Dataset Viewer
Auto-converted to Parquet
amh
stringlengths
4
155
tig
stringlengths
7
186
áŒŽáŒ„áˆźáˆ”áŠ“ አቄሚውቔ ዚነበሩቔ ሰዎቜ ሁሉን ነገር ቔተው áŠąá‹šáˆ±áˆ”áŠ• á‰°áŠšá‰°áˆ‰á‰”áą
መጜሓፍ ቅዱሔ ቄዛዕባ áŒŽáŒ„áˆźáˆ”áŠ• á‰„áŒŸá‰±áŠ•áĄ ንዅሉ ሓá‹Čጎም ንዚሱሔ ሰዓቄዎ á‹­á‰„áˆáą
ይሁንና ይሖዋ አሔደናቂ ተሔፋ áˆ°áŒ„á‰¶áŠ“áˆáą
ይáŠčን áŠ„áˆá‰ áˆ­áĄ ዹሆዋ ዜደንቕ ተሔፋ ሂቡና ኣሎ፱
áŒłá‹áˆŽáˆ” ይበልጄ አሔፈላጊ በሆኑቔ áŠáŒˆáˆźá‰œ ላይ ቔኩሚቔ ያደሚገ ኹመሆኑም በላይ ወደ áˆ¶áˆ­á‹«áŁ á‰”áŠ•áˆż áŠ„áˆ”á‹«áŁ መቄዶንያና ይሁዳ ቄዙ ጊዜ በመሄዔ አምላክን በቔጋቔ አገልግሏል፱
áŒłá‹áˆŽáˆ”áĄ ኣቄá‰Č ዚሓይሜ ኣተáŠČሩ ነበሹ፣ ካቄን ናቄን ሶርያን ንኄሜቶ ኄሔያን መቄዶንያን ይሁዳን ኄናተጓዕዘ ኾኣ ኣቄ áŠŁáŒˆáˆáŒáˆŽá‰” áŠŁáˆáˆ‹áŠœ ኣበርá‰Čዑ ይዓá‹Ș ነበሹ፱
ይህ ደግሞ ይበልጄ ኄሱን ኄዚመሰልን ኄንዔንሄዔ á‹«áŠáˆłáˆłáŠ“áˆáą
ኄዚ ዔማ ንዕኡ á‰„á‹á‹«á‹ł ምኄንá‰Č áŠœáŠ•áˆ˜áˆ”áˆŽáĄ ንልቄና ኌለዓዕሎ á‹­áŒá‰ŁáŠ„áą
ኄነዚህ ቅቡዓን ኄንደ ማንኛውም ሰው መንፈሳዊ ቔምህርቔ ማግኘቔ አለባቾው፱
ኄዞም ቅብኣቔ ኄዚኊም ኹም ካልኊቔ ክርሔቔያናቔ መንፈሳዊ ቔምህርá‰Č á‹œá‹”áˆá‹źáˆ ኄኳ ኄንተ ዀነ፡ áŠ•á‰•á‰„áŠŁá‰¶áˆ ዜሹጋግጾሎም ግና áŠŁá‹šá‹”áˆá‹źáˆáŠ• áŠ„á‹©áą
ዹጠዹቅነውን ሁሉ ወá‹Čያውኑ ዚሚያደርግልን ኹሆነ በመካኚላቜን ያለው ግንኙነቔ ቔክክለኛውን አካሄዔ ዹጠበቀ አይሆንም፱
á‹áˆ“á‰°á‰”áŠ“á‹ź ዘበለ ቄእቄእ ዜማልኣልና ኄንተ ዀይኑ ግና፡ ኄá‰Č áˆáˆ”áŠĄ ዘሎና áˆ­áŠ­á‰„áĄ áŒá‰ĄáŠ„ መልክዕ ኣይህልዎን áŠ„á‹©áą
ዳዊቔ ይህን ዚጻፈው ኄሱ á‰ á‰łáˆ˜áˆ˜á‰ á‰”áŠ“ áˆáŠ”á‰łá‹Žá‰œáŠ• መቆጣጠር á‰Łáˆá‰»áˆˆá‰ á‰” ወቅቔ አቀሎሎም ዙፋኑን ለመቀማቔ á‹šá‰°áŠáˆłá‰ á‰”áŠ• ጊዜ በማሰቄ ሊሆን á‹­á‰œáˆ‹áˆáą
ዳዊቔ ነዘን ቃላቔ ኄዚአን ዝጾሓፈን፡ ኣቄá‰Č áŠŁá‰€áˆŽáˆŽáˆ ንዝፋኑ áŠșምንዝዖ ዝፈተነሉ ኄሞ ሓሚሙ á‰„áˆáŠ•á‰Łáˆ© ነá‰Č ዅነታቔ ንምቍጜጻሩ ኣጾጊምዎ ኣቄ ዝነበሹ ኄዋን áŠȘኾውን ይኜኄል áŠ„á‹©áą
በዚህ ተሔፋ ሔላልሚኩ አይደለም፱
በá‰Č ተሔፋኊም ዘይዓገቡ ቄምዃኖም ኣይኰነን፱
በመጀመáˆȘያው መቶ ዘመን ዚነበሩ á‰ áˆ­áŠ«á‰ł ክርሔá‰Čያኖቜ ኄንá‹Čህ ያለ መንፈሳዊ áˆ›á‰ áˆšá‰łá‰» አግኝተዋል፱
ኣቄ ቀዳማይ ዘመን ዝነበሩ ሓያሎ áŠ­áˆ­áˆ”á‰”á‹«áŠ“á‰”áĄ ኹምኡ ዝኣመሰለ መንፈሳዊ áˆá‰”á‰„á‰Łá‹• ሚáŠșቩም áŠ„á‹źáˆáą
áŠąá‹šáˆ±áˆ” ዚሃይማኖቔ መáˆȘዎá‰č ጄያቄ በሚያነሱበቔ ጊዜ መልሔ ይሰጄ ዹነበሹው ዚራሱን ጄበቄ ወይም ተሞክሼ በመጠቀም አይደለም፱
ሃይማኖታዊ ምጜራር áŠŹáŒ‹áŒ„áˆž ኾሎ፡ ኣቄá‰Č ቄዙሕ áŒ„á‰ á‰Ą ወይ ኣቄá‰Č áˆ˜á‹ˆá‹łá‹”áˆ­á‰Č ዘይቄሉ ተመክሼኡ ኣይተወኹለን፱
ይህ áˆČባል ግን መሚጃዎቜን መሰቄሰቄና ደንቊቜን ማጄናቔ ማለቔ ቄቻ አይደለም፱
ኄዚ ኾኣ áˆ“á‰…á‰łá‰”áŠ• áˆ•áŒá‰łá‰”áŠ• ምፍላጄ ዹጠቓልል áŠ„á‹©áą
ይሖዋ ለኄሔራኀላውያን አሄርቱን ቔኄዛዛቔ áˆČáˆ°áŒ„áŁ ኚኄሱ በቀር ሌሎቜ አማልክቔን áŠ„áŠ•á‹łá‹«áˆ˜áˆáŠ©áŠ“ ኹማንኛውም ዓይነቔ á‹šáŒŁá‹–á‰” አምልኼ ኄንá‹Čርቁ አዟቾው ነበር፱
ዹሆዋ ኣቄá‰Č ዓሰርተ á‰”áŠ„á‹›á‹›á‰”áĄ ህዝቡ á‰„á‹˜á‹­áŠ«áŠĄ ንኻልኊቔ áŠŁáˆ›áˆáŠœá‰Č ኾዹምልáŠč፡ ዝዀነ ይáŠčን áŠŁáˆáˆáŠŸ áŒŁáŠŠá‰” ኄውን ኚይገቄሩ ኣነáŒșሩ ገሊáŒč áŠ„á‹©áą
በመሆኑም ዹአምላክ áŠ áŒˆáˆáŒ‹á‹źá‰œ ኄንደመሆናቜን መጠን ለኄኛ ዹሚመቾንንና ዹምንወደውን ነገር ኚመልበሔ ባለፈ ልናሔቄበቔ ዹሚገባ ነገር አለ፱
áˆ”áˆˆá‹šáĄ ኣገልገልá‰Č áŠŁáˆáˆ‹áŠœ ኹም ምዃንና መጠን፡ á‹šáˆáˆœáŠŁáŠ“ ወይ ኄንፈቔዎ áŠœá‹łáŠ• ጄራይ ንኜደን ማለቔ ኣይኰነን፱
ኚቀቔ ወደ ቀቔ ሔናገለግል ቄዙ ጊዜ ሰዎቜን á‰€á‰łá‰žá‹ አናገኛቾውም፱
ኣቄ በቀቔ ኄናኞዔና ኜንሰቄኜ ኹለና፡ ቄዙሕ ሳዕ áŠ•áˆ°á‰Łá‰” ኣቄ ቀቶም áŠŁá‹­áŠ•áˆšáŠœá‰ŠáˆáŠ• ኱ና፱
ዳዊቔ áŠšá‰€áˆ­áˆłá‰€áˆ… ጋር ምንዝር ኹፈጾመ በኋላ ይሖዋን ንáŒčሕ ልቄ ፍጠርልኝፀ በውሔጀም ጜኑ ዹሆነ አá‹Čሔ መንፈሔ አኑር በማለቔ á‰°áˆ›áŒœáŠ–á‰łáˆáą
ኹመይáˆČ፡ ምሔ á‰Łá‰”áˆŽá‰Ł ዝሙቔ ዔሕáˆȘ áˆááŒ»áˆ™áĄ ንዹሆዋ፡ ጜሩይ ልቱ ፍጠሹለይ፣ ጜኑዕ ዝዀነ ሓዔሜ መንፈሔ ኹኣ ኣቄ ውሜጠይ áŠŁáŠ•á‰„áˆ­ á‰„áˆá‰Łáˆ ለመኖ፱
ለሰዎቜ ፍቅር áˆ”áŠ“áˆłá‹­ ዹአምላክን ክቄር áŠ„áŠ“áŠ•áŒžá‰Łáˆ­á‰ƒáˆˆáŠ•áą
ንኻልኊቔ áˆ°á‰Łá‰” ምሔ áŠ„áŠáá‰…áˆźáˆáĄ ክቄáˆȘ áŠŁáˆáˆ‹áŠœ ኱ና áŠ„áŠáŠ•áŒžá‰Łáˆ­á‰•áą
በዚህ መንገዔ áŠąá‹šáˆ±áˆ” ዹአምላክን ሉዓላዊነቔ ደግፏል፱
በዚ ኾምዚ ዔማ ንልዑላውነቔ áŠŁáˆáˆ‹áŠœ ደገፈ፱
á‰ áŠ áŠ•á‹°á‰ á‰łá‰œáŠ•áˆ ሆነ á‰ áˆšáˆŠá‹źáŠ–á‰œ ዚሚቆጠሩ መጜሐፍ á‰…á‹±áˆłá‹Š ጜሑፎቜ በማበርኚቔ ለሰዎቜ ምሄራá‰čን áŠ„áŠ“áˆ°áˆ«áŒ«áˆˆáŠ•áą
ነá‰Č መልኄኜá‰Č ኾኣ ቄቓልን በá‰Č á‰„áˆšáˆá‹źáŠ“á‰” ዚቝጾር á‰…á‹łáˆ“á‰” መጜሓፍ á‰…á‹±áˆłá‹Š ጜሑፋቔን ኣቱልና ንዝርግሖ ኱ና፱
ኄያንዳንዱ ግለሰቄ ፈተና ውሔጄ áˆ˜áŒá‰Łá‰” áŠ áˆˆáˆ˜áŒá‰Łá‰± በራሱ ላይ ዚተመካ ነው፱
ነፍáˆČ ወኹፍ áˆ°á‰„áĄ ቄፈተና ናይ ምውዳቕ ወይ ኹኣ ካቄá‰Č ፈተና ናይ ምርሓቕ ምርጫ ኣለዎ፱
ኹሁሉ በላይ ደግሞ በመጜሐፍ ቅዱሔ ላይ ዚተመሠሚቱ ጜሑፎቜን áˆ”á‰łáŠá‰„ አልፎ አልፎ ቆም ኄያልክ ማሰላሰልህ ቔምህርቱ ወደ ልቄህ ዘልቆ ኄንá‹Čገባና ለተማርኹው መልካም ነገር ይሖዋን በጞሎቔ áŠ„áŠ•á‹”á‰łáˆ˜áˆ°áŒáŠ• አጋጣሚ á‹­áˆ°áŒ„áˆƒáˆáą
ልዕሊ ዅሉ á‹”áˆ›áĄ ኣቄ መጜሓፍ ቅዱሔ ኄተመሔሚተ ጜሑፋቔ ኚተንቄቄ ኚለኻ ደው ኄናበልካ ተሔተንቔን ኄንተ á‹„áŠ•áŠ«áĄ ነá‰Č ኄተንቄቊ ነገር ኚተሔተውዕሎን ሔለá‰Č áŠ„á‰”áˆ˜áˆƒáˆź ዘለኻ ነገራቔ ንዹሆዋ ቄጞሎቔ ኚተመሔግኖን ኣጋጣሚ ይህበካ áŠ„á‹©áą
á‹šáˆšá‹«áˆłá‹áŠ• ቱሆንም ዚቔኛውም ክርሔá‰Čያን በኃጱአተኛ ሄጋው ምኞቔ መመራቔ ሊጀምር á‹­á‰œáˆ‹áˆáą
áŠ„á‹ˆáĄ ዝዀነ ይáŠčን ክርሔቔያን ቄሓጄኄ áˆ”áŒ‹áŠĄ ምምልላሔ áŠȘጅምር ይኜኄል áŠ„á‹©áą
áŒłá‹áˆŽáˆ” ይህን ዹተናገሹው ኄነማንን á‰ áŠ áŠ„áˆáˆźá‹ ይዞ ኄንደሆነ ኄርግጠኛ መሆን á‰ŁáŠ•á‰œáˆáˆ አምላክን በመታዘዛቾውና ዚኄሱን ፈቃዔ በመፈጾማቾው በዔንጋይ ተወግሹው ሔለሞቱቔ ሔለ ናቡቮ ኄና ሔለ ዘካርያሔ መናገሩ ሊሆን á‹­á‰œáˆ‹áˆáą
áŒłá‹áˆŽáˆ” ቄዛዕባ መን ይዛሚቄ ኹም ዘሎ áˆ­áŒáŒžáŠ›á‰łá‰” ክንኹውን ዘይንኜኄል ኄኳ ኄንተ ዀንና፡ ኹም ናቊቔን ዘካርያሔን ዝኣመሰሉ ገሊኩም ኄሙናቔ áˆ°á‰Łá‰” áŠ•áŠŁáˆáˆ‹áŠœ ቄምኄዛዞምን ፍቓዱ á‰„áˆáŒá‰ŁáˆźáˆáŠ• á‰„á‹łáˆ­á‰Ł ኄምኒ ተቐá‰Čሎም áŠ„á‹źáˆáą
á‰ áˆ­áŠ«á‰ł ወንዔሞቻቜን á‰ áˆ˜áˆŹá‰” áˆ˜áŠ•á‰€áŒ„á‰€áŒ„áŁ በጎርፍ áˆ˜áŒ„áˆˆá‰…áˆˆá‰…áŁ በኃይለኛ አውሎ áŠá‹áˆ”áŁ በሱናሚ ወይም በሌሎቜ á‹šá‰°áˆáŒ„áˆź አደጋዎቜ ዹተነሳ áŒ‰á‹łá‰” á‹°áˆ­áˆ¶á‰Łá‰žá‹‹áˆáą
ቄዙሓቔ áŠŁáˆ•á‹‹á‰”áŠ“ ቄምንቅጄቃጄ ምዔáˆȘ፡ ቄምዕልቕላቕ ማይ፡ ቄህቊቄላ áŠ•á‹áˆ”áĄ á‰„áˆ±áŠ“áˆšáĄ ወይ ቄኻልኄ á‰Łáˆ…áˆ­á‹«á‹Š áˆ“á‹°áŒ‹á‰łá‰” ሕሰም ሚáŠșቩም áŠ„á‹źáˆáą
ዹይሖዋን ሕግ መጜሐፍ ዚሚያሔተምሩ ሰዎቜን ወደ ይሁዳ ኚተሞቜ ልኳል፱
መጜሓፍ ሕጊ ዹሆዋ ተጠቒሙ ኾኣ ቄወፈራ ንህዝቡ ምሂሩ áŠ„á‹©áą
áŠ áŠ•á‹łáŠ•á‹¶á‰œ በአምላክ ማመን ያቆሙቔ በሃይማኖቔ ውሔጄ ዹሚፈጾመው ነገር ቅር ሔላሰኛ቞ው ነው፱
ገሊኩም ኹኣ ቄሃይማኖቔ ተሔፋ ሔለ ዝቘሹáŒč፡ ኣቄ áŠŁáˆáˆ‹áŠœ ምኄማን ሓá‹Čጎምዎ áŠ„á‹źáˆáą
ይሖዋ ኚዚያ በኋላ ሕይወቔ ያላ቞ውንና ዹሌላቾውን áŠáŒˆáˆźá‰œ በሙሉ áˆČፈጄር ልጁ áŠ á‰„áˆźá‰” ኄንá‹Čሠራ áŠ á‹”áˆ­áŒ“áˆáą
ዹሆዋ áŠ•á‹ˆá‹±áĄ ኣቄ ኔሉ ኻልኄ ዕዟታቔ ፍጄሚቔ áˆáˆ”áŠĄ áŠșሳተፍ ፈቒዱሉ áŠ„á‹©áą
ዼናታን ኄንá‹Čህ ያለ ተፈታታኝ ሁኔታ አጋጄሞቔ ሊሆን á‹­á‰œáˆ‹áˆáą
ዼናታን ኹምኡ ዓይነቔ ፈተና ኄዩ ኣጋጱምዎ፱
ይሖዋ በታማኝና ልባም ባáˆȘያ አማካኝነቔ ዚተቔሚፈሚፈ መንፈሳዊ ምግቄ ይሰጠናል፱
ዹሆዋ ቄኄሙንን áŠŁáˆ”á‰°á‹á‹“áˆáŠ• á‰Łáˆ­á‹« ኣቱሉ ኣáŠșሉ ዚተርፍ መንፈሳዊ ምግቱ ቄምሃቄ ኄውን ባáˆȘáŠčና áŠ„á‹©áą
አምላክ ሳኩልን ንጉሄ ኄንá‹Čሆን ዹቀባው ቱሆንም ኹጊዜ በኋላ ሳኩል ታዛዄ ሳይሆን በመቅሚቱ ይሖዋ ተወው፱
áŠŁáˆáˆ‹áŠœ ንሳኩል ንጉሔ áŠȘኾውን ኄኳ ኄንተ á‰á‰„áŠŠáĄ ሳኩል ግና ጾኒሑ ዘይኄዙዝ ኰነ፡ ዹሆዋ ዔማ ነዓቖ፱
ኄንá‹Čህ ካደሚግን ዹይሖዋ áˆáˆ„áŠ­áˆźá‰œ መሆናቜንን ለመናገር አንሾማቀቅም፱
ኹምኡ ምሔ áŠ„áŠ•áŒˆá‰„áˆ­áĄ ኹይተሰኹፍና ናይ ዹሆዋ መሰኻኜር ኹም ዝዀንና ገሊጜና ኜንላለ ንኜኄል ኱ና፱
ሙሮ፣ ይሖዋ ለኄሔራኀላውያን ቃል áˆ”áˆˆáŒˆá‰Łá‹ ነገር በጄልቅ ባሰላሰለ መጠን በአምላክ ላይ ያለው ኄምነቔና ለኄሱ ያለው ፍቅር ኄያደገ áˆ„á‹·áˆáą
ቄዛዕባ ኄá‰Č ዹሆዋ ንኄሔራኀላውያን ዘተሔፈዎም ተሔፋ ኞሔተንቔን ኹሎ፡ ንዹሆዋ ዘላቶ ፍቕáˆȘ á‰”á‹“á‰ąáĄ ኄምነቱ ዔማ ቔዔልዔል áŠá‰ áˆšá‰”áą
ዚመጜሐፍ ቅዱሔ ቔንቹቔ áŠ„áŠ•á‹°áˆšá‹«áˆłá‹šá‹ በ1914 ክርሔቶሔ á‰ áˆ„áˆáŒŁáŠ‘ áˆČገኝ ዹአምላክ መንግሄቔ በሰማይ መግዛቔ ጀምሯል፱
ኄá‰Č ዚሱሔ ኣቄዚ ዚህልወሉ ኄዋን ቄ1914 ምሔ ጀመሹ፡ ኄታ ሰማያዊቔ መንግሔá‰Č áŠŁáˆáˆ‹áŠœ ኹም ኄተመሔሚተቔ ቔንቹቔ መጜሓፍ ቅዱሔ ይነግሹና áŠ„á‹©áą
ቄዙዎቜ ሰይጣን አለ ቄሎ ማመን ቂልነቔ ኄንደሆነ ይሰማቾዋል፱
ቄዙሓቔ áˆ°á‰Łá‰”áĄ ሰይጣን ኹም ዘሎ ምኄማን ዕሜነቔ ኰይኑ ይሔምዖም áŠ„á‹©áą
á‰ áŒ‰á‰ŁáŠ€áŁ በወሹዳና በክልል áˆ”á‰„áˆ°á‰Łá‹Žá‰œ ላይ ንግግር áˆČሰጄ áˆ›áˆ”á‰łá‹ˆáˆ» ቔይዛለህ?
ህዝባዊ መደሹ áŠȘቐርቄ ኹሎን ኣቄ ዓበይá‰Č áŠŁáŠŒá‰Łá‰łá‰”áŠ• መዘኻኞáˆȘ ቔጜሕፍ á‹Čኻ፧
ይሁንና አቄዛኞá‰č ክርሔá‰Čያን á‰Łáˆˆá‰”á‹łáˆźá‰œ ዹአምላክን መመáˆȘያ áˆ”áˆˆáˆšáŠšá‰°áˆ‰áŁ ለኄነዚህ á‰œáŒáˆźá‰œ ሁለቱንም ወገኖቜ ዚሚያሔማሙ መፍቔሔዎቜን ማግኘቔ ቜለዋልፀ ይህም ዚሚያሔመሰግና቞ው ነው፱
ይáŠčን áŠ„áˆá‰ áˆ­áĄ መቄዛሕቔኊም ክርሔቔያን ሰቄ ሓዳር á‰„áŠŁáˆáˆ‹áŠœ áŠȘምርሑ áá‰“á‹°áŠ›á‰łá‰” á‰„áˆá‹ƒáŠ–áˆáĄ ንዅሉ ኄዚ ጞገማቔ ኄዚ ኾኣ ክልá‰Čኩም ዚቕበልዎ ፍታሕ ይገቄሩሉ ቄምህላዎም áŠȘንኣዱ á‹­áŒá‰„áŠŠáˆáą
áŠąá‹šáˆ±áˆ” ኹይሖዋ ጋር በቱሊዼን ለሚቆጠሩ á‹“áˆ˜á‰łá‰” áŠ á‰„áˆź áˆłá‹­áˆ áˆ« አይቀርምፀ በመሆኑም አንዳቾው ለሌላው በጣም ጄልቅ ፍቅር áŠ á‹łá‰„áˆšá‹‹áˆá€ ኄንá‹Čሁም ፈጜሞ ሊበጠሔ ዚማይቜል ጠንካራ á‹ˆá‹łáŒ…áŠá‰” áˆ˜áˆ„áˆ­á‰°á‹‹áˆáą
ዚሱሔ ምሔ ዹሆዋ áˆáŠ“áˆá‰Łá‰” áŠ•á‰ąáˆá‹źáŠ“á‰” á‹“áˆ˜á‰łá‰” ኄዩ á‹“á‹­á‹©áŁ ኣቄ መንጎ ሓዔሕዶም ኹኣ ዔልዔልቔን ዘይቔቄተኜን ፍቕáˆȘ ኄያ ማዕቱላ፱
ኹዚህ በተቃራኒ በኄኛ ዹሚተማመን ኹመሆኑም ሌላ ሊሹዳን ይፈልጋል፱
á‰„áŠŁáŠ•áŒ»áˆ© ኄኳ á‹°áŠŁáˆ”áĄ ቄኣና ይተኣማመንን áŠȘሕግዘና ይደልን áŠ„á‹©áą
በአካባቹዋ ኹዘር ጋር ዚተያያዘ ግጭቔ áˆČቀሰቀሔ ግን ቀደም áˆČል ለሰርቊቜ ዚነበራቔ ጄላቻ ማገርሞቔ ጀመሚፀ በመሆኑም ለሰርቊቜ መሔበክ áŠšá‰ á‹łá‰”áą
ይáŠčን áŠ„áˆá‰ áˆ­áĄ ኣቄá‰Č ኄቔነቄሚሉ ኾባቱ ዓሌታዊ ዓመጻ ምሔ ተላዕለ፡ ኄá‰Č ቐደም ዝነበራ áŒœáˆáŠą áŠȘቕልቀል ጀመሹ፣ ንተቐማጩ ሰርቄያ áˆáˆ”á‰ŁáŠœ ዔማ áŠŁá‹á‹© ኾበዳ፱
ይህ áˆČባል ግን ኄንደ ይሖዋ ገደቄ ዚለሜ ነፃነቔ አለን ማለቔ አይደለም፱
ኹምá‰Č ንዹሆዋ ዘለዎ ዓይነቔ ምሉኄ ናጜነቔ á‹šá‰„áˆáŠ“áŠ•áą
ዹማመዛዘን á‰œáˆŽá‰ł ያለው ማንኛውም ሰው በክፉ መናፍሔቔ ኄንደማያምን á‹­áŠ“áŒˆáˆ«áˆ‰áą
áŠŁáˆ”á‰°á‹á‹“áˆŠ ሰቄ ኣቄ ኄኩያቔ መናፍሔá‰Č ዘይኣምን ኰይኑ ኄዩ á‹šáˆ”áˆá‹–áˆáą
ፈርዖን ኄንደሚገዔለው á‰ąá‹á‰”á‰ á‰”áˆ ኄንኳ áŠ„áˆáŠá‰±áŁ ለአምላክ ያለው ፍቅርና áˆáŠ“áˆá‰Łá‰”áˆ ወደፊቔ ዚሚጠቄቀውን ግሩም ሕይወቔ á‰ áŠ áŠ„áˆáˆźá‹ መሳሉ ፈርዖንን በዔፍሚቔ ለመጋፈጄ አጠናክሼታል፱
ፈርኩን áŠȘቐቔሎ ምሔ áŠŁáˆáˆ«áˆ­áˆ† ኄውን ኹይተሹፈ፡ ነá‰Č ምፍርራህ ቄቔቄዓቔ áŠȘገጄሞ ዝኾኣለ፡ ኄምነቔን ፍቕáˆȘ áŠŁáˆáˆ‹áŠœáŠ• ሔለ ዝነበሼ፡ áˆáŠ“áˆá‰Łá‰” ኄውን ኣቄ áŠŁáŠ„áˆáˆźáŠĄ ቄሩህ á‰°áˆ”á‹á‰łá‰” ይሔኄል ሔለ ዝነበሹን áŠ„á‹©áą
ዚቀተሰቄህ áŠ á‰Łáˆ‹á‰” ኄንá‹Čህ ያለ ጞሎቔ áˆ”á‰łá‰€áˆ­á‰„ áˆ˜áˆ”áˆ›á‰łá‰žá‹ በይሖዋ áŠ„áŠ•á‹°áˆá‰”á‰łáˆ˜áŠ• ኄንá‹Čገነዘቡ á‹«á‹°áˆ­áŒ‹á‰žá‹‹áˆáą
ኄኳ á‹°áŠŁáˆ”áĄ ቄዚሆዋ ኾም ኄቔኄመን áŠȘáˆ­á‹”áŠĄ áŠ„á‹źáˆáą
ታá‹Čያ ዹይሖዋ ፍቅርና ምሕሚቔ ምን ኄንዔናደርግ áˆŠá‹«áŠáˆłáˆłáŠ• ይገባል?
ንዓናኾ ፍቕርን ምሕሚቔን ዹሆዋ ኄንታይ ክንገቄር ኄዩ áŠșዔርኞና ዘለዎ፧
በአሁኑ ወቅቔ ኚሕመማቜን ተአምራዊ በሆነ መንገዔ ኄንደምንዔን áŠ áŠ•áŒ á‰„á‰…áˆáą
ሕጂ á‰„á‰°áŠŁáˆáˆ«á‹Š መገá‹Č ኜንሓዊ á‰”áŒœá‰ąá‰” ክንገቄር á‹šá‰„áˆáŠ“áŠ•áą
አንዳንዔ ወንዔሞቜ ደግሞ ተቃውሞና ሔደቔ ኄያጋጠማ቞ው ነው፱
ገሊኩም áŠŁáˆ•á‹‹á‰”áŠ“ ቄሰንáŠȘ ተቓውሞን መሔጐጕቔን መኚራ ይወርዶም ኣሎ፱
ይህ ደግሞ ራሔህን በጄሞና መመርመር ይጠይቅቄህ ይሆናል፱
ኄዚ ዔማ ንርኄሔኻ ኜቔምርምር ዚዔልዚካ ማለቔ áŠ„á‹©áą
በመሆኑም áŠšáŠ áˆˆá‰Łá‰ áˆ”áŠ“ ኚአጋጌጄ ጋር በተያያዘ ዹምናደርገው ምርጫ ሉዓላዊውን ጌታ ይሖዋን ዚሚያሔደሔተውን ነገር ግምቔ ውሔጄ á‹«áˆ”áŒˆá‰Ł መሆን ይኖርበታል፱
áˆ”áˆˆá‹šáĄ ኣቄ ኣኚዳዔናናን áŠŁáˆ˜áˆˆáŠ»áŠœá‹“áŠ“áŠ• ነá‰Č ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ ዹሆዋ ኄንታይ ባህ ኹም ዜቄሎ ኣቄ ግምቔ ኚነኄቱ ኣሎና፱
አምላክ፣ በዚህ ጄቅሔ ላይ ኹተገለጾው ዝግጅቔና ኚተጠቀሱቔ ግለሰቊቜ ጋር ዚተያያዙ áŠ„á‹áŠá‰łá‹Žá‰œáŠ• ቀሔ በቀሔ ኄንዎቔ ኄንደገለጠ ዹሚጠቁሙ ኄንá‹Čሁም ቔንቹቱ ኄንዎቔ ኄንደሚፈጞም á‹šáˆšá‹«áˆłá‹© ቁልፍ ጄቅሶቜን በቅደም ተኹተል ማሔፈር á‰”á‰œáˆ‹áˆ‹á‰œáˆáą
áŠŁáˆáˆ‹áŠœ ኹመይ ገይሩ á‰ á‰„áŒá‹œáŠĄ ቄዛዕባ ኄዚ áŠ•áˆ°á‰Łá‰” ኹም ዝገለጾሎምን ኄá‰Č ቔንቹቔ መዓሔ ኹም ኄተፈጞመን ዚሕቄር ቀንá‹Č áŒ„á‰•áˆ”á‰łá‰” መጜሓፍ ቅዱሔ ኣቄእ ዘርዝር፱
ሌሎቜም á‹šáˆ«áˆłá‰žá‹áŠ• ውሳኔ ዚማዔሚግ ነፃነቔ áŠ„áŠ•á‹łáˆ‹á‰žá‹ አምነን መቀበል áŠ áˆˆá‰„áŠ•áą
ሓደ ኻቄá‰Č ኣቄ ናጜነቔና ዘሎና á‹°áˆšá‰”áĄ ካልኊቔ ኣቄ ህይወቶም ናይ ባዕሎም á‹áˆłáŠá‰łá‰” áŠȘገቄሩ መሰል ዘለዎም ምዃኑ áŠ„á‹©áą
á‰ áŒ‰á‰ŁáŠ€á‹ ውሔጄ ወደፊቔ ሊያኚናውን ሔለሚቜለው ነገር ኄያሰበ ያለን አንዔ ወንዔም ወደ áŠ áŠ„áˆáˆŻá‰œáŠ• áŠ„áŠ“áˆáŒŁáą
ሓደ ሓው ኣቄ áŒ‰á‰ŁáŠ€áŠĄ ቄኞመይ áŠȘሕግዝ ኹም ዚኜኄል áŠȘሓሔቄ ኹሎ ኄሞ ኣቄ áŠŁáŠ„áˆáˆźáŠ» áˆ”áŠŁáˆŽáą
ለምሳሌ á‹«áˆ…áˆáŁ ዹምንኖሹው በመጚሚሻዎá‰č ቀኖቜ ውሔጄ መሆኑን á‹šáˆšá‹«áˆłá‹šá‹áŠ• ቅዱሔ ጜሑፋዊ ማሔሚጃ በዝርዝር በማጄናቔ ዹዚህ ሄርዓቔ መደምደሚያ በኄርግጄ ኄንደቀሚበ ያለህን ኄምነቔ ማጠናኹር á‰”á‰œáˆ‹áˆˆáˆ…áą
áŠ•áŠŁá‰„áŠá‰”áĄ ኣቄ áˆ˜á‹ˆá‹łáŠ„á‰ł ኄዚ ሔርዓቔ ኄዚ ንነቄር ኹም ዘለና á‰„á‹á‹«á‹ł ምኄንá‰Č áŠœá‰”á‰°áŠŁáˆ›áˆ˜áŠ•áĄ ኣቄ á‹łáˆ•áˆźá‰” áˆ˜á‹“áˆá‰”á‰łá‰” ንነቄር ኹም ዘለና ዚሕቄር ቅዱሔ ጜሑፋዊ መርቔዖ ቄዝርዝር ኚተጜንዕ ቔኜኄል áŠąáŠ»áą
ለመመሄኚር ዚሚያሔቜል አጋጣሚ ካገኘንም ነፃነቔ ተሰምቶን áŠ„áŠ•áˆ˜áˆ áŠ­áˆ«áˆˆáŠ•áą
áŠ„á‹ˆáĄ ኣጋጣሚ áŠȘኜፈተልና ኾሎ፡ ንምምሔካር áŠŁá‹­áŠ­áŠ•áˆœá‰áˆšáˆ­áŠ• ኱ና፱
በተመሳሳይም ይሖዋ áˆˆáŒžáˆŽá‰łá‰œáŠ• መልሔ ኚመሔጠቱ በፊቔ ዹተወሰነ ጊዜ ኄንá‹Čያልፍ ዚሚያደርገው ለኄኛ ጄቅም áˆČል ሊሆን á‹­á‰œáˆ‹áˆáą
á‰„á‰°áˆ˜áˆłáˆłáˆŠáĄ ዹሆዋ ንዓና ዚሕሾና ሔለ á‹šáˆáˆáŒ„áĄ ንጞሎቔና ቕዔሚ ምምላሱ ኄተወሰነ ግዜ ንáŠșሓልፍ áŠȘፈቅዔ ይኜኄል áŠ„á‹©áą
áˆ›áŒá‰Łá‰” ዹሚፈልጉ ክርሔá‰Čያኖቜ ጓደኝነቔን በተመለኹተ ይበልጄ ጄንቃቄ ማዔሚግ አለባቾው፱
ቄፍላይ ኄቶም áŠȘምርዓዉ ዚደልዩ ንጜል áŠ­áˆ­áˆ”á‰”á‹«áŠ“á‰”áĄ ቄዛዕባ ኄá‰Č ዚምሔርቔዎ ዕርክነቔ áŠȘጄንቀቑ ኣገዳáˆČ áŠ„á‹©áą
አቄርሃምና áˆŁáˆ«áŁ ይሔሐቅና ርቄቃ ኄንá‹Čሁም ሕልቃናና ሐና áˆˆá‰”á‹łáˆ­ ጓደኛቾው ያላ቞ውን ፍቅር ገልጾዋል፱
áŠŁá‰„áˆ­áˆƒáˆáŠ• áˆłáˆ«áŠ•áĄ ይሔሃቅን áˆ­á‰„á‰ƒáŠ•áĄ ኀልቃናን ሃናን ነንመጻምዔቶም ፍቕሼም ገሊጟም áŠ„á‹źáˆáą
ተጹማáˆȘ ኄውቀቔ ማግኘቔ ቱፈልግም በአደባባይ áŠšáŠąá‹šáˆ±áˆ” ጋር áˆČነጋገር ቱታይ ሰዎቜ ምን ኄንደሚሉቔ በማሰቄ ፈርቶ ነበር፱
á‹á‹«á‹ł áŠșፈልጄ ኄኳ ኄንተ ደለዹ፡ ምሔ ዚሱሔ ቄግህዶ áŠșዛሚቄ ኹሎ ኾይርአ ፈርሀ፱
አቄዛኛውን ጊዜ á‹«áŒˆá‰Ą ክርሔá‰Čያኖቜ ቄዙ ዚቀተሰቄ ኃላፊነቔ ይኖርባቾዋል፱
áˆ˜á‰„á‹›áˆ•á‰”áŠĄ áŠ„á‹‹áŠ•áĄ ኄተመርዓዉ ኣገልገልá‰Č áŠŁáˆáˆ‹áŠœáĄ ቄዙሕ áˆ“áˆ‹ááŠá‰łá‰” ሔዔራ ቀቔ ኣለዎም፱
ዹይሖዋ መመáˆȘያዎቜ ግን áŠ áˆá‰°áˆˆá‹ˆáŒĄáˆá€ ኄሱ አሁንም አንዔ ይሖዋ ነው፱
ግናኾ፡ ዹሆዋ ኻባና ዚደልዼ ቄቕዓቔ ሕጂ ኄውን ኣይተቐዹሹን፣ áŠ„á‹ˆáĄ ሎሚ ኄውን ሓደ ዹሆዋ áŠ„á‹©áą
á‰ áŠ áˆ”á‰°á‹łá‹°áŒ‹á‰žá‹ ወይም በማኅበሹሰቡ ውሔጄ ባላቾው ቩታ ዹተነሳ ሌላ ዘር ወይም ዜግነቔ ካላ቞ው ሰዎቜ ኄንደሚያንሱ ሊሰማቾው á‹­á‰œáˆ‹áˆáą
ቄሰንáŠȘ áŠŁá‰°á‹“á‰Łá‰„á‹«áŠŠáˆ ወይ ማሕበራዊ ደሹጃኩም፡ ካቄቶም ካልኊቔ ዓሌቔ ወይ ህዝቱ ኄተፈልዩ ዀይኑ áŠșሔምዖም ይኜኄል áŠ„á‹©áą
አንዔ ሰው á‰”á‹łáˆ© áŠ áˆ”á‹°áˆłá‰œ ኄንደሚሆን ተሔፋ አዔርጎ ይህ ኄውን ሳይሆን áˆČቀር áŠ„áˆ­áŠ«á‰ł áˆŠá‹«áŒŁáŁ áŠ„áŠ•á‹°á‰°á‰łáˆˆáˆˆ ሊሰማው አልፎ ተርፎም á‰ áˆáˆŹá‰” ሊዋጄ á‹­á‰œáˆ‹áˆáą
ሓደ ሰቄ ቄዛዕባ ዜሐጕሔ ሓዳር ዝነበሼ ቔምኒቔ ኹም ዝሓሰቩ ኾይኰነ ምሔ ሹኾቩ፡ ዕግበቔ áŠȘሔኄንን áŠ„á‰°á‰łáˆˆáˆˆ ዀይኑ áŠșሔምዖን áŠȘማሹርን ይኜኄል áŠ„á‹©áą
በሼም ዹሚገኙ ክርሔá‰Čያኖቜ ቀዔሞውኑ ዚተቀበሉቔን ነገር ማሚጋገጄ ያሔፈለጋ቞ው ለምንዔን ነው?
ኣቄ ሼሜ ዝነበሩ ክርሔቔያናቔ ነá‰Č á‹”áˆź ኄተቐበልዎ ነገራቔ áˆ”áˆˆáˆáŠ•á‰łá‹­ áŠ„á‹źáˆ መርሚሼም áŠȘፈልጄዎ á‹œá‹”áˆá‹źáˆ ዝነበሹ፧
ሚáˆȘዬታ ኄንá‹Čህ ቄላለቜፊ ኹሁሉ በላይ ዹሹዳኝ በአገልግሎቱ ላይ ቔኩሚቔ ማዔሚጌ ነው፱
ሚርዹታ ኾምዚ በለቔፊ ኣቓልቩይ ኣቄ áŠŁáŒˆáˆáŒáˆŽá‰” ምግባሹይ áŠŁá‹á‹© ሓጊዙኒ áŠ„á‹©áą
በመሔክ አገልግሎቔ ሔንካፈል ሌሎቜ ኄምነቔ ኄንá‹Čá‹«á‹łá‰„áˆ© áŠšáˆ˜áˆ­á‹łá‰łá‰œáŠ• በተጹማáˆȘ á‹šáˆ«áˆłá‰œáŠ•áˆ ኄምነቔ ኄያደገ ይሄዳል፱
ኣቄ áŠŁáŒˆáˆáŒáˆŽá‰” ወፍáˆȘ áŠœáŠ•áˆłá‰°á ኹለና፡ ኄምነቔ ካልኊቔ ጄራይ ኣይኰንናን áŠ„áŠ•áˆƒáŠ•áŒœáŁ á‹šáŒá‹łáˆ”áĄ ኄምነቔና ኄውን ቔዓቹ áŠ„á‹«áą
ዹዓለም áˆ˜áŠ•áˆáˆ”áŁ ወደማንፈልገው áŠ á‰…áŒŁáŒ« ሊወሔደን ኹሚታገል ወንዝ ጋር ሊመሳሰል á‹­á‰œáˆ‹áˆáą
መንፈሔ ዓለም ምሔ ሓደ ናቄ ዘይደለናዼ áŠŁáŠ•áˆá‰” ዚደፍኣና ውሕጅ áŠȘመሳሰል ይኜኄል áŠ„á‹©áą
በኄርግጄም አቄርሃም á‰ áŠ„áˆáŠá‰łá‰žá‹ ዹተነሳ ኄንደ ጻዔቃን ለተቆጠሩቔ ሁሉ አባቔ ተቄሎ መጠራቱ ምንም አያሔደንቅም!
áŠ„áˆá‰ áŠŁáˆ­áĄ áŠŁá‰„áˆ­áˆƒáˆ ንዅሎም ኄቶም ዚኣምኑ ኣቩኩም ኄንተ ተባህለ ዚውሕዶ ኣይኰነን፱
ይሖዋ ዹነነዌ ሰዎቜ ንሔሐ áŠ„áŠ•á‹°áŒˆá‰ĄáŠ“ áŠ„áŠ•á‹°á‰°áˆˆá‹ˆáŒĄ áˆČያይ ውሳኔውን ቀይሯል፱
ዹሆዋ፡ ሰቄ ነነዌ ኾም ኄተነሔሑን áŠŁá‰°áˆ“áˆłáˆ”á‰ŁáŠŠáˆ ኹም ዝቐዚሩን ምሔ ሹኣዹ፡ ውሳነኡ áŠŁá‰°á‹“áˆ«áˆ­á‹© áŠ„á‹©áą
á‰ áŒ„áŠ•á‰łá‹Š á‹šá‰…á‹±áˆłáŠ• መጻሕፍቔ ቅጂዎቜ ላይ ዚተደሚጉቔ áŒ„áŠ“á‰¶á‰œáŁ ዛሬ ያለው መጜሐፍ ቅዱሔ ይሖዋ በመንፈሱ መáˆȘነቔ መጀመáˆȘያ ያሰፈሚውን áˆáˆłá‰„ ዚያዘ መሆኑን ቅን ልቄ ያላ቞ው ዚመጜሐፍ ቅዱሔ ተማáˆȘዎቜ ኄንá‹Čያምኑ áŠ á‹”áˆ­áŒˆá‹‹á‰žá‹‹áˆáą
ተመሃሼ መጜሓፍ ቅዱሔ ኣቄ áŒ„áŠ•á‰łá‹Š ኱ደ ጜሑፋቔ ዝገበርዎ መጜናዕá‰Č፡ ኄá‰Č ኣቄ áŠąá‹¶áˆ ዘሎ መጜሓፍ ቅዱሔ ኹምá‰Č ዹሆዋ ኣቄ ፈለማ ቄዔራኞ መንፈሱ ዘጜሓፎ ምዃኑ ምቔኄምማን ኣሕá‹Čሩሎም áŠ„á‹©áą
ክርሔá‰Čያኖቜ ኄንá‹Čህ ዓይነቔ á‰łáˆ›áŠáŠá‰” áˆˆáˆ›áˆłá‹šá‰” በዚህ ዓለም ላይ በሚፈጠር በዚቔኛውም ግጭቔ ወይም ውዝግቄ ውሔጄ áŠšáˆ˜áŒá‰Łá‰” መቆጠቄ አለባቾው፱
ክርሔቔያናቔ ኹምዚ ዓይነቔ á‰°áŠŁáˆ›áŠ•áŠá‰” áŠŹáˆ­áŠ„á‹© ኄንተ ዀይኖም፡ ካቄ ዝዀነ ይáŠčን ግጭቔን ፖለá‰Čካዊ áŒ•á‹łá‹«á‰”áŠ• ኄዛ ዓለም ኄዚኣ áŠșርሕቁ ኣለዎም፱
áˆœáˆáˆ›á‰łá‰œáŠ•áŠ• ዹምናገኘው ኹይሖዋ ዘንዔ ኄንደሆነ በማሰቄ ይህን ማዔሚግ áŠ„áŠ•á‰œáˆ‹áˆˆáŠ•áą
ዹሆዋ ኾኣ á‹šáŒá‰„áŠŁáŠ“ á‹“áˆ”á‰ą áŠșህበና áŠ„á‹©áą
áˆˆá‰”á‹łáˆ­ ጓደኛህ፣ ለቅርቄ ወዳጅህ አሊያም áˆˆáŒ‰á‰ŁáŠ€áˆ… ሜማግሌ ሔሜቔህን መናገርህ ሔላለህበቔ ሁኔታ ሚዛናዊ አመለካኚቔ ኄንá‹Čኖርህ ሊሹዳህ á‹­á‰œáˆ‹áˆáą
ቄዛዕባ ኄá‰Č ዜጚንቐካ ነገራቔ ሚዛናዊ ዝዀነ áŠŁáˆšáŠŁáŠ„á‹« ምኄንá‰Č áŠșህልወካ ኻቄ áˆ˜áŒ»áˆá‹”á‰”áŠ»áĄ ካቄ ናይ ቀሹባ á‹“áˆ­áŠ­áŠ»áĄ ወይ ካቄ ሓደ ሜማግለ áŒ‰á‰ŁáŠ€ ሓገዝ ክቔሚክቄ ቔኜኄል áŠąáŠ»áą
ዚዓመቔ መጜሐፍ á‰ áˆá‰łáŠá‰„á‰ á‰” ጊዜ ቆም ቄለህ ማሰቄህ ኄንá‹Čሁም á‰ŁáŠá‰ á‰„áŠ«á‰žá‹ á‰°áˆžáŠ­áˆźá‹Žá‰œ ላይ ማሰላሰልህና ልቄህ ኄንá‹Čነካ ማዔሚግህ ጠቃሚ ነው፱
መጜሓፍ ዓመቔ ኚተንቄቄ ኚለኻ ኄá‰Č á‹˜áŠ•á‰ á‰„áŠ«á‹ź á‰°áˆ˜áŠ­áˆźá‰łá‰” ንልቄኻ ምኄንá‰Č áŠșቔንክፎ áˆ“áŠ•áˆłáŠ„ ደው ኄናበልካ áˆáˆ”á‰”áŠ•á‰łáŠ• áŠȘሕግዘካ ይኜኄል áŠ„á‹©áą
ይሖዋ፣ ታማኝ አገልጋዼá‰č አንዳንዔ መቄቶቜን ኄሔáŠȘያገኙ አሊያም ደግሞ ያሉበቔ ሁኔታ ኄሔáŠȘሔተካኚልላ቞ው ዔሚሔ ዹተወሰነ ጊዜ ኄንá‹Čያልፍ ሊፈቅዔ á‰ąá‰œáˆáˆ ምንጊዜም ኄነሱን ኹመደገፍ ወደኋላ አይልም፱
ዹሆዋ ንኄሙናቔ áŠŁáŒˆáˆáŒˆáˆá‰± ወቔሩ ይዔግፎም ኄኳ ኄንተ ዀነ፡ ፍሉይ መሰላቔ ክሳዕ á‹šáˆšáŠœá‰Ą ወይ ኹኣ ዚምሜኄ ኔነታቔ ክሳዕ ዚርኚቄ áŠȘጜበዩ ይሓዔጎም áŠ„á‹©áą
ታá‹Čያ ኹሰይጣን ጋር በምናደርገው ውጊያ ማሾነፍ ኄንቜላለን?
ኄሞኞ ኣቄá‰Č ምሔ ሰይጣን áŠ„áŠ•áŒˆá‰„áˆź ቓልáˆČ ኜንዕወቔ ንኜኄል á‹Čና፧
ሐዋርያው áŒŽáŒ„áˆźáˆ”áŁ አይሁዳዊ ላልሆኑ ሰዎቜ መሠሹተ á‰ąáˆ” ጄላቻ ነበሚውፀ ውሎ áŠ á‹”áˆź ግን ኄንá‹Čህ ያለውን አሉታዊ አመለካኚቔ ማሔወገዔ á‰œáˆáˆáą
ሃዋርያ áŒŽáŒ„áˆźáˆ” ንኄተወሰነ ግዜ áŠŁá‹­áˆá‹” ቄዛዕባ ዘይኰኑ áˆ°á‰Łá‰” ኣሉታዊ áŠŁáˆšáŠŁáŠ„á‹« ነይርዎ áŠ„á‹©áŁ ነዚ ግና በቄቝሩቄ ካቄ ልቡ ደምáˆČሔዎ áŠ„á‹©áą
አራቱም ልጆቿ 14 ዓመቔ ሳይሞላቾው ዚተጠመቁላቔ ቀሚኒáˆČ ኄንá‹Čህ ቄላለቜፊ ዹተደበላለቀ ሔሜቔ ተሰምቶን ነበር፱
ደቂ 14 ቕዔሚ ምዃኖም ኄተጠምቁ ኣርባዕተ á‹áˆ‰á‹łá‰” ዘዕበዚቔ á‰ áˆ­áŠ’áˆ”áĄ áˆœá‹‘áĄ ሔምዒቔና ኣጾቱቑ ኄተተንኚዚሉ ኄዋን ኄዩ áŠá‹­áˆ©áą
በኄርግጄም መጜሐፍ ቅዱሔ አሔቀዔሞ ኄንደተናገሚው በመጚሚሻዎá‰č ቀናቔ ውሔጄ ዚሚኖሩ ሰዎቜ ዚማያመሰግኑ ሆነዋል፱
áŠ„á‹ˆáĄ ኹምá‰Č መጜሓፍ ቅዱሔ áŠ„á‰°áŠá‰ á‹źáĄ áŠŁá‰„á‹˜áŠ• á‹łáˆ•áˆźá‰” áˆ˜á‹“áˆá‰”á‰łá‰” áˆ°á‰Łá‰” ዘዚመሔግኑ áŠ„á‹źáˆ ኰይኖም ዘለዉ፱
ዚሰዎቜ ግዔዚለሜነቔ ተሔፋ ኄንá‹Čá‹«áˆ”á‰†áˆ­áŒŁá‰œáˆ ወይም áŠá‰…á‰łá‰œáˆ ኹመጠበቅ ኄንá‹Čያዘናጋቜሁ áŠ á‰”áá‰€á‹±áą
ካልኊቔ á‰°áŒˆá‹łáˆ”áŠá‰” ዘይቄሎም ምዃኖም ተሔፋ áŠŹá‰áˆ­áŒžáŠ« ወይ ንንቕሓቔካ áŠŒá‹łáŠœáˆž áŠŁá‹­á‰”áá‰€á‹”áą
ታá‹Čያ ይሖዋ ሔላደሚገው ዚጄምቀቔ ዝግጅቔ ተገቱ አመለካኚቔ ኄንá‹Čኖርህ ምን ይሹዳሃል?
ቄዛዕባ ኄá‰Č ዹሆዋ ዝሰርዖ ጄምቀቔ ቅኑዕ áŠŁáˆšáŠŁáŠ„á‹« ምኄንá‰Č áŠșáˆ…áˆá‹ˆáŠ«áĄ ኄንታይ ክቔገቄር ቔኜኄል፧
በኄርግጄም ኄኛ ሔህተቔ ሔንሠራ በሰማይ ያለው áŠ á‰Łá‰łá‰œáŠ• ይቅር ኄንደሚለን ሁሉ ኄኛም ሌሎቜ ሔህተቔ በሚሠሩበቔ ጊዜ ይቅር á‰Łá‹źá‰œ ልንሆን ይገባል፱
áˆ”áˆˆá‹šáĄ ኹምá‰Č ኣቩና ዹሆዋ ኜንጋገ ኾለና ዚምሕሹና፡ ንሕና ኄውን ኣቄነቱ ቄምሔዓቄ ካልኊቔ áŠȘጋገዩ ኾለዉ ንምሓሼም፱
áŠąá‹šáˆ±áˆ” áˆČáˆ°á‹”á‰Ąá‰” መልሶ አልተሳደበም፱
ንዚሱሔ ዔማ ንመሔሎ ኱ና፣ áŠ•áˆ±áĄ ምሔ ተጾርፈ፡ መሊሱ ኣይጾሹፈን፱
መጜሐፍ ቅዱሔ ኄንá‹Čህ በማለቔ ይመክሹናል፩ ኄንደ አሔፈላጊነቱ ሌሎቜን ዚሚያንጜና ሰሚዎá‰čን ሊጠቅም ዚሚቜል መልካም ቃል ቄቻ ኄንጂ ዹበሰበሰ ቃል ኚቶ ኚአፋቜሁ አይውጣ፱
መጜሓፍ á‰…á‹±áˆ”áĄ ንሰማዕቱ ምኄንá‰Č áŠșጠቅምáˆČ፡ ንምህናጜ ዜዔሊ ዘበለ áŒœá‰Ąá‰• ቃል áŠ„áˆá‰ áˆ­áĄ ሕማቕ ቃልáˆČ ኻቄ áŠŁááŠ©áˆ áŠŁá‹­á‹áŒ»áŠ„ ኱ሉ ይምዕደና፱
ቄዙ አሔፋፊዎቜ ይህን ዚአገልግሎቔ ዘዮ á‹áŒ€á‰łáˆ›áŠ“ áŠ áˆ”á‹°áˆłá‰œ ሆኖ አግኝተውታል፱
ሓያሎ ናይ ዹሆዋ መሰኻኜር ኣቄዚ ዕዼ ኄዚ ቄምክፋሎም ቄዙሕ á‹áŒœáŠąá‰”áŠ• ዓሔቄን ሚáŠșቩም áŠ„á‹źáˆáą
ይህን ዹሚጠቁሙ አንዳንዔ ምልክቶቜን ኄሔá‰Č áŠ„áŠ•áˆ˜áˆáŠšá‰”áą
ገለ ኻቄá‰Č ሒደቔ ናይ መጠንቀቕታ áˆáˆáŠ­á‰łá‰” ኄሔኚ ንመርምር፱
በመሆኑም በዓለም ላይ ያለው መዝናኛና áŠ áˆˆá‰Łá‰ áˆ” ኄንá‹Čሁም ዓለማዊ ጓደኞቜ áˆá‰Łá‰œáŠ•áŠ• ኄዚማሚኩቔ መሆን አለመሆኑን ለማሚጋገጄ አዘውቔሚን áˆ«áˆłá‰œáŠ•áŠ• መመርመር á‹­áŠ–áˆ­á‰„áŠ“áˆáą
ኄዚ áŠșቄሃል ኹሎ፡ ልቄና ቄዓለማዊ áˆ˜á‹˜áŠ“áŒá‹’á‰łá‰”áĄ á‰„áˆáˆ•á‹áŠá‰”áĄ ቄቕá‹Č áŠœá‹łá‹áŠ•á‰”áŠ• áŠŁáˆ˜áˆˆáŠ»áŠœá‹“áŠ• ምኄንá‰Č áŠžá‹­áˆ°á‹”á‹•áĄ ወቔሩ áŠœáŠ•áˆáˆ­áˆáˆź ኌዔልዚና áŠ„á‹©áą
ኄንá‹Čህ ቄሏልፊ አባቔ ሆይ፣ ፈቃዔህ ኹሆነ ይህን ጜዋ ኚኄኔ አርቅ፱
áˆœá‹‘áĄ ኣቩ፡ ኄንተ ፈá‰ČáŠ»áˆ”áĄ ነዛ ጜዋኄ ኄዚኣ ኻባይ ኣልግሳ፱
áŒŽáŒ„áˆźáˆ”áŠ“ ሌሎቜ ደቀ መዛሙርቔ ዚወደፊቱን ጊዜ á‰ áŠ áŠ„áˆáˆŻá‰žá‹ ኄንá‹Čሔሉ áˆˆáˆ˜áˆ­á‹łá‰” áŠąá‹šáˆ±áˆ” በዛሬው ዚዕለቔ ጄቅሔ ላይ ያለውን áˆáˆłá‰„ áŠáŒˆáˆ«á‰žá‹áą
ዚሱሔ ነተን ኣቄ ላዕሊ ዘለዋ ቓላቔ ኄተዛሚበን áŠ•áŒŽáŒ„áˆźáˆ”áŠ• ነቶም ካልኊቔ ደቀ መዛሙርቔን ቄዛዕባ ዚመጜኄ ኣቄ áŠŁáŠ„áˆáˆźáŠŠáˆ ንáŠșሔኄሉ ምኄንá‰Č áŠșሕግዞም ኱ሉ áŠ„á‹©áą
በዚህ መንገዔ ኄርሔ በርሔ áˆ˜á‰ áˆšá‰łá‰łá‰łá‰œáˆ በመንፈሳዊ ዚሚያጠነክርህ ኹመሆኑም በላይ ያለቄህን ማንኛውንም ጭንቀቔ መቋቋም ቀላል ኄንá‹Čሆንልህ á‹«á‹°áˆ­áŒ‹áˆáą
ኄá‰Č ኣቄእ ኄቔሚኜቊ áˆá‰”á‰„á‰Łá‹•áĄ መንፈሳዊ ሔንቅኻ ኜቔመልኄን ንጭንቀቔካ áŠœá‰”á‹‹áŒœáŠŁáˆ‰áŠ• ይሕግዘካ áŠ„á‹©áą
ኹመጀመáˆȘያ ዚሰማቜሁቔ መልኄክቔ ኄርሔ á‰ áˆ­áˆłá‰œáŠ• መዋደዔ አለቄን ዹሚል ነውና፱
ንሓዔሕዔና áŠœáŠ•á‹á‰áˆ­áĄ ኄዚኣ ኄታ ኻቄ መጀመርታ ዝሰማዕኩምዋ መልኄኜá‰Č ኄያ ኱ሉ ጜሒፉ áŠ„á‹©áą
ለአምላክም ሆነ ኹጊዜ በኋላ ዚኄሔራኀል ንጉሄ ለሚሆነው áˆˆá‹łá‹Šá‰” ያለውን á‰łáˆ›áŠáŠá‰” አላጓደለም፱
ካቄá‰Č áŠ•áŠŁáˆáˆ‹áŠœáŠ• ነá‰Č ጾኒሑ ንጉሔ ኄሔራኀል ዚኾውን ዳዊቔን ዝነበሼ á‰°áŠŁáˆ›áŠ•áŠá‰” ምንቕ ኣይበለን፱
ልክ ኄንደ áŠąá‹źáˆłááŒ„ ሁሉ ኄኛም አንዳንዔ ጊዜ፣ ቜግር áˆČያጋጄመን ምን ማዔሚግ áŠ„áŠ•á‹łáˆˆá‰„áŠ• ግራ áŠ„áŠ•áŒ‹á‰Ł áˆáŠ“áˆá‰Łá‰”áˆ በፍርሃቔ ኄንዋጄ ይሆናል፱
ንሕና ኄውን ሓዔሓደ ግዜ ኾም á‹źáˆłá‹áŒ„ ኄንታይ ኹም ኄንገቄር áŠȘጠፍኣናን ክንፈርህን ንኜኄል ኱ና፱
á‹šáŠąá‹šáˆ±áˆ”áŠ• ምሳሌ በመኹተል መጜሐፍ ቅዱሔን በዹቀኑ áˆ›áŠ•á‰ á‰„áŁ ማጄናቔና ባወቅነው ነገር ላይ ማሰላሰል á‹­áŠ–áˆ­á‰„áŠ“áˆáą
ንሕና ኄውን ኣቄነቔ ዚሱሔ á‰„áˆáˆ”á‹“á‰„áĄ ንመጜሓፍ ቅዱሔ መዓልá‰Č መዓልá‰Č ኞነንቄቊን ኚነጜንዖን ቄዛዕባ ኄá‰Č áŠ„á‰°áˆ˜áˆƒáˆ­áŠ“á‹ź ኞነሔተንቔንን ኣሎና፱
ዚሐሰቔ ሃይማኖቔ ዔርጅቶቜን ኄዚደገፉ ዹአምላክን ሞገሔ ማግኘቔ ኄንደማይቜሉ ተገንዝበዋል፱
ንናይ ሓሶቔ ሃይማኖታዊ á‹á‹”á‰Łá‰” ክሳዕ ዝደገፉ፡ በሚኞቔ áŠŁáˆáˆ‹áŠœ ኹም á‹˜á‹­áˆšáŠœá‰Ą ተገንዘቡ፱
ይሁንና ኄንá‹Čህ ያለው ተገቱ ያልሆነ ሔሜቔ በራሱ ኄንደሚጠፋ በማሰቄ ኄጇን áŠ áŒŁáŒ„á‹ áŠ áˆá‰°á‰€áˆ˜áŒ á‰œáˆáą
ኄá‰Č ኣሉታዊ áˆ”áˆá‹’á‰ł ባዕሉ áŠœáˆłá‹• ዚጠፍኄ ኱ዳን ኄግራን áŠŁáŒŁáˆšáˆ« ኜቔጜበ ኾም ዘይቄላ ግና á‰°áŒˆáŠ•á‹˜á‰ á‰”áą
á‰ŁáˆˆáŠ•á‰ á‰” ሁኔታ ዹተነሳ፣ ዚመንግሄቱን ሄራ ለመደገፍ ማኹናወን ዚምንቜለው ነገርና ዹምናደርገው መዋጼ ውሔን ሊሆን ይቜላልፀ ያም ቱሆን ይሖዋና áŠąá‹šáˆ±áˆ” ሁላቜንም በዚህ ሚገዔ ዹምናደርገውን ጄሚቔ በጣም á‹«á‹°áŠ•á‰ƒáˆ‰áą
áˆšá‰„áˆ“á‰łá‰” መንግሔá‰Č áŠŁáˆáˆ‹áŠœ ንምዔጋፍ áŠ„áŠ•áŒˆá‰„áˆź ጻዕርን áŠŁá‰ áˆ­áŠ­á‰¶áŠ• ዔሩቔ ኄንተ ዀነ áŠ„á‹áŠ•áĄ ዹሆዋን ዚሱሔን ነá‰Č áŠ„áŠ•áŒˆá‰„áˆź ጻዕáˆȘ áŠŁáŠœá‰ąáˆźáˆ áŠ„á‹źáˆ á‹šáˆ­áŠ„á‹­á‹Žáą
ሐዋርያው áŒŽáŒ„áˆźáˆ” ለክርሔá‰Čያኖቜ áˆČጜፍ ኄንá‹Čህ ቄሏልፊ ይህን በመሰለው ያዘቀጠ á‹ˆáˆ«á‹ł ሕይወቔ ኚኄነሱ ጋር áˆ˜áˆźáŒŁá‰œáˆáŠ• ሔለማቔቀጄሉ ግራ á‹­áŒ‹á‰Łáˆ‰á€ በመሆኑም á‹­áˆ°á‹”á‰§á‰œáŠ‹áˆáą
ሃዋርያ áŒŽáŒ„áˆźáˆ”áĄ ናቄá‰Č ዕያግ ዝርጋን áˆáˆłá‰łá‰¶áˆ ሔለ ዘይጐዹáŠčም ይግሹሙ፡ ንዓኻቔኩም ንክርሔቔያናቔ ኹኣ ይጾርፉáŠčም ኣለዉ ኱ሉ ጾሓፈ፱
መጀመáˆȘá‹«áŁ á‹šáŒ‰á‰ŁáŠ€ አገልጋይ ለመሆን ዚሚያሔፈልጉቔን ቄቃቶቜ ለማሟላቔ á‹­áŒ„áˆ«áˆáą
ፈለማ፡ ኣገልጋሊ áŒ‰á‰ŁáŠ€ áŠȘኾውን á‹­áŒœá‹•áˆ­áą
በዔግሱ ላይ ኹተጠበቀው በላይ ቄዙ ኄንግዶቜ መጄተው ሊሆን á‹­á‰œáˆ‹áˆáą
ቍጜáˆȘ ኄቶም ናቄá‰Č መርዓ ዝመáŒč áŠŁáŒ‹á‹­áˆœ ካቄá‰Č á‰”áŒœá‰ąá‰” ኄተገቄሚሉ ንላዕሊ ነይሩ áŠȘኾውን ይኜኄል áŠ„á‹©áą
áŠ€áˆáˆłá‹•áˆ áŒá‰„á‹Łá‹áŠ• ወá‹Čያውኑ በመቀበል ዝቅ ተደርገው á‹šáˆšá‰łá‹© ሄራዎቜን በማኹናወን በዕዔሜ ዹገፋውን ነቱይ á‰ á‰łáˆ›áŠáŠá‰” ማገልገል ጀመሹ፱
áŠ€áˆáˆłáŠ„ ውዓል ሕደር ኹይበለ፡ ነá‰Č ዕዔመ ተቐበሎ፣ ቔሑቔ ዕዼ ቄምዕያይ ኹኣ ነá‰Č ቄዕዔመ ደፊኡ ዝነበሹ ኀልያሔ á‰„á‰°áŠŁáˆ›áŠ•áŠá‰” ኣገልገሎ፱
ኄንደ ሚካያህ ኄና ኀርምያሔ ያሉቔ ነቹያቔ áˆ˜á‹˜á‰Łá‰ á‰» በመሆንና ወህኒ ቀቔ በመጣል ፈተና á‰ąá‹°áˆ­áˆ”á‰Łá‰žá‹áˆ ኄምነቔ ሔለነበራ቞ው ተቋቁመውታል፱
ኹም ሚክያሔን ኀርምያሔን ዝኣመሰሉ ነቄያቔ ቄምኜንያቔ áŠ„áˆáŠá‰¶áˆáĄ ቄላግጜን ቄማኄሰርቔን ተፈá‰Čኖም áŠ„á‹źáˆáą
ይሖዋ በዔርጅቱ ምዔራዊ ክፍል ውሔጄ ዹሚገኙ አገልጋዼá‰čን በታማኝና ልባም ባáˆȘያ አማካኝነቔ ይመራ቞ዋል ኄንá‹Čሁም á‹­áˆ˜áŒá‰Łá‰žá‹‹áˆá€ ይህን ባáˆȘያ ዚሚመራው ደግሞ á‹šáŒ‰á‰ŁáŠ€á‹ ራሔ ክርሔቶሔ ነው፱
ዹሆዋ ኣቄታ ምዔራዊ ኜፋል á‹á‹”á‰Ą ንዘለዉ ህዝቡ በá‰Č ኣቄ ቔሕá‰Č ኄá‰Č ርኄáˆČ áŒ‰á‰ŁáŠ€ ዝዀነ ክርሔቶሔ ዘሎ ኄሙንን áŠŁáˆ”á‰°á‹á‹“áˆáŠ• á‰Łáˆ­á‹« ገይሩ ይመርሖምን ይምግቩምን áŠ„á‹©áą
End of preview. Expand in Data Studio
README.md exists but content is empty.
Downloads last month
13