tr { amh
stringlengths
4
246
tig
stringlengths
3
240
ማንን መርዳት እንችላለን?
ንመንከ ኢና ኽንድግፍ እንኽእል፧
ጥምቀት፣ ይዋል ይደር እንጂ ሁሉም ወጣቶች የሆነ ዕድሜ ላይ ሲደርሱ በዘልማድ ሊወስዱት የሚገባ እርምጃ እንደሆነ አድርገህ እንዳታስብ ተጠንቀቅ።
ዕድመይ ወሲኹ ወይ ካልኦት ይገብርዎ ኣለዉ ኢልካ ኽትጥመቕ ከይትሓስብ ተጠንቀቕ።
መጽሐፍ ቅዱስ ቅድስናን እንዲሁም መንፈሳዊ ንጽሕናን ከአካላዊ ንጽሕና ጋር ያያይዘዋል።
መጽሓፍ ቅዱስ ንቕድስናን ንመንፈሳውነትን ምስ ኣካላዊ ጽሬት የተሓሕዞ እዩ።
ታማኝነት የሚመነጨው ከልብ ነው፤ የሰው ልብ ግን ከዳተኛ ነው።
ተኣማንነት ካብ ልቢ እዩ ዚፍልፍል፣ ልቢ ሰብ ግና ጐራሕ እዩ።
ኢያሱ አምላካችሁ ይሖዋ ከገባላችሁ መልካም ቃል ሁሉ አንዲቷም እንኳ ሳትፈጸም አልቀረችም በማለት ለእስራኤላውያን በእርግጠኝነት መናገሩ የሚያስገርም አይደለም።
ስለዚ ድማ እዩ እያሱ ንእስራኤላውያን፡ ካብ ኵሉ እቲ የሆዋ ኣምላኽኩም እተዛረበኩም ጽቡቕ ተስፋታት፡ ሓንቲ ቓል እኳ ኸም ዘይወደቐት ትፈልጡ ኢኹም ኢሉ ብርቱዕ ቃል ኪዛረቦም ዝኸኣለ።
ለዚህም ሲባል መመሪያዎች ይሰጡናል።
ስለዚ ድማ መምርሒታት ይውሃበና እዩ።
በዛሬው ጊዜ የምናየው አስደናቂ እድገት የተገኘው በአምላክ ላይ እምነት ስላለን እንዲሁም ይሖዋ በመንፈሱ መሪነት በተአምር ያስጻፈውን መጽሐፍ ቅዱስን ሙሉ በሙሉ ስለምንቀበል ነው።
ብኣምላኽ ስለ እንኣምንን ነቲ ብተኣምራዊ መገዲ ብድራኸ መንፈስ የሆዋ እተጻሕፈ ቓሉ መጽሓፍ ቅዱስ ምሉእ ብምሉእ ስለ እንቕበሎን፡ ዜደንቕ ዕቤት ኪህሉ ኽኢሉ እዩ።
የቤተሰብ ራሶች አንድ ውሳኔ ላይ ከመድረሳቸው በፊት በአምላክ ቃልና በመጽሐፍ ቅዱስ ላይ በተመሠረቱ ጽሑፎች ላይ ምርምር ማድረጋቸው እንዲሁም ሌሎች የቤተሰባቸው አባላት ያላቸውን አመለካከት ግምት ውስጥ ማስገባታቸው አስፈላጊ ነው።
ርእስታት ስድራ ቤት ውሳነ ቕድሚ ምግባሮም፡ ግዜ መዲቦም ንቕዱሳት ጽሑፋትን ንክርስትያናዊ ጽሑፋትን ኪምርምሩ፡ ሓሳብ ወይ ርእይቶ ኣባላት ስድራ ቤቶም ከኣ ኣብ ግምት ኬእትዉ ኣለዎም።
እኛም አርማጌዶን ከመምጣቱ በፊት ታማኝ ሆነን ከሞትን ጽድቅ በሰፈነበት አዲስ ዓለም ውስጥ ከሞት እንነሳለን፤ በዚያ ወቅት እያንዳንዳችን የሚያስደስተንን ሥራ እንሠራለን።
ቅድሚ ኣርማጌዶን እሙናት ኴንና እንተ ሞይትና፡ ኣብ ሓዳስ ዓለም ክንትንስእ ኢና፣ ኣብኡ ድማ፡ ብዙሕ ዜዕግብ ዕዮ ኺህልወና እዩ።
ይሁንና ለራሳችን ምኞት ባሪያ ከሆንን ወይም በዓለም ውስጥ ያለውን ቅጥ ያጣ ፋሽን መከተል ከጀመርን የመምረጥ ነፃነታችንን የክፋት መሸፈኛ እያደረግነው ነው ሊባል ይችላል።
ኰይኑ ግና፡ ባሮት ትምኒትና እንተ ዄንና፡ ወይ በቲ ነውራም ቅዲ ኽዳውንቲ እዛ ዓለም እንተ ተጸሊና፡ ንናጽነትና መጐልበቢ ኽፍኣት ክንገብሮ ንኽእል ኢና።
እርዳታ ለማግኘት ከጸለይን በኋላ ወዲያውኑ ምላሽ እንዳላገኘን ከተሰማን፣ እኛን ለመርዳት መቼ እርምጃ መውሰድ እንዳለበት የሚያውቀውን አምላካችንን በትዕግሥት እንጠብቅ።
ደድሕሪ ምጽላይና ቕሳነት እንተ ዘይተሰሚዑና፡ ነቲ ምእንታና ኢሉ ስጕምቲ ዚወስድ ኣምላኽና ንጸበዮ።
በተጨማሪም ቅዱሳን መጻሕፍት፣ ምሥራቹን ከቤት ወደ ቤት፣ በአደባባይና መደበኛ ባልሆነ መንገድ የመስበክ ኃላፊነትና መብት እንደተሰጠን ጎላ አድርገው ይገልጻሉ።
ብዘይካዚ፡ ኣብ በቤትን ሰብ ኣብ ዝበዝሖ ቦታታትን ብዘይ ወግዓዊ መገድን ክንሰብኽ ሓላፍነትን ፍሉይ መሰልን ከም ዘሎና ቕዱሳት ጽሑፋት የጕልሕ እዩ።
ኢየሱስ የተናገረው ነገርና ድርጊቱ ምን ውጤት አስገኘ?
እሞ ደኣ ቓላትን ተግባራትን የሱስ እንታይ ኣፍርዩ፧
እርግጥ ነው፣ በአንዳንድ አካባቢዎች ተገቢ የሚባለው አለባበስ በሌሎች አካባቢዎች ተገቢ ላይሆን ይችላል።
ልክዕ እዩ፡ ኣብ ገሊኡ ቦታ ግቡእ ዝዀነ ኽዳውንቲ፡ ኣብ ካልእ ቦታ ዘይግቡእ ኪኸውን ይኽእል እዩ።
እስራኤላውያን፣ በዙሪያቸው ያሉ ሕዝቦችን ይኸውም ይሖዋን የማያገለግሉ ሰዎችን በተመለከተ የሚከተለው መመሪያ ተሰጥቷቸው ነበር፦ ከእነሱ ጋር በጋብቻ አትዛመድ።
እስራኤላውያን ምስቶም ኣብ ዙርያኦም ዝነበሩ ንየሆዋ ዘየገልግሉ ሰባት ብዚተሓሓዝ፡ ኣይትዋሰቦም።
ከጊዜ በኋላ ደግሞ የበላይ ተመልካች ለመሆን የሚያስፈልጉትን ብቃቶች ለማሟላት ግብ ያወጣል።
ድሕሪ ግዜ፡ ሓላዊ ዀይኑ ኼገልገል ዜኽእሎ መንፈሳዊ ብቕዓታት ኬጥሪ እውን ይጽዕር።
በዚህ ወቅት ኤልያስ በደንብ የሠለጠነው አገልጋዩ እሱን መከተሉን እንዲያቆም ጠየቀው፤ ኤልሳዕ ግን ከአስተማሪው ጋር የሚችለውን ያህል ረጅም ጊዜ ለማሳለፍ ቆርጦ ነበር።
ሽዑ፡ ኤልያስ ነቲ ግቡእ ስልጠና ዝረኸበ ብጻዩ፡ ከይስዕቦ ነገሮ፣ ኤልሳእ ግና ብእተኻእለ መጠን ምስ ኣሰልጣኒኡ ኺጸንሕ ቈሪጹ ነበረ።
የመንግሥቱን ምሥራች በተቻለን መጠን ለብዙ ሰዎች ማካፈል ከፈለግን የስብከቱን ሥራ በተደራጀ መልኩ ማከናወን ይኖርብናል።
ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ብእተኻእለ መጠን ንብዙሓት ሰባት ንምንጋር፡ ዕዮ ስብከትና ብእተወደበ መገዲ ኽንፍጽሞ ኣሎና።
በመሆኑም ከሐሰት ሃይማኖት ለመራቅ ወሰኑ።
ስለዚ ኸኣ፡ ምስ ናይ ሓሶት ሃይማኖት ኪሓብሩ ኣይደለዩን።
ኖኅ እንዲህ ማድረጉ እምነቱን ለማጠናከር እንደረዳው ግልጽ ነው።
ከምኡ ምግባሩ፡ ንእምነቱ ኸም ዘደልደላ ኣየጠራጥርን እዩ።
እርግጥ ከእነዚህ ድርጊቶች ሙሉ በሙሉ መራቅ አንችልም።
ፍጹም ብዝዀነ መገዲ ነዚ ኽንገብሮ ኣይንኽእልን ኢና።
የአምላክ ቃል ልባችንን እንዲነካውና እምነታችንን እንዲያጠናክረው ማድረግ እንፈልጋለን።
የግዳስ፡ ቃል ኣምላኽ ንልብና ኺትንክዮን ንእምነትና ኼደልድላን ንደሊ ኢና።
በተጨማሪም በየወሩ የሚወጡት የመጠበቂያ ግንብ እና የንቁ! መጽሔት እትሞች እንዲሁም በክልል ስብሰባ ላይ የሚወጡ አዳዲስ ጽሑፎች የምናነባቸውና የምናሰላስልባቸው መረጃዎች ይዘዋል።
እቲ ኣብ ወወርሒ ዚወጽእ ሕታማት መጽሔት ግምቢ ዘብዐኛን ንቕሑ!ን፡ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ኣኼባ ዞባ ዝወጸ ሓደስቲ ጽሑፋት እውን ከነንብቦን ከነስተንትነሉን እንኽእል ሓድሽ ሓበሬታ ይህበና እዩ።
ምን ማከናወን እንደሚፈልጉ ብቻ ሳይሆን ይህን የሚያደርጉት እንዴት እንደሆነም ጭምር መረዳት እንችላለን።
እንታይ ኪገብሩ ኸም ዚደልዩ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ከመይ ገይሮም ከም ዚገብርዎ እውን ንፈልጥ ኢና።
በቀላል አነጋገር፣ ራስህን ለይሖዋ ስትወስን ሕይወትህ የአንተ ንብረት መሆኑ ያበቃል ማለት ነው።
ብሓጺሩ፡ ህይወትካ ንየሆዋ ኽትውፊ ኸለኻ፡ ርእስኻ ንየሆዋ ሂብካዮ ኢኻ።
የካሌብና የኢያሱ ሁኔታ ይህን ያሳያል።
ካሌብን እያሱን እዚ ተመክሮ እዚ እዮም ኣሕሊፎም።
እንደ አባቱ እንደ አሳ ሁሉ ኢዮሳፍጥም አስፈሪ የሆነ የጠላት ሠራዊት በመጣበት ጊዜም እንኳ ሙሉ በሙሉ ለአምላክ ያደረ መሆኑን አሳይቷል።
ዮሳፋጥ ከም ኣቦኡ ኣሳ፡ ሓያል ሰራዊት ጸላኢ ምስ መጾ እውን ንኣምላኽ ውፉይ ኰይኑ እዩ።
ግለሰቡ ምን ብሎ እንደሚያምን ለማወቅ ጥረት አድርጉ።
እቲ ሰብ እቲ እንታይ ከም ዚኣምን ፍለጥ።
ልክን ማወቅ የሚለውም አገላለጽ በመጽሐፍ ቅዱስ ውስጥ የተሠራበት ስለ ራስ ሚዛናዊ አመለካከት መያዝን እንዲሁም አቅምን ማወቅን ለማመልከት ነው።
ብመሰረት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ትሕትና ንርእስና ብግቡእ ምግምጋምን ዓቕምና ምፍላጥን እውን ተመልክት እያ።
የያዝከውን ማስታወሻ መከለስህ ከአምላክ ቃልም ሆነ ከድርጅቱ በተማርካቸው ነገሮች ላይ ለማሰላሰል ግሩም አጋጣሚ ይከፍትልሃል።
ነቲ ኻብ ቃል ኣምላኽን ካብ ውድቡን እተመሃርካዮ ነገራት ክትሓስብ ከለኻ፡ ነዚ መዘኻኸሪታት እዚ ደጊምካ ምርኣይ፡ ንምስትንታን ጽቡቕ ኣጋጣሚ ኪኸፍተልካ እዩ።
ይሖዋ፣ እሱን ለማገልገል የምናደርገውን ማንኛውንም ጥረት ከፍ አድርጎ እንደሚመለከት እርግጠኞች መሆን እንችላለን።
የሆዋ ንዅሉ እቲ ንዕኡ ንምግልጋል እንገብሮ ጻዕሪ ኸም ዘይርስዖ ርግጸኛታት ክንከውን ንኽእል ኢና።
ያም ቢሆን ይሖዋ፣ አገልጋዮቹ ከሚችሉት በላይ እንዲፈተኑ ፈጽሞ እንደማይፈቅድ ማረጋገጫ ሰጥቶናል።
ይኹን እምበር፡ የሆዋ፡ ኣገልገልቱ ልዕሊ እቲ ኺጻወርዎ ዚኽእሉ ንኺሳቐዩ ኣይፈቅድን እዩ።
ለዚህ ጥያቄ መልስ ከመስጠታችን በፊት በትክክለኛው ጊዜ የተነገረ ቃል ምንኛ መልካም ነው! በሚለው ጥቅስ ላይ ማሰላሰላችን ጠቃሚ ነው።
ነዛ ሕቶ እዚኣ ቕድሚ ምምላስና ግና፡ ብዛዕባ እታ፡ ብግዜኡ ዚዝረብ ቃል ክንደይ ኰን ጽቡቕ እዩ እትብል ምሳሌ ምሕሳብና ጽቡቕ እዩ።
አንድ የኬሚስትሪ ፕሮፌሰር እንዲህ ብለዋል፦ አንድ ሰው፣ ሕይወት ካላቸው ነገሮች መካከል ውስብስብ የማይባለው እንኳ ምን ያህል ውስብስብ እንደሆነ ሲመለከት በጣም መገረሙ አይቀርም።
ሓደ ፕሮፌሰር ስነ ቐመም፡ እቲ ዝነኣሰ ዚብሃል ህይወት እውን እንተ ዀነ፡ ኣዝዩ እተሓላለኸ ምዃኑ ዜደንቕ እዩ በለ።
ማናችንም ብንሆን ቤዛው አያስፈልገኝም ማለት አንችልም።
በጃ ኪኽፈለለይ ኣየድለየንን እዩ ኺብል ዚኽእል ሓደ እኳ የልቦን።
እንዲህ ካሉት ሰዎች መካከል መጥምቁ ዮሐንስ አንዱ ነው።
ዮሃንስ መጥምቕ ሓደ ኻባታቶም እዩ።
በጥንታዊ የቅዱሳን መጻሕፍት ቅጂዎች ውስጥ በሺዎች በሚቆጠሩ ጊዜያት የሚገኘውን ስም ማውጣት ለመጽሐፉ ባለቤት አክብሮት ማጣት ነው።
ነቲ ኣብ ጥንታዊ ኢደ ጽሑፋት ኣሽሓት ግዜ ዚርከብ ስም ዘይምእታው፡ ንደራሲኡ ኣኽብሮት ከም ዘይብልካ እዩ ዜርኢ።
ኢየሱስ ይህን ተአምር የመፈጸም ግዴታ ነበረበት?
ነዚ ተኣምር እዚ ኺፍጽም ግዴታ ነይርዎ ድዩ፧
እነዚህ ሰዎች ንስሐ ካልገቡ ጴጥሮስ የገለጸው ዓይነት ሁኔታ ይደርስባቸዋል።
ናብ የሆዋ እንተ ዘይተመሊሶም ከኣ፡ ኵነታቶም ልክዕ ከምቲ ጴጥሮስ ዝገለጾ ኪኸውን ይኽእል እዩ።
ይሁንና አንድ የእምነት ባልንጀራችን በሕሊናው ተመርቶ ያደረገው የግል ውሳኔ ባይገባን ቸኩለን በእሱ ላይ መፍረድም ሆነ አስተሳሰቡን እንዲለውጥ መጫን አይገባንም።
ሓደ ኣማኒ ዝዀነ ብጻይና ኣብ ገሊኡ ጕዳይ ብሕልናኡ ተደሪኹ ዝገበሮ ውሳነ ኺርድኣና እንተ ዘይክኢሉ፡ ቀልጢፍና ኽንፈርዶ ወይ ሓሳቡ ኪቕይር ጸቕጢ ኽንገብረሉ ኣይግባእን።
ራስን መወሰን ማለት ይሖዋን ለዘላለም እንደምታገለግለው በጸሎት መንገር ማለት ነው።
ሓደ ሰብ ርእሱ ንየሆዋ ኺውፊ ኸሎ፡ ንዘለኣለም ኬገልግሎ ኸም ዚደሊ እዩ ዚነግሮ ዘሎ።
ሐዋርያው ጳውሎስ ይህን ቃል የተጠቀመው መንፈሳዊ እድገት ማድረግ ጥረት እንደሚጠይቅ ለማጉላት ነው።
ሃዋርያ ጳውሎስ ከኣ ነዛ ቓል እዚኣ ብምጥቃም፡ መንፈሳዊ ዕቤት ጻዕሪ ኸም ዚሓትት ኣጕልሐ።
ይህ ምን ውጤት ያስገኛል?
ውጽኢቱኸ እንታይ እዩ፧
ኖኅ፣ ይሖዋ ክፋትን ለማጥፋት የገባውን ቃል በትክክለኛው ጊዜ ላይ እንደሚፈጽም መተማመን ያስፈልገው ነበር።
ኣብቲ የሆዋ ንእከይ መወዳእታ ኸም ዚገብረሉ ዝኣተዎ ቓል እምንቶ ኼሕድር፡ ኣብ ግቡእ ግዜኡ ኸምኡ ኸም ዚገብር ድማ ኪኣምን ነይርዎ።
ንጉሥ ምናሴ ንስሐ ከገባ በኋላ ኢዮስያስን ስለ አምላክ ምሕረት አስተምሮት ሊሆን ይችላል።
እቲ እተነስሐ ንጉስ ምናሴ ንዮስያስ ብዛዕባ ምሕረት ኣምላኽ ነጊርዎ ኪኸውን ይኽእል እዩ።
ለውጥና መሻሻል እያደረገ እንዳለ የሚጠቁም ነገር ስትመለከቱ አመስግኑት።
ምልክት ዕቤቱን ምዕባለኡን ኣስተብሂልካ ንኣዶ።
ዳዊት ከቤርሳቤህ ጋር ለፈጸመው ኃጢአት አምላክ ይቅር ቢለውም እሱ ግን በደሉንና ያስከተላቸውን መዘዞች አልረሳም።
ኣብቲ ግዜ እቲ፡ ዳዊት ይቕረታ ኣምላኽ ረኺቡ እኳ እንተ ነበረ፡ ነቲ ምስ ባትሴባ ዝፈጸሞ ሓጢኣትን ሳዕቤናቱን ግና ኣይረስዖን።
በአገልግሎት ላይ የይሖዋን ፍቅር ለማንጸባረቅ እጥራለሁ፤ ይህም አሉታዊ ስሜትን ለማስወገድ ረድቶኛል።
ምኽንያቱ፡ ኣብ ኣገልግሎት ነቲ ተፈታዊ ባህርያት የሆዋ ክቐድሖ ስለ ዝጽዕር፡ እቲ ዝነበረኒ ኣሉታዊ ስምዒት ቀስ ብቐስ ጠፊኡ እዩ።
በዋጋ ሊተመን የማይችል ሌላም ዓይነት ሰላም አለ።
ብዋጋ ዘይሽነን ካልእ ሰላም እውን ኣሎ።
ጴጥሮስ ወደ ኢየሱስ ቀርቦ እስከ ሰባት ጊዜ ይቅር ማለት ይኖርበት እንደሆነ ሲጠይቀው ኢየሱስ እስከ 77 ጊዜ እንጂ እስከ ሰባት ጊዜ ብቻ አልልህም ብሎ መለሰለት።
ጴጥሮስ፡ ይቕረ ኽንብል ዘሎና ኽሳዕ ሸውዓተ ሳዕ እንተ ዀይኑ ምስ ሓተተ፡ የሱስ፡ ክሳዕ 77 ሳዕ እምበር፡ ክሳዕ ሸውዓተ ሳዕ ኣይብለካን ኢሉ መለሰሉ።
በመሆኑም ጥምቀት፣ ለይሖዋ ባቀረብከው የግል ጸሎት አማካኝነት ቀደም ሲል ራስህን መወሰንህን ሰዎች እንዲያውቁ ማድረግ ማለት ነው።
ስለዚ፡ ነቲ ብብሕቲ ናብ የሆዋ ብእተቕርቦ ጸሎት ዝገበርካዮ ወፈያ ኢኻ ብጥምቀት ኣቢልካ ንሰባት እትገልጽ።
በዛሬው ጊዜ በይሖዋ ምሥክሮች ጉባኤ ውስጥ ተገቢ ያልሆነ ነገር ሊፈጸምብን የሚችልበት አጋጣሚ በጣም ጠባብ ነው።
ሎሚ ኣብ ጉባኤታት ህዝቢ ኣምላኽ፡ መብዛሕትኡ ግዜ ኸምዚ ዝበለ ግፍዒ ኣየጋጥመናን እዩ።
ለምሳሌ አንድ ሰው መልካም አስቦ የተናገረው ነገርም እንኳ ቅር ሊያሰኘን ይችላል።
ንኣብነት፡ ሓደ ሰብ ጽቡቕ ሓሲቡ ብእተዛረቦ ቓላት እኳ፡ ቅር የብለና ይኸውን።
ከዚህም በተጨማሪ ሚስቶች ለባሎቻቸው፣ ልጆች ደግሞ ለወላጆቻቸው መገዛት አለባቸው።
ኣብ ርእሲ እዚ፡ ኣንስቲ ንሰብኡተን ኪግዝኣኦም ኣለወን፣ ውሉዳት ድማ ንወለዶም ኪእዘዝዎም ኣለዎም።
ከሁሉ ከሚበልጡት ሁለት ትእዛዛት የመጀመሪያው ይሖዋን እንድንወድ የሚያዘው ሲሆን ሁለተኛው ደግሞ ባልንጀራችንን መውደድ እንዳለብን ይገልጻል።
እቲ ንብጾትና ኸነፍቅር እተዋህበና ትእዛዝ፡ ደድሕሪ እቲ ንየሆዋ ኸነፍቅር እተዋህበና ትእዛዝ እዩ ተጠቒሱ ዘሎ።
በተጨማሪም የሚያስጨንቅህን ነገር ሁሉ ልትጥልበት ከምትችለው አምላክ ቁጥጥር ውጪ የሆነ ምንም ነገር የለም።
ብዘይካዚ፡ ኣምላኽ ኪቈጻጸሮ ዘይክእል ኵነታት ስለ ዘየሎ፡ ንጭንቀትካ ናብኡ ኽትድርብዮ ትኽእል ኢኻ።
በፍጹም።
ኣይፋሉን።
የምታነጋግሩት ሰው ምን ብሎ እንደሚያምን እንደምታውቁ አድርጋችሁ አታስቡ።
‘ካልኦት ከምዚ እዮም ዚኣምኑ ኢልካ ቐልጢፍካ ኣይትደምድም።
እኛም እንዲህ ዓይነት ጸሎት ማቅረብ እንችላለን።
ንሕና እውን ከምኡ ኽንገብር ንኽእል ኢና።
ኢየሱስ የሚያስተምረውም ትምህርት ቢሆን በአምላክ ቃል ላይ የተመሠረተ ነበር።
የሱስ፡ ቃል ኣምላኽ ንተግባራቱ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ንትምህርትታቱ እውን ኪመርሖ ፈቒዱ እዩ።
ለጉዞ መዘጋጀት፣ በጉዞ ወቅት እርስ በርስ መረዳዳት ከዚያም ቤተ መቅደስ ውስጥ ይሖዋን በአንድነት ማምለክ ነበረባቸው።
ነቲ ጕዕዞ ይዳለዉ፡ ኣብ መገዲ ይደጋገፉ፡ ኣብታ ቤተ መቕደስ ከኣ ብሓድነት የምልኹ ነይሮም እዮም።
ለምን?
ስለምንታይ ከምኡ ንብል፧
በዛሬው ጊዜም ሁኔታው ተመሳሳይ ነው።
ሎሚ እውን ተመሳሳሊ እዩ።
በትላልቅ ስብሰባዎች ላይ ስንገኝ አለባበሳችን በዓለም ላይ የተለመደውን ወጣ ያለ ፋሽን የሚያንጸባርቅ ሳይሆን ተገቢና ልከኛ ሊሆን ይገባል።
ኣብ ዓበይቲ ኣኼባታት ክንእከብ ከለና፡ ኣከዳድናና ነቲ ኣብ ዓለም ልሙድ ዝዀነ ጠገለ ዘይብሉ ቕድታት ዘይኰነስ፡ ግቡእን ትሕትና ዜርእን ኪኸውን ኣለዎ።
ምናልባትም ወደ ራሳችን ተገቢ ያልሆነ ትኩረት መሳብ ጀምረን ሊሆን ይችላል።
ብዘይግቡእ መገድታት ናብ ርእስና ትዅረት ንስሕብ ንኸውን።
እንዲህ የምታደርግ ከሆነ ላይ የተገለጸው በሰማይ መካከል የሚበረው መልአክ የያዘውን መልእክት ከሚያስተጋቡት በሚሊዮን የሚቆጠሩ ሰዎች ጋር ምሥራቹን በኅብረት ታውጃለህ።
ከምኡ ምስ እትገብር፡ ምስ ሚልዮናት ካልኦት ብሓደ ዄንካ መልእኽቲ እቲ ኣብ ተጠቒሱ ዘሎ ኣብ ማእከል ሰማይ ዚዝምቢ መልኣኽ ኢኻ እተቃልሕ ዘለኻ።
የሙሴ ሕግ መጽሐፍ ከተገኘ በኋላ የኢዮስያስ ጸሐፊ ሕጉን አነበበለት።
ሕጊ ሙሴ ዝሓዘት ሰነድ ምስ ተረኽበት፡ ጸሓፊኡ ኣንበበሉ።
የዲያብሎስ ዓላማ በቀረው ጥቂት ጊዜ ውስጥ ከይሖዋ አገልጋዮች መካከል የቻለውን ያህል ብዙዎችን መዋጥ ነው።
ዕላማ ድያብሎስ ድማ፡ ኣብቲ ተሪፍዎ ዘሎ ሓጺር እዋን ንብዙሓት ኣገልገልቲ የሆዋ ምውሓጥ እዩ።
ከራስህ ጊዜ ላይ የተወሰነውን መሥዋዕት አድርገህም እንኳ ቢሆን የመጽሐፍ ቅዱስ ጥናት ለመምራት ፈቃደኛ ነህ?
ግዜ ዕረፍትኻ እውን ሰዊእካ ኣብዚ ዕዮ እዚ ኽትካፈል ትኽእልዶ፧
በእርግጥም የይሖዋ ምሥክሮች ልከኝነትና ጥሩ የማመዛዘን ችሎታ የሚንጸባረቅበት እንዲሁም የሚያስከብርና ለአምላክ ያደርን ነን ለሚሉ ሰዎች የሚገባ አለባበስ ስላላቸው ብዙዎች ያደንቋቸዋል።
እወ፡ ናይ የሆዋ መሰኻኽር፡ ትሕትናን ልብምናን ብዜርኢ ግቡእ ክዳውንቲ፡ ንኣምላኽ ተወፋይነት ንዘለዎም ከም ዚግባእ ስለ ዚስለሙ፡ ብዙሕ ሳዕ ይንኣዱ እዮም።
ይሖዋ ማንኛውም ጎጂ ነገር በእኛ ላይ እንዳይሠለጥን ሊከላከልልን ይችላል።
እወ፡ ንሓሳባትና ኽንቈጻጸር ኪሕግዘና ይኽእል እዩ።
በመሆኑም ምድራዊ ተስፋ ያለው እጅግ ብዙ ሕዝብ እየተሰበሰበ ነው።
ከም ውጽኢቱ ድማ፡ ሎሚ ምድራዊ ተስፋ ዘለዎም ብዙሓት ህዝቢ ይእከቡ ኣለዉ።
መጀመሪያ ላይ የወንድም ራስል ዓላማ፣ ታዋቂ ከሆኑት ሃይማኖቶች መካከል እውነቱን የሚያስተምረው የትኛው ሃይማኖት እንደሆነ ማወቅ ነበር።
ኣብ ፈለማ፡ ሓውና ራስል ካብተን ዝነበራ ስሙያት ሃይማኖታት ኣየነይተን ሓቂ ትምህር ከም ዘላ ንምፍላጥ እዩ ነቲ መጽናዕቲ ጀሚርዎ።
ኢየሱስ ፈጽሞ አትጨነቁ ሲል ምን ማለቱ ነበር?
የሱስ፡ ኣይትጨነቑ ኺብል ከሎ እንታይ ማለቱ እዩ፧
የመንግሥቱን መልእክት ከሁሉም ብሔራት ለተውጣጡ ሰዎች እንዲያደርሱ ያዘዛቸው በዚያ ወቅት ሳይሆን አይቀርም፤ በወቅቱ ይህን ሥራ ማከናወን ተፈታታኝ ነበር! ኢየሱስ ይህ ታላቅ ሥራ እስከ ሥርዓቱ መደምደሚያ ድረስ እንደሚከናወን የተነበየ ሲሆን ይህም እየተፈጸመ ነው።
መልእኽቲ መንግስቲ ኣምላኽ ንዅሎም ኣህዛብ ኪሰብኩ ዝኣዘዞም ኣብቲ ግዜ እቲ ኪኸውን ይኽእል እዩ፣ እዚ ኸኣ፡ ኣብቲ እዋን እቲ ኸቢድ ዕዮ እዩ ነይሩ! እዚ ዕዮ እዚ፡ ክሳዕ መደምደምታ እቲ ስርዓት ከም ዚዕየ የሱስ ተነብዩ ነይሩ እዩ፣ እዚ ድማ ይፍጸም እዩ ዘሎ።
ይሖዋ የፍጥረት ሥራዎቹን በተመለከተ ለኢዮብ ጥያቄ ካቀረበለት በኋላ ኢዮብ አንተ ሁሉን ነገር ማድረግ እንደምትችል፣ ደግሞም ያሰብከውን ነገር ሁሉ ማድረግ እንደማይሳንህ አሁን አወቅኩ በማለት መልሷል።
የሆዋ ንእዮብ ብዛዕባ ግብርታት ፍጥረቱ ምስ ሓተቶ፡ እዮብ፡ ኵሉ ኸም እትኽእል፡ ካብቲ ኽትገብሮ ዝሓሰብካዮ ድማ ዘይከኣለካ ኸም ዘየልቦ ፈሊጠ ኢሉ መሊሱሉ እዩ።
እኛም የእነሱን ምሳሌ መከተል ይኖርብናል።
ንሕና እውን ከምኡ ኽንገብር ኣሎና።
ይህ መሆኑ ግን ብቃት ጎድሏቸዋል ወይም እንከን አለባቸው ማለት አይደለም።
እዚ ድማ ብገለ መገዲ ዘይብቑዓት ወይ ጐደሎ ነይሮም ማለት ኣይኰነን።
ይሖዋ በድርጅቱ ውስጥ ያሉ ሁሉ አካላዊም ሆነ መንፈሳዊ ንጽሕናቸውን መጠበቅ እንዳለባቸውም ተናግሯል።
ኵሎም ኣባላት ውድቡ ኣካላውን መንፈሳውን ንጽህናኦም ኪሕልዉ እውን ይእዝዝ እዩ።
ከመሞቱ በፊት የተናገረው የመጨረሻ ሐሳብ እንኳ በመጽሐፍ ቅዱስ ውስጥ ስለ መሲሑ የተነገሩ ትንቢቶችን የያዘ ነበር።
ኣብተን ቀቅድሚ ሙማቱ እተዛረበን ቃላት ከኣ፡ ካብ መሲሓዊ ትንቢታት ጠቒሱ እዩ።
ወደ አፓርታማዎች ወይም ወደ አንዳንድ የታጠሩ መኖሪያ ሰፈሮች መግባት አስቸጋሪ የሚሆንባቸው አካባቢዎች አሉ።
ኣብ ገሊኡ ኸባቢታት ከኣ፡ ናብ ገሊኡ ኣፓርትማታትን እተሓጽረ ኣባይትን ክንኣቱ ኣይንኽእልን ኢና።
ራስህን ለይሖዋ ለመወሰን የምታመነታ ከሆነ ምክንያትህ ምን እንደሆነ ቆም ብለህ አስበህበት ታውቃለህ?
ንየሆዋ ርእስኻ ንምውፋይ እንተ ተወላዊልካ፡ ስለምንታይ ከምኡ ኸም ዝዀንካ ሓቲትካዶ ትፈልጥ፧
እንዲህ ዓይነቱ ምርጫ ግን ውጤቱ አስከፊ ነው።
እዚ ድማ ምርጫ እዩ፣ እሞ ኸኣ፡ ሕማቕ ሳዕቤን ኪህልዎ ዚኽእል ምርጫ።
የሙሴ ወላጆች ስለ ይሖዋ እንዲሁም ዕብራውያንን ከባርነት ነፃ አውጥቶ ተስፋይቱን ምድር ለመስጠት ስላለው ዓላማ ሙሴን አስተምረውት መሆን አለበት።
ሙሴ ብዛዕባ የሆዋን ብዛዕባ እቲ ንእብራውያን ካብ ባርነት ሓራ ኣውጺኡ ናብ ምድሪ ተስፋ ኼእትዎም ዝነበሮ ዕላማን ካብ ወለዱ ተማሂሩ ነይሩ ኪኸውን ኣለዎ።
ጳውሎስ ስደት እየደረሰባቸው ለነበሩት በተሰሎንቄ የሚገኙ ክርስቲያኖች በዛሬው የዕለት ጥቅስ ላይ ያለውን ሐሳብ ጽፏል።
ጳውሎስ ነቶም መስጐጕቲ ዜሕልፉ ኣብ ተሰሎንቄ ዝነበሩ ክርስትያናት፡ ነቲ ኣብ ናይ ሎሚ ጥቕስና ዘሎ ቓላት ጸሓፈሎም።
ምክንያቱም ራሳቸውን ለይሖዋ የወሰኑ ሁሉ እሱን ሊወዱት፣ ታማኝ ሊሆኑለትና ሊታዘዙት ቃል ገብተዋል።
ምኽንያቱ፡ ርእሶም ንየሆዋ ዝወፈዩ ዅሎም ሰባት፡ ንዕኡ ኼፍቅርዎን እሙናት ኪዀኑን ኪእዘዝዎን ቃል ኣትዮም እዮም።
ልካችንን ማወቃችን ከአቅማችን በላይ የሆነን ነገር አልችልም ማለት እንዲቀለን ያደርጋል።
ትሕናትና ኣይፋል ክንብል ትሕግዘና እያ።
አብዛኞቹ ሰዎች ይህ ዓለም ወዴት እያመራ እንደሆነ ልንነግራቸው ስንሞክር ይህ ጉዳይ ብዙም ግድ እንደማይሰጣቸው እንመለከታለን።
እዛ ዓለም ናበይ ገጻ ተምርሕ ከም ዘላ ኽንነግሮም ክንፍትን ከለና፡ ሰባት ተገዳስነት የብሎምን።
በወቅቱ ጢሞቴዎስ ተሞክሮ ያለው የመንግሥቱ አዋጅ ነጋሪ ነበር።
ኣብቲ ግዜ እቲ፡ ጢሞቴዎስ ምኩር ኣዋጂ መንግስቲ ኣምላኽ እዩ ነይሩ።
በመሆኑም እነዚህ የአምላክ አገልጋዮች የላቀ ትንሣኤ ያገኛሉ፤ ይኸውም ከሞት ተነስተው በሰማይ ይኖራሉ፤ ይህ ደግሞ የጥንቶቹ የእምነት ሰዎች ተስፋ ያደርጉት ከነበረው የተሻለ ትንሣኤ እንኳ የበለጠ ነው።
እቶም ብግዜ ጥንቲ ዝነበሩ ሰብ እምነት ዚሓይሽ ትንሳኤ ይጽበዩ እኳ እንተ ነበሩ፡ እዞም ቀዳሞት ክርስትያናት ግና ኻብኡ ዚዓቢ ትንሳኤ ኺረኽቡ፡ ማለት ናብ ሰማያዊ ህይወት ኪትንስኡ እዮም።
በተጨማሪም ጸሎት ሰሚ የሆነው አምላክ የሚያሳስቡንን ነገሮች ስንነግረው እንደሚሰማን በመተማመን ወደ እሱ መቅረብ እንችላለን።
እቲ ሰማዕ ጸሎት ዝዀነ ኣምላኽና፡ ንሻቕሎትና ኸም ዜቕልበሉ ብምትእምማን ናብኡ ኽንቀርብ ከም እንኽእል እውን ኣይትረስዕ።
ኢየሱስ ለተከታዮቹ የአባቴ ፈቃድ ወልድን የሚያውቅና በእሱ የሚያምን ሁሉ የዘላለም ሕይወት እንዲኖረው ነው ብሏቸዋል።
የሱስ ንሰዓብቱ፡ ንወዲ ኣለልዩ ብእኡ ዚኣምን ዘበለስ፡ ናይ ዘለኣለም ህይወት ኪህልዎ እዚ ፍቓድ ኣቦይ እዩ ኢሉ ኣተስፈዎም።
ጤናማ መሆን ከፈለገ ለራሱም ገንቢ ምግብ ማዘጋጀት ይኖርበታል።
ጽቡቕ ጥዕና ኺህልዎ እንተ ደልዩ፡ ንርእሱ እውን መዓዛታት ዘለዎ ምግቢ ኼዳሉ ኣለዎ።
ይሖዋ ሆይ፣ የሰው መንገድ በራሱ እጅ እንዳልሆነ በሚገባ አውቃለሁ።
ኦ የሆዋ፡ መገዲ ሰብ ናቱ ኸም ዘይኰነት ኣጸቢቐ እፈልጥ እየ።
ለምሳሌ ያህል፣ አንድ የመንግሥት ባለሥልጣን ምግባረ ብልሹ ሊሆን ይችላል፤ ያም ሆኖ ለበላይ ባለሥልጣናት በአንጻራዊ ሁኔታ መገዛት ስላለብን ሥልጣኑን እናከብራለን።
ንኣብነት፡ ሓደ ብዓል ስልጣን መንግስቲ ብልሹው ኪኸውን ይኽእል እዩ፣ ነቶም ኣብ ልዕሌና ዘለዉ ሰበ ስልጣን ኣብ በቦታኦም ዝሰርዖም የሆዋ ብምዃኑ ግና፡ ንቦታኡ ኸነኽብሮ ኣሎና።
ስፍር ቁጥር የሌላቸው ሰዎች በተመሳሳይ ጊዜ ላይ በበርካታ ቋንቋዎች ወደ እሱ ይጸልዩ ይሆናል።
ማእለያ ዘይብሎም ውልቀ ሰባት ብሓያሎ ቛንቋታት ኣብ ሓደ እዋን ናብኡ ኺጽልዩ ይኽእሉ እዮም።
ኢየሱስ የሥጋ ደዌ ወይም የሚጥል በሽታ ያለባቸውን እንዲሁም ዓይነ ስውር አሊያም ሽባ የሆኑ ሰዎችን በተአምራዊ መንገድ እንደፈወሰ መጽሐፍ ቅዱስ ይናገራል።
የሱስ ብተኣምራዊ መገዲ ድዉያትን ሕማም ምንፍርፋር ዘለዎምን ዕዉራትን ልሙሳትን ከም ዘሕወየ ነንብብ ኢና።
እንዲህ ያሉት ዓመፀኞች ወዲያውኑ ሊጠፉ እንጂ ክፋትን እንደገና እንዲያስፋፉ ሊፈቀድላቸው እንደማይገባ የሰው ልጆች ታሪክ በቂ ማስረጃ ይሆናል።
ከመይሲ፡ ነቶም ዓለወኛታት ቀልጢፉ ንምጥፋእ፡ ነቲ ኣብ ታሪኽ ደቂ ሰብ ዘጋጠመ ነገራት ከም ብቑዕ ምኽንያት ገይሩ ኺጥቀመሉ ይኽእል እዩ፣ እከይ ከም ብሓድሽ ኪህሉ ድማ ኣይኪፈቅድን እዩ።
ኢየሱስ ወደ ምድር ከመጣ በኋላም የመምረጥ ነፃነቱን በሚገባ ተጠቅሞበታል፤ የአምላክ ቀንደኛ ጠላት እሱን ለመፈተን ሲል ያቀረበለትን ግብዣ አልተቀበለም።
የሱስ ኣብ ምድሪ ኣብ ዝነበረሉ እዋን፡ በቲ ናይ ምምራጽ ናጽነቱ ተጠቒሙ ኻብቲ ቐንዲ ተጻራሪ ንዝቐረበሉ ፈተናታት ነጺግዎ እዩ።
ይህ መሆኑ ግን እነዚህ ድርጊቶች በአምላክ ዘንድ ተቀባይነት እንዲያገኙ አያደርግም።
ኰይኑ ግና፡ እቲ ተግባራት ሕጋዊ ምዃኑ፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ተቐባልነት ኣለዎ ማለት ኣይኰነን።