን ኢዩ ታርኹ ኢዩ ዝነብር ከምዝባሃል ኢንኻዕ የሔጎስካ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ
tig
positive
ብሱላት ለባማት ምሁራት እዛ ሀገር ንስኻትኩምአለዋ ቀሲና ከምዚአቶም አቅርቡልና በጃኹም
tig
positive
ናፍቆት ኣስመራ ብ ደርፍኻ ተደቢሱ
tig
positive
ሄሪ ሽኮር ክሳብ ሕጂ ብጣዕሚ ጽቡቕ ትቕጽል ዘለኻን ምስ ጊዜ ትደርፍ ዘለኻን ንስኻን ጥራይ ኢኻ ኣኮኻ ካ ቀጽሎ ሓቢቢ
tig
negative
ጓል የውሃንስን ዘፍቅደልኩም እዚኣ ይግበረላ ብርካት እዛ ኣፍ ኮንዶም
tig
positive
ውውውውውውውውውውውውውው ኡፍ ደስ ክብል ያቆባ
tig
positive
ሚዶ አንታይ ኣዲለየ ን በራሓት ምክሪ ኣይደሊን ካብ ፈረሓት ኪኪጽል ኢየ ብዘለኒ ንልሓት ንልቢ ዘለዎ ኣባይ መል ንልቢ ዘለዎ ኣባይ መልኢክቲ ኢያ አሞ ኣሕዋት ኣብ ልቢና የሕድሮ ኪቡሪ ኣቦና አድመ ትኢናኒ ይሃቢካ
tig
positive
ብጣዕሚ ጹቡቅ ስራሕ ኢዩ ኣጀኹም ቀጽልዎ የ ክብለኩም ዝደሊ ብፍላይ ካመራማን ተመሲጠ
tig
positive
ቲቲ ስለ ዝፈትወኪ እየ ላይክ ሂበኪ እንበር ግጥሚ ከም ዝተፀበክዎ ኣይኮነን ዜማ ግን ጥዕምቲ ኢኪ
tig
positive
ኬፍ ኣለኩም ደቂ ኤረይ ቀጽልዎ ሽወያ ግን ሓጺራ
tig
positive
ኣታ እዚ ነሽነሽ ደሓን ድዩ ደኣ ይጠፍእ ኣሎ ዶ ሓቀይ
tig
positive
ጥሎብኝ ትግርኛ ዘፈን እወዳለሁ ግን ምን እንደሚሉ ምንም አላቅም
tig
negative
ሰበይ ናይነብስኻ ግበርእሞ ዳሓርካእስ ፍትሓውያን ንኹን ወላ ገለ እንታይ ርግጸኛ ዝኾንካዮ ነገርኣለካ ድዩ ግፍዒ ሕማምናን ክንዋረድ ስቃይናን ዝሓንጨጨትን ዝዘለለትን ዕብዲ ወኪልካ ንሰማማዕ ንኹን ኣይትበል ናትና ምስጫዩ ኣብታ ዘላታ ኮይና ይቅሬታ ትሕተት ተዛይ ኮይኑ ውርደታን ዲስ ላይካን ቀጻሊዩ ዝጻሓፈልካ ኮመንት ኣንብቦ ሞ ምሳኣ ከምዝወገንካ ክርድኣካ ኢዩ
tig
negative
እቲ ዳይረክተር ሲ ንሄለን ከም ፈረስ ጌራ ከዋስኣ ዲ ዝግብኦ
tig
positive
ያሬዶ እስከ ኣሁን ደባሪ ዘፈን ሰምቸልህ ኣላውቅም በጣም ምርጥ ዘፋኝ ነህ
tig
negative
ኣቦናይ ምእንቲ ውሉዳትኩም ምእንቲ ስውኣትና ክትብሉ ኣቦናየ ብምሕረት ራኣዩና ይቅረ ግበርሉና እንታይ ዝበልዎ መርገም እዩ ደቀይ ክንድዚ ጭካነ ዶ ኣለካ እዩ ኣንቱም ሰባት ዎ ኣምላኸይ ይቕረ በለልና
tig
negative
ጸማም ሓማሴናይ ቋንቋ ኣይወዓልናን እዩ አብ መደበር ታዕሊም ወዲ በራድን በራድ ዝዓበየ ጸማም እዝኒ ሃቦ ክሳብ ንክብረ ሊሕጽና ንውድኦም
tig
positive
በሃር ናይ ባሃራት ክበር ንበረልና
tig
negative
ኢሰያስ ምስ ጓኖት አብ ባሕርና ይሕንብስ ደቂ አባት ሐደ አብ አዲ ብድሕሪኣ ባሕሪ ይጠፍኡ ኡኡኡኡኡኡኡይይይይይይይይ
tig
negative
ኣረጊትን ሓሳውን እኮ ኣይፎቱን እዞም ኣረጉቶት እንታይ ኢዩ ወሪድኩም እቲ ሓንጎልኩም ኢሳያስ ድዩ ተጋሲስዎ ሒዝኩም ትኸደሉ ካብ ኣስጎዶም ናብ ኣሰንበዶም ተቐይራ ኣላ ባሞት
tig
negative
ቡኡ ገጽኩም ኣይ ትመለሱ ሰንበት መዓልቲ ዳኣ ገለ ከተዛሩቡና ደሊኩም እንበር
tig
negative
ክክክክክክክክ ኣበይ ኮንካ እዮምህላው
tig
positive
ካብታ ምስ ዳዊት ኢዮብ ኮይንኩም ዝሰራሕኩማ ናታ ካሕሳ እያ ዚኣ ክክክክ
tig
negative
ብሓቒ ማይኮ እዞም መበገሲዕምን ዓዶምን ዘይ ተፈልጡ ብስም ህዝብን ሃገርን ዝሽቕጡ ተደናግሩ ብያቲ ንሕና እዛ ሃገር ብዘርባ ወይ ለሚና ኣይኮናን ረኺብናያ ኣሽሓት ኣእላፍ ብሉጻት ዝኸፈሉ ኢና ኣምጺእናያ ንኽንሸጣ ይኹን ክንልውጣ ኣይ ንፈልጥን ክትሓስብዎ ክትሓልምዎውን ኣይነፍቕድን በለለይ እንተ እቶም ብታሪኽ እትደልዩ ኣያታትኩም ትህበኑ ብ አርትራውነትኩም ትኾርዑ ደቒ እዛ ለዋህ መረት ድማ ኣዮና ኣጀኹም
tig
negative
ዝገርመካ ኢዩ ኣነ ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ ኣብ 95 ኢየ ተወሊደ ስለዚ ኩሉ እቲ ቅድሚኡ ጃምላዊ ብኣፈ ታሪኽ ኢየ ዝፈልጦ ናጽነት ኤርትራ ንምምጻእ ዝተኸፍለ ዋጋ ከምቲ ኩልና ንፈልጦ ኮይኑ እዞም ኣብ ይእለ ዘለዉ ኣያታትና ጠባይን ኣካይዳን ናይ ኢሳይያስ ዝፈልጡን ምስኡ ውን ዝሰርሑን ኢዮም ስለዚ ንኢሳይያስ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ክሸይን ከመይ ስቅ ኢሎም ሪኦሞ መብዛሕትኦም ኣብ ስልጣን ዝነበሩን ካብኡ ውን ዝበዝሑን ከለዉስ ከመይ ትዓዊትሎም ውድቀት ብወያነ አረሜናውያን
tig
negative
ፎ ፎ ፎ ጉሃፋት ጭንውቲ እልኪን ኣልኩ ገን ደሃን ጊዜ ኪትራክበና እያ ሹ ሸራሙጥ ኪትሃፍራ ከመይ ኣፍኪን ከልቢ ይሽንሉ
tig
positive
ኣምላኽ ኣሪኢኒ ኣሎ ክማናጠሉለይ
tig
negative
ቅቅቅቅ ኣቱም ለባማት እንዳ ትሽሕ ክንደይ ዕግርግር እዩ ኣይገደፈንን ንዘን ክልተ ኣንሽቲ ኣይገደፋኦን እምባኣር ሎሚ እዉን ስዋ እንዳ ሸፈና ተመንየ ክስተየልኩም ደልየ ተመንየ እየ ሰሪሐዮ ካብ ናይ ትሕሽ ስዋ ናተይ ስዋያ ይሕሽ እንተካየዱ ቅርሸይ ዶ በለ
tig
negative
እንታይ ውልፊ ኽብል ኩሉ ኢልና ወዲእናዮ ነዚ ጭካኔኦም ዝምጥን ዘረባ ግን ስጋብ ሕጂ አይረኸብኩን ጆሲ ሐወይ ግን አድናቆተይን ምስጋናይን አብሊዕሌኻ ወሰን የብሉን ሞት ካብሞት ዝምርጸሉ ኮይኑ ብኻ አዲኡ ሞይታ እሱ ጸኒሑ ትብል እሞ ግን አብ ብኻ ሃገርካ ኩሉ ትርጉም ከምዘይብሉ ይርድአካ
tig
positive
ብታዕሚ ጥዕምቲ ደርፊ ግን አታይ ዳ ምርዳአ ኣብያትኒ ግጥምን ዜማን ባዕሉ አዩ ምሽ
tig
positive
ቶማሰይ ዘይምኖ ደርፊ ዩ ዘለካ ሞ ቀጽሎ ዝያዳ
tig
positive
ኩሉ ጌዜ ዝክሪ ሞገስን ንስውአትና ነጻነት ኤርትራ ናይዚ መሪር መስውአቲ ጀጋኑ ውጺኢት ድአምበር ብህያብን ሕልምን አይኳነን
tig
positive
ይበል ስራሕ ቆርጫጭ ሽኮር
tig
positive
እዋይ ምሳካስ እወ ሕቅፍቅፍ ዓንዲተይ ብፍቅርካ መትኩ
tig
negative
እዚኣስ ግድል ባዕልኹም ፍትሕዋ ኢኹም ትብሉና ዘለኹም ዓዲ ውዒል ሙኻና ፈሊጥኩ ክክክክክክ
tig
negative
ሐማሴን አከለጉዛይ ኢልካዩ ምስጀመርካዮ ስጋብ መጨርሳ ክስምዓ አይደለኹን መን ትባል አታ ዝሐወይ መን እዩ ልኢኹካ ዕለቱ ሎክላክ ኤርትራበል አታ ደንቆሮ
tig
positive
ኣይኮነን ንኤርትራዊያን ሲ ቲማሊ ቲማሊ ደይኮነን ካብ እትዮጵያ ነቢ ስሬፌኤል ከይዱዌም ክንደይ ዝበሉ ኣጆኻ ጥራይ ቦሎም ዮኤል
tig
negative
ስምዒ ዓጣሪት ሓፍትይ ኣነ እካ ድርፍኪ ክይስምዕ ምሒለ እየ ምኽንያቱ ልበይ ኣስንቢርክዪ ኢኪ ዋላ ሽሕ ደርፍታት ካሲታት ተድረፊኪ ንዓይ ኣካዳድና እዩ ሕጅወን ኣይግድን ስነጥበብ ናይ ህዝቢ ንሕዝቢ ዩ ንስኪ ግን ኣይዓገብኩን ሕጅውን ደጊምኪ ሕስቡሉ ብዝኮነ ዝወደቅኪ ስነጥበበዊት ኢኪ ካብ ጣልማይ ኣቦ ዝተወልዳ ንጽቦዮ ኢና ደቂ ጦር ደቂ ፈታዊ ነቡሱ ጀሚርክን ታርክን ታርኪ ኣቦክን ፍለጣ ብዝኮነ ንግዚ ክንገድፎ ኢና ኣንበር መንእሰይ ኢርትራ ዳኣ ኣብ ምንታይ ደረጃ ኣሎ ኣይርዳኣክን ዩ በልጽኛታት
tig
positive
መርሓባ ሃገረ ሰማእታት ኤርትራ እዛ ዘለናያ ወርሒ ሰነ እቶም ወትሩ ኣብ ልብናን ቀልብናን ዘለው ጀጋኑ ሓርበኛታትና ሓደ ንጣብ ብጭልፋ ንዘክር ሎሚ ተጋዳላይ ጅግና ተጋዳላይ ንሰማያት ዘድነነ ጸሓይ ውርድ እላ ኢዳ ክትነሰኤ ወርሒ ስንብድ እላ ክትሕባእ ብድነ ንፋስ ጠጠው እሉ ህድኣት ምስ ዓሰለ ዑደት ምድሪ ኩልፈት ጌሩ ዝረት ምስ ዓዘመ ዓለም ገሪምዋ ማህደርካ ገንጺላ ርእሳ እንዳ ነቅነቐት ኢዚኳ ይንእሶ ኢላ ኣድባር ሓቂ ሓበነይ ኣድባር ሰላም ጽንዓተይ ጅግና ተጋዳላይ ኣብቲ ጎምጎሞ ረዳኢ ዘይብሉ ከጥፉኡኻ ያኢ ንስኻ ንስኺ ግን ኣብ ዝባንካ ኣንበሳ ዝጋዝም መቅነን ከዋኽብቲ ናባኻ ተዕስል ገዳም ናይ ሰማእቲ ንጻሓይ ዘብረቅካ ኣርሓ ናይ መዋእል ንሰላም ዘንገስካ ስውእ ተጋዳላይ ዘልኣለማዊ እንዲኻ ዓወት ንሓፋሽ
tig
negative
ሙቁራተይይይይይ ዘየብልኪ ትረፊ ጋሕባ ድቃላ ከይሰምዕ ዘይፋልት ኣላሚድክና ድስላይክ ከኣ ተላምድና
tig
negative
ኣቲ ለሓሲት ብዘይ ንቡር ትግበር ሻርሙጣ ኣረጊት ንቀደም በሉ ኣቲ ገፋሕ መነዲኪ ኢዩ ከ መሲልኪ ኣኪቡኪ ኣቲ ዘይ ትሪስታን ይጥዓማ ኣቲ ገፋሕ ነተባብዓዮም ኣቲ ባራንዳ መጻወቲት ጃምዓ ሎሚ ዶ ሳላ ሂግደፍ ሰብ ኮንኪስ ሂግደፍ ከኣ ትብሊ ኣለኪ ደርፍኪ ገዛኪ ዓጺኪ ስምዕዮ ፊሒሩ ኢዩ ከ ጺሕፉልኪ ፎፎፎፎፎፎ ኦኦኦኦኦ ኣኣኣኣድድድድ
tig
positive
ሰራቂ ክተሓዝ ኮሎ ብዙሕ ነገር ኢዩ ዝለኻኽም ተጠንቂቅና ነሓዞ ኣጆኻ ኤርትራዊ ንቃሕ
tig
negative
አማኒኤል ሰብ ጸገም እንተድአ ሃልዩካ ብሕጊ እመቤተ ነውበግለሰብ ፈኸራ አይተርእየና ንስኻ ንባዕልኻ ትፍክር ኢኻ ዘለኻ ብዝባን ደለይቲ ፍትሒ በጃኻ ደዉ አቡሉ
tig
positive
ደብሮኛል በጣም እስኪ ሰብስክራይብ ስጡኝ
tig
negative
እዚኣ ሰበይትካ ትከውን ወርሒ ከይገበርካ ትጽለል ናይ ንዘይመልስ ጽልእን እንተዘይ ኮይኑ ኣብ ዝኣተክዋ ኣብከምዚ ጽቡቅ ኔሩ ኣብከምዚ ክከውን ኣይነበራን ኢላ ዘይትኽእል ኣረጊት ደንቆሮ
tig
negative
እይይ ስደት ተንበናይ ንማማዬ እና ንትግራይ እና ንመቀለና ዝናፈቀ እስኪ ላይክ ሃቡኒ ደቂ ጅጋኑ እነ ሰ ናፍቀ ንመቀለዋኒ ንፍቅፍቅፍቅቅ ንትግራይይይ ትግራይ ዓደይ አስይይይ ፅላኢኪ ዓይኑ ሽኮርናታት ይበል
tig
positive
ወዲ ገብሩ ሰባይ ኣብ በት ጽሕፈቱ ኮንካስ ሎምስ እንተሰመእ ኢልካ ደሪፍካሉ ሰባይ ናይ በሃኪ ከማካ ሰባይ ንደሊ ኣለና ስነጥበበና 00
tig
positive
ኣኪለ ሓወይ ናይ በሓቂ ኣዝያ ጥዕምትን ምቕርትን ደርፊ ኣጆካ ቀጽሎ ኩሉኩም በቃ ደስ ዘቢል ክሊፕ ኣዝያ ምቅርቲ ደርፊ ሰሪሕካ ኣሎካ ኣብ ዝመጽእ ድማ ካብዜኣ ንላዕሊ ከም ትሰርሕ ኣይጠራጠርን ኢየ
tig
negative
ኣነ እቶም መስጣ ንታሕቲ እትህቡ ትርጉሙ ናይ ዚ ሙዚቃ ግጥሙ ኮነ ምውህሃድ ሙዚቃ ወይ ድማ መልእኽቲ ዛ ደርፊ ዝተረድኣና ኣይመስለንን ስለምንታይ ወይ በየና መልክዕ ከም ኡ ሂብኩም እንተትብሎም ናይ ሰውራ ስለዘይኮነ ኢዮም ክብሉ ዝንገር ኢዩ ስለ ዚ ተመሃሩ ንክትመሃሩ ድማ ሕተቱ ምስ ድንቁርናኹም ድንቁርናኹም
tig
positive
ሀሪ ሽኮር ከመይ ዲካ መቂሰን ኣጀካ ቀጺሎ
tig
negative
ሮክ ነዚ ከየመስገንኩዎ ብዓቕሙ ዝቀድሐ ከየመስገንኩዎ ክሓልፍ አይደልን ካብኡ ብዝተረፈ እዛ ሰበይቲ ንግሆ ተሲአ መስትያት ክትርኢ ዘይትኽእል ሽማዊ ስልጣን ዘለዋ ኢያ ህግደፍ ሓንቲ ባህሊ አላቶ እሳ ኸአ ምድንጋር ኢያ ካቢነ የብሉ መንግስቲ ሽፍትነትን ዓመጽ ጥራሕ ኢዩ ዝምህረካ ህግደፍ ነውሪ ዘይፈልጥ ህዝቢ ኤርትራ ዘጽንት ዘሎ ስርዓት ኢዩ ዓጀውጀው ኢያ ትብል ዘላ ነቲ ሕቶታት አይትምልስን ዘላ
tig
positive
እንታይ ክወጾ ወርቂ
tig
positive
ኣብርሽ ተራእዩ ዝጠፍአ ኮኾብ ቅሩብ እንዶ ትሃዊኽካ ኣብ ህዝብናስ ገለ ሰናይ መብቆልካ ኔርካ ካልእ ተተረፈስ ከም ኣህዛብ ሓቢሮም ዝዝትዩ ምኾንና
tig
positive
ደጋፊ ኣርሰናል ዲኻ ትኣ
tig
negative
ኣንታ ህግደፍ ሲ
tig
positive
ሓዳርስ ከምናይዚኦም ክኸውን ኣሎዎ ፐፐፐፐፐ መቐረት ምንባር ኣብዚ ዩ ዘሎ ክክክክክ
tig
negative
እዋይ እናረኣዩ ኣይነበረንን እንታይ እይ እትይ ክዳውንትካ ናይ ደቅይ ስበይትይ ስረካ ዘይዓጠካስ ክትድርፍ ድሁል
tig
negative
እዚ ናይ እምኒ እብጅነር እንበር ናይ ሰብ እጅነር ስለ ዘይኮነ ብዙሕ ከበር ኣይትሃብዎ
tig
negative
ጆን ብላክ ሓደ ክትፈልጦ ዘለካ ጉዳይ ኤርትራውያን ኣሎ ንሱ ኽኣ ሰራየ ሓማሴን ኣከለ ትብሉ ሰባት ብምልእኩም ዋላሓንቲ ክትገብሩ ኣይትኽእሉን ኢኹም ዝገብር ነዲኡ ክድመጽን እዩ ዘረባ ዘረባ ኣውዒልኩም ተሕድሩ ግብሪ ባዶ ኢኹም እቶም ንህግደፍ ካብ ልቦም ዝጸልእዎ ስቕ ኢሎም ኣለው እቶም ትዛረቡ ደገፍቲ ተቓወምቲ ነቲ ዝገብርን ኢኹም ትጽበዩ ዘለኹም መን እዩ ሓማሴን ኣከለጉዛይ ኣከለጉዛይ ዝብል እንተኢልና እቲ ፓራሳይት ኮይኒ ብዓበይቲ ዝገብርዎ ክፍለጥ ዝደልዩ ውልቀሰባት እዮም ኣብ ቃልሲ ተራእዮም እዮም ሕጂ ድማ ክደግምዋ ዝደልዩ ብዙሓት ኣለው ጅግና ኣብ ተግባር እዩ ዝኣምን
tig
negative
ደርፍኻ ይሰምዖ ሞ ይሓስብ ይሓስብ ግን ከኣ ወዲሰብ ኡኻነይ ዲዩ ወይስ እንታይ ምኽንያቱ ብዘይ ፈልጦ ምኽንያት ምፈጸምትኡ ዘየብጽሖ ኣብርሸይ ኣብርሽይ ሂወት ፍቅሪ ምንባር ዝመሃሩሉን ኩሉ
tig
negative
ውዕጊን ቆማል ታይ ኢኺ ኣብዘይ ጉዳይኪ ጠብሎቅ ትብሊ ጋሕሻር ዋሒድ ኪድ ናይ ውዕጊንኪ ግበሪ ሰምሃሪኖ ሓፍትና ያ ባዕልና ኣለናያ ኣፍኩቱ
tig
negative
ነሽነሽ ተስፈኣለም ኣይከም ዝሓስብካዪኦን እዚ ፅብቅቲን ተሃዲድ ዳኣ ትውልዶም ድዩ ውሰድ ክንደይ ሰባት ቀዲሞምካ
tig
negative
እንጣጥዕ ንዘርእ ኣለናዶ ኾይኑ ጉዳይ ፎዝያ ሃሽም
tig
negative
ኮንክን ገጽክን ትርሓቅ ባባ ቴሪ ዶው በለልና ኣይትትዓቀፍ ኣቦ ጥበብ
tig
positive
አንቓዕ ብሰላም መጻኩም ታይ ደኣ አቲ ደራኣሰን ድይርክትረን ክመጸ ከሎ አቲ ደምጺ ብዙህ ዘይስማዕ ብዝኮነ ጸብቕኢ ኮሜዲ ቕጽልዎ
tig
positive
ንሆመይ ሽኮርርርር እንታይ ሞ ጢዕምዋ ኣለ ድዩ ኣስመራ ናፊቃ ኣላ
tig
positive
መዓዛይ ምቅርቲ ጥዕምቲ እንኳዕ በሰላም መፃእክና እማማማማማማማማማማማሰይ ትግራይ ዝፎቱ ላይክ ላይክ ንሃብ
tig
positive
እዋይ ምስ ደቀስና ሰዲድኩማ ብሩኻተይ ጽብቅ ስራሕ ድማ ዝነኣድ እዩ ኣይ ትሰኣኑ ከምዚ ገይርኩም ኣዛናጉዕና ኢኩም ዞም ኣሕዋተይ እቲ ምትብባዕ ድማ ናባና ጊደፍዎ
tig
positive
ኢዛ ፊልም ቀላል ኣይኮነትን ኣብነታዊትን ኣሉታዊትን እያ ኣቱም ኣወዳት ከማይ ሓደራ ሄዋን ኣይንበድል ኣትን ኣዋልድ ድማ ፍቅሪ ኣቀድማ ባሃልኽን ኣይተጥፋኣ
tig
positive
ሶልየ ሽኮሪና ውድድድድድድ
tig
positive
ኣጆኹም ደቂ ኤሬይ
tig
positive
ኣብ ወሽጢ ዓዲ ዝስራሕ ፊልም አዩ ሂወት ዘለዎ ብሃንቀውታ ንጽበ ኣለና ኣይትደንጉይና ደሓር ከኣ ምቁርራጽ ዘይቡሉ ግበርዎ ኣብ መንጎ አንዳ ጠፋኢኹም ሰብ ተሰልችዉ ኣለኩም ወዲ ሙዞሎ
tig
negative
ደምበ ተቃውሞ ካብ ትብል ንስኻን ወድኸማኻን ቢስትሮ ተቃውሞ ካብ ትብል ክንዳኻ ከሎና ሰምበል ዓዱኻላን ዝነበረ ልዕሊ 980 እሱራት ቦንቁሩ ቀትሪ ምድሪ ካብ ስንበል እስርቤት ሚሒቁ ዘውጸኤ እዩ ንመንግስቱ ኣብ ማእከል ኣዲስ ኣበባ ዋላውን እንተዘይሞተ ብተመልከተለይ ዝዘበጠ እዩ ክትፈልጥ ንጀነራል ተሾመ ኣብ አይቀርም ኣትዩ ዝመንጠለ ኣብ መጨረሻ ሜዳ ገዲፋ ክወጽእ ከሎ ዝንቀሳቐሱ እሱራት ኣባሓኒ ሚካኤል ግ ኤ ን መሪሕነቱን ፈንቂሉ ብጾቱ ብኢዱ ሰራዊት ሓርነት ብኸፊሉ ነዚ ካብ ማይ ባሕሪ ዝጥሕሉ ከምዚ ይመስል ኣብዞም ልዕሊ 80 ሽሕ ካብ እቲ ጉሒላ ውድብ ህዝባዊ ግምባር ዝሃደምኩም ንገረኒ ሓደ ዄንኩም ሓደ መንእሰይ ካብቶም ንህዝቢ ኤርትራ ዝቅጥቅጡ ቀቲልኩም ዶ ትፈልጥ ሓደ ንገረኒ ዋላ ሓንቲ ኣክሽን ወሲድኩም ኣይትፈልጡን ፍቆዶ ዓለም ቤት ጽሕፈት ኣሎዎም ካብ ውሕ ውሕ ትብሉ ኣክሽን ኣርእዩ ካብዘይ ሬኤና ዘይትፈልጦ ሀተው ቀጠው ኣይትበል ተግባር ኣርእዩ ክትስዕስዑ ነንሕድሕድኩም ዘይትተኣማመኑ ዕስለ ኣንበሳታት ናይ ፈይስ ቡክ ኢኹም ንሕና ዋላ ሕጂ ንስድራና ወይ ዘይክኢልና እንተ ተንኪፎም ንጽቢሒቱ ሒነ ክንከፍል ኢና እስክኻትኩም ግን ሻዕብያ ጉሒላታት ሽግር ህዝቢ ኤርትራ ኢኹም ደጊምካ ነቶም ቅድሜኻ ዝነበሩ ዝገበርዎ ምውራይ ገዲፍካ ናይ ሓደ ጉሒላ ትምህር ጽባሕ ነቲ ሓደ ትምህር ከምትምህር እንተፈሊጦም ብኡ ጥራሕ እዩ ኣናብስ ናይ ፈይስ ቡክ ኣናብር ካልእ ሚንስ ርኸቡ ድሕሪ ሕጂ ግን ብዛዕባ ተቃወምቲ ትብል ኣባላት ሰራዊት ሓርነት ኢና ሕጅኩሞ ከይትኳስዩን ወረ ኣብ ጋሓፍ የእትዎ ኣይተረሰዔን ገና
tig
positive
እንተደይ መልሽካ ሱቕ መልሲ እዩ ግን ምፍራሕ ግን ስንፍና እዩ እንተዘይ በዲልካ ቀጽኪ አጆኺ
tig
negative
አብ አርጋንካ ጸይቕልካ ዑዕ እዚአ ከይሰራሕዝካ ብኹቡርካ ሜትካ ዓለም ተገልቢጣትካ
tig
positive
ኣስይ ደስ ዘብል ኣማ ሓወይ እንቓዕ ሓጎስካአ ናቱ ሓወይ ንሉዑል ፍጣሪ ካአ ብስለም ኣጀሚሩ ንኽፍጽመካ ካአ ጸሎት ንገብርን ስብ ሉዑል ተስፋአ ኢናአ ጠጡዑሙ ንዓኩም ይሕዋት
tig
positive
ገለ ለኪ ሰሓቢ ቀልቢ ኣስሚር ሓላል አወ ያክ ፎርሳ ወገነይ ተስፋ ጽባሕ ኣስሊ
tig
positive
ኣታ ኣዛ ሚሊ ኣኮ ክተጸልለኒ ደልያ ኣጀኪ ምሊ ከንጆ ንፋቲ ከማኪ የብዝሃየን
tig
positive
ምስ ረሳዕናያ ዲኩም ትስድዋ ንምኦርያ ዝፍቱ ኣብዚኣ ላይክ
tig
negative
ሽኮሪና ደርፊ ምሳኺ ኣይትኸይድን እያ ፊልም ፈትኒ
tig
positive
ድምጽሽ የ ሄለን በርሀ የምስላል በጣም ቆንጆ ሙዚቓ በጣም ደስ ይላልልል እዚ ሙዚቓ ደስ ያላቹ እንደኔ ላይኽ ኣርጉልኝ
tig
positive
መዲ ኤሬ ፃዕዳ
tig
positive
ሓላል ፍጥረት ፍቅሪ በይነይ ገጽኪ ዘቀይር እንታይ ረኸበለይ ድፍእ ክብል ተበዲለ ኣይቀሰንኩን እንታይ ምኻንኪ ኣነስ ተሻቂለ እንታይ ምኻንኪ በቃ ተሻቂለ ልበይ ዲዩ ጎዲሉ ፍቅረይ ዶስ ጁባይ ዩ ዓቢርኪ ንዓኺ እንዳኮንኩ ካባይ እንታይ ዩ ዘርሕቐኪ እዝስ እባ በሊ ካንዶ ኮይንኪ ዩ ፈሪድክኒ ምስ ውሽጠይ ክበኣስ በይነይ ጌጋይ ጠፊኡኒ ሕሰብሉ ባ ምቃለይ ልበይ ዝሕመሶ ሰለም የብል ዶ ኢልኪዮ ጸጸር ዩ መዳቁሰይ የዕለብጥ ኣለኹ ጌና ሕምም ይብለልኪ ጌና ወለላየ ፍቅሪ በይነይ ኣሜን ኢልኪ ምጽላለይ ንፈውሲ ማሕላ ኳ ብጩቅ የለን እዝም ኢልኪ ካን ክፍለ እዚ በሊ ገለ ቃላት ክፎክሰኒ ታይ ኮን ክብል ረኺቡዋ በይነይ ኮይነ ኣብ ጽምዋ ወለላየ ባሕሪ ከብዳ ጠሊቐ እንዴ ናብ ፍቅርኪ ግዳ ፈሪሐ ኮ ሎምስ ነዚ ሰማይ ከይጸድፈኒ ግር ኢሉኒ ኣበሳይ ኣውሪደ ኣደይበ አንዴ አንታይ እሞ ክብሎ ንልብኪ ዘቅሓረ ጊጋ አንተሎ ዋላ ኣይፍለጦ ጌጋይ ይቅረ ደሓን ተመለሲ እንዶ ፍቅረይ ሰብ ክኸውን ወለላይ ወለላየ ሓመልማሎ ክቕበሎ የ ንገርኒ ጌጋ አንተሎ ካብ ከምዚለ ብሕትውትው ዝብል በይነይ ንገርኒ ብጥፋኣተይ ክዳነ ሓብርኒ እዚ በሊ ፍቅሪ በይነይ ብዘካኺ ካልእ ሰብ ኳ የብለይ
tig
negative
ኣብ ዒቤትካ ኣዪጸዪቀልካ ትርጉም ሰላም 101 ደሞ ሕጂ ንዓኻ ከነረደኣካ ኬና ሸያብ ኣይትጸውዕ በዓል ልቦና ጸውዕ ዝበሉ አቦታቲና ከምዚ ናትካ ምስ ኣጋጠሞም ክተርር ኣለዎ ተዋረድ ኢሉካ እዩ
tig
positive
ጆሲ ሓወይ ኣምበሳ ኣደ ንዓካ ወሊዳ ትምክን ንህግደፍ መንደፍ ሕማም ካንሰር ኮንካዮም ኣለካ ቦሎም ጥራይ ኣቃልዓዮም ነዞም ገበርቲ እክይ ዘርኢ ፍጥረት ዝኮኑ
tig
positive
ታንቆ እግዛብሄር ሙሉእ ምሕረት ይግበርልካ እንኮእ ነዚ ኣብቅዕካ
tig
negative
ደቂ ኤሬይ ኣይተውሕዱ ጃይ ድሲክላይክ ንሃቦ ነዛ ጎሓፍ ንሓላላ ሞዓኮር ወዲ ኣፍወርቂ
tig
negative
ዝተረሰዕ መስልኪ እንባኣር ንብረት ኣይካናን ኣብ ዘቀመጥካዮ ዝቕመጥ ሕጂ ካኣ እዝኒ ኣሎና ዝስምዕ ርእሲ ኣሎና ዝሓስብ ከምቲ እኪ ትሓስብዮ ኣይትታሃመል መንእሰይ ጎቦዛይ ካኣ ኣይተረስዕን ሃገርና ኤርትራ እሾክ ኮይኑ ካብ ፓሲፊክ ንደቡብ ካብ ምዕራብ ናብ ምብራቅ ኣብ ውሽጢ ሃገርና ምርጋጹ መሲልና ኢና ወጽእና ኣብ ስደት ተደሪቢና ንነብር ዘለና ንስኪ ግን ባልከፈተባቹሁ ካንኪ እንበር በንጻሩ ጽሪፍክና ንመንእሰይ ኤርትራ ኢኪ ተሪክ ዘይብልካ ዝበልክና ታሪክ ኣቦታትና ይኣክለና ዘዝተውልደ ብዓረር ጥይት ክጠፍእ እዩ ድልየትኪ ይመስለኒ ኣነ ግን ካባይ ክሳብ ዝርዳኣኪ
tig
negative
እቲ ንልዕሊ 4ደርዘን ዓመታት ኣብ ስደት ዝበለየ ድም ሓጎስ ብርሃነ ትኾኖ ኣለዋ ምስ በለ ኣብ መጀመርታ ንሕ መ ኣመሪካ ምስ ዚ ዘሎ ህልዊ ናይ ኒኩሎስ ቅልውላው ኣብ ሓውሲ ደሴት ኮርያ ይደርፈላ ከይህሉ ኢለ ሓሲበ ነይረ ምክንያቱ ሓጎስ ካብ ንኤርትራ ን ኣመሪካ ይቐርባ ድሒረ ግን ነታ ንሱ ጸጉሩ ከንውሕ እንከሎ ኣብ ተሃድሶታትን ክፍሊ ታዕሊምን ርእስና ዝተላጸናላ ሃገር ምዃኑ ምስ ፈለጥኹ ሓደ ነገር ተዘኺሩኒ ከምዚ ድማ ኢለ ብኢሰያስ ሃለቃ ጠፊእና ብሓጎስ ብርሃነ ከፊእና
tig
negative
ኣይይይ ወዲ ትኹል ተሃዊኽካ
tig
positive
ሩሑስ ኣዉዳኣመት ንመላእ ህዝቢ ክርስቲያን ካዉኡ ከጺለ ኣቱም ሰባት አዚ መልክዓ ሲ ከም ክሪስማስ የብረቅርቅ ኣብኩላትና ዱ ወላስ ኣበይነይ እዩ ብዝኮነ ሳቢተይይይ ኣስሊ ናይስ ሙዚክ
tig
positive
ብዓል ንሕና ንሱ ሞት ተረአኩም ትድሰቱ እዚ ከም ዘመጽእ ፈሊጥና ኢና ንጸላኢና ወድ መደህነ በራድ ንእለ ድበልና ቅድሚ ዕስራ ዓመት
tig
positive
ክክክክክክክ ጂጂ መሕረር ያኽ ቤላ ስራሕ
tig
negative
ብኻልእ ኣዘራርባስ ኣብ ኣይግባኣኩምን ወይ ዓዲ ዝዓበየስ ሃላውለው እዩ ዝብል ለባም ኣይኮነን ማለትኩም ኢኩም ነታ ካብ ዓዲ ዝመጸት ሓንቲ ኢክን ንቕሕትን ምዕብልትን ጌርኩም ይንቨርሲቲ
tig