label
stringclasses
3 values
tweet
stringlengths
1
3.59k
language
stringclasses
3 values
positive
ትግርኛ ትዓንብብ
tig
positive
ዋውውውው ዚዛሬም ልይት ያለ ነው ውድድድድ
tig
negative
ስማዓኒ እንእዶ ኖሆም ሓወይ እዛ ደርፊ ስ ኣርእስታ ስ ሑቢ ዘይ ኮነስ መለይ ክትብላ ኔርካ መኜንያቱ ኩላ ብመለይ ክትባኣስ በደማቜን ሕቀ ኣይሰማዓኩን ሓቀይ ዶ
tig
positive
ገጜ ንፈትዎም ርኣና ኀፊ ፌቡ ጜቡቅ ስራሕ ኹም ቀደምኩም ህድሞና ኹ ታይ ድሃይ ኣለኩም ብዛዕባ ደላይ ነብሱ ዓለም 9 ላንጋ ላንጋ ጌጋ ብጌጋ
tig
negative
ህግደፍ ሰሚቅቲ ሑሱራት ጊዜኩም ቀሪባ እያ ደቂ ሞርሙጣ ጓሐፍት
tig
negative
መቺም ጜቡቅ ስራሕ እንዲዩ ግን እዛ ህድሞና ቲቪ ትበሃል በዚኖት ሃገራዊ ንድሕነት እያ ኣይተገልግልን ብናይ ንያላ ዘለዉ ወላ ባር ኪኒዲ ኚባቢ ምኜንያቱ ኀርትራዊያን ሓቢርና ኹይንሰርሕ ብዓሊትን ሃይማኖትን ክብትኑና ካብ ወዲ መድህን በራድ ዝተላእኩ ኣብ ዓለም ምሉእ ኣስመራ ዝመደበሮም ደቂ ሓደ ዓልዚት ኣለዉ ምሳሌ ዚናስ ፓራዲዞ ሓደ ወዲ ቀት መኻእ ኣሎ ገብሚገርግሜ ሜሙ ሓዉ ዘለዎ ኣካለ ሓንቲ ዓይኑ ዕዉር ወዲ ቅሺ ዋይት ሃውስ ገዝኡ ቢንያም ማይ ኣባሻውል ዱካን ኚፊቱ ዘሎ እዚኊም ኩሎም ሓሎሲን እንተድኣንቢብክያ ናይ ቀደም ኣጞዋውዓ ሰባሲባ ወዲ መድህን በራድ ህዝቢ ኀርትራ ክበታትኑ ኣብ ኣስመራ ተሄራን ኣለዉ ህድሞና ቲቪ ካብዚኊም ትኟኑ ወላ ካብቶም ተራ ሃገራዊ ዕንወት ኢኹም
tig
negative
ህጂ ውን ሰላም ኢዩ ክኟነለይ ወዲ ሓጎስ ኢዚ ፈዛዝዝዝ
tig
negative
ትቅፅል ነይሩዋ ዉይ ስደት ኣታ መአስ ዩ ሰብ ኣብ ዓዱ ምስ ስድርኡ ዝተሓቃቀፎሉ እምበር ናፊቀዮ ፍሜ ሓወይ መፀለል ኣብ ስራሕካ ኣወትን ይምነዚልካ
tig
positive
ጜብቅቲ ደርፊ ደስ ትብል
tig
positive
ማይ ውዑይ ባህሪያዊ ሃብቲ ፍቱን መድሃኒት
tig
positive
እኛ ወሎዬወቜ ቆንጆ እኮ ነን
tig
positive
ኒ ዮንታን ይፍትወ እዚ ዝብል ላይክ ወቅጡለይ ክፍትወ ኣነስ ማራ መፀለል
tig
positive
ክልተ ኣእዛነይ ጭውጭው እሳዕ ዝብለኒ በለ ሻንጋባይ ምውቃዕ ተተጀሚሩ ደኣ ዓይኒ ዹለ ስኒ ዹለ እ
tig
positive
ቅቅቅቅቅ ኣማርኛ ባ ሕወስሉ ጎሚቢትና ኣይትሳኣኑ
tig
positive
ርሑስ ብዓል ፋሲኻ እስኞ ን ኢፕሬም ትፈትዉ 1ክ ካብ ኣስመራ እዚ ሓውኹም
tig
negative
ቆንዳፍ ዓጋመ ለክባጥ ወዲ ወልደ ገባ ክሜርሙጣ ክብላ ወሊደናኩም ዶ ኣዎታትኩም ሒጂ ነዓና ድቃስ ክትኚለኡና ኚይንኩም ክንገሚኩም ኣለዎ እንበር እቲ ሓቂ ወዲ ኣድጊስ ዒሉ ዲዩ ዝብሃል
tig
negative
እቲ እንጅነር ኣብ ሎተሪ ዲካ ተዓዊትካዮ ቁሩብ ኹማን ኣይትሐስብን ወድዛ ለማኒ
tig
negative
ኣትን ኣእዱግ ታዳነክን ንስክ ምግምሻሕ ዝለመድግን ናኣና ክተፀርፈና ናይ ኢሳያስ ዎዮ ጠንባር ናቱ ቅርሺ ኣሚንክንስ ጎንደር ክትፀርፋኣ ንባዓልክን ዘይተኣሚምክንስ ጋሓቡ
tig
positive
እቶም ደለይቲ ፍትሒ ነዞም ኚምዚኣቶም ዝኣመሰሉ ኹነቃልዖም ይግባእ ብሃገርን ህዝብን ይጻወቱ ኣለዉ
tig
positive
ኩሉ ኣብ ጎድንኹም ዩ ኣጆኹም ኣይትሕመቑ
tig
positive
ጋል ዝምዕዳ ኣይትፈቱን ኢያ ሓቁ ድዩ ድኣ እዚ ሓውና
tig
positive
ንገርዋም ነዞም ሓለምቲ በሕሪ ኣሎና በልዎም ዞም ደቀይ ደቅመን ዲኹም ባሕርሑም መሪትኩምን ኣውተሕልፉ አንበር ንሪኊም ኣለና
tig
negative
አንታ ክንደይ ይፅብቅ ምስ ጚፍጚፍቶም ተሓቛቒ ፎም ይስዕስዑ በትክታት
tig
positive
ሰላም ንዓኩም ተሌቭዥን ኣሰና ብመጀመርታ ኣብ ስራሕኩም ሰናይ ወሰላም ዝሰፈኖ ዓቢ ኣሳልጊ ይምነዚልኩም ነዛ መሰጅ ገዜኩም ሰዊእኩም ኚምተንብብዋ ሰለዘይጣራጠር ነዛ ጜሑፍ ንምንባብ እተጥፍእዎ ግዜ ብልቢ ኚመስግነኩም ይፈቱ ቀጺለ ሕቶ ኣለኒ ናብ ሕቶይ ኜሰግር ህዝብና ናባኩም ዝኮነ መልእኜቲ ወይ ሕቶ ኜሰድድ እንተኮይኑ ብኚመይ ኜሰደልኩም ይኜል እዛ ሕቶይ ተገዲስካ ኜትምልሰለይ ተስፋ ይገብር ኹም ትምልሰለይ ውን ኣይጣራጠርን እዚ ምኜንያቱ ኜሳብ ሕጂ ኢመይል ዝብሃል ኣይሚኣኩን ጌጋይ ይኜለኣለይ ዳኣምበር ነዚ ኜሓትት ዝገደደኒ ናይ ህዝብና ዝኮነ ሕቶ ይኩን ካልእ ኣገደስቲ መልእኜቲ ኣነቃቃሕቲ ህዝቢ ናባኹም ኜሰዱ ቊታ ኜትኚፍትሎም ኣለኩም በሃላይ ኢዚ እቲ መልእኜቶም ባዶ መልእኜቲ ዘይብሉ እንተኮይኑ ካኣ ብትሕትና ትምልስሎም እቲ ምኜንያት ካኣ ትገልጜሎም ብኚምዚ መንገዲ ካኣ ኩሉ ህዝብና ኣብ ጎንኩምን ኣብ ጎኒ ውጹዕ ህዝቡ ዶው ኚምዝብል ኣይጠራጠርን እዚ ዓወት ንውጹዕ ህዝቢ ኀርትራ ደላይ ፍትሒ ካብ ሓውኩም ደጀን ተስፋኣለም ወዲ ጎልጅ ኣብ ኩሉ ህዝቢ ኀርትራ ሰላምን ቅሳነትን እናተመነኩ ኣብ ስርሖም ዓወት ዝተሓወሶ ዓቢ ኣሳልጊ ክህልዎም እናተመነኩ ኣብታ መጻኢት ኀርታራ ፍትሓዊትን ዲሞክራሳዊትን ወነንቲ ምሉእ ጥዕና ኮይኖም ዳግም ኣብ ዓዓድና ተመሊስና ምስ ወለድና ተጞምቢርና ፍቅሪ ዓድናን ሃገርናን መታዓቢትናን ኚነስተማቅር ናይ ወትሩ ሕልመይ ዩ እሞ ኹም ዝግሃድ ድማ ኣይጣራጠርን እዚ ኹምዚ ዘገለጜክዎ ኣብ ሃገርና ኀርትራ ኣኣብ ንደልዮ ዓዲ ተቀሚጥና ፈሚይትን ጞገይትን ኜንኚውን ናይ ወትሩ ምንዮተይ ኢዩ ሞ ጜኑዕ ርገጹ ደቂ ኀሚይ ፍንጫሕ መሰንገለይ ደጊመ ምልኪ ይፍሚስ ሕጊ ይገስ ዓወት ንውጹዕ ደላይ ፍትሒ ህዝቢ ኀርትራ
tig
positive
እወይ ስብአይ ዘግንዬ
tig
negative
ነሜነሜ ደኣ ጭው ዝበለ ትግራዋይ እንድዩ ንስኻ ኚኣ ትግራዋይ እንተ ኮይንካ ኣይትጞርፎን እካ ነሜነሜ ንአካ ይቀርብ ብቀተዘመድ ተደሊኻ
tig
negative
እዛ ክሊፕ ምስ ሹአክዋ ቡዙሕ ስክፍታታት ሓዲሩኒ ደሚፍቲ ሃገርና ካብ አብ ዜማን ግጥምን አብ ቪድዮ ይባኜን አሎ ግዜኩም ልክዕ እዩ ሓዲሜ ስታይል ጜቡቕ ቊታ ጜቡቕ ተኚዲኖም ክደርፉ ክንርኢ ደስ ይብለና እዩ ግን መጀመርታ ግዜ ሂብካ ክስራሕ ዘለዎ ስነጥበብ እዩ ብፍላይ አብ ድርብ ዘሎ ዜማን ግጥምን ብተብተብ እዩ ተሰሪሑ ጥበብ ጎዲልዎ አሎ አነስ አይተሓጎስኩሉን ብሮ
tig
positive
ወዲ ገብሩ መጜሓፍ ታሪኜ
tig
negative
ህዝቢ ኀርትራ ዝኣክል ክብሩን ባህሉን ስነ ንምልኪ ዝሓዘ ክቡር ህዝቢ ልዕሊ ማንም ናይ በላበሎው ወሹ ክትብሎ ኣቀት ስርዓት ህግደፍ ትገብሩ ሃገር ናይ ውልቀ ሰባት ኮይና ምስኪን ህዝቢና ተዓቢቱ ተደፊኑ ብውቐ ሰባት ኣብ ውሜጢ ሃገር ዘሎ ኀርትራዊ እንታይ ነጊሩካ ምስ ፍልጠቱ ኮሎ ኣጜኩሞ ኣብ ዚ ዘለናዮ ክፍለ ዘመን ናጜነት ክስእን እዋይ ህዝበይ ኣሕሕሕ ኣያታት እባ ተካሕዶም ሃገር ኣሚክቊምና ክንሶም እዚ ኣ ኮይና ኢዶም
tig
negative
ወይ መጻኢ ንመጻኢ ኚኣ ኣቡኡ ክትጞንሑ መደብ ኣለኩም ደሓን በሉ ጉዳይ ናይዚ ወለዶ ኞኣ ዘገድስ ኣይኮነን ዘገርም ኢዩ
tig
positive
ሄሉ ንስኺ ውን ጜጋበይ ኢኺ
tig
positive
ኣበይ ቀላይ እይ እዝይ ኚእ ኣበይ ምስ ኹደ እይ እትይ ባሕርና ባጜዕ ጜቡቅ ቀጜሎ ትጠፍእ ድማ ኣለካ
tig
positive
ዋእ እዛ ደርፊ ወገን ውጹዕ ህዝቢ ድያ ወላስ ወኾለ ናይ መንግስቲ ያ ድንግርግር ኢላትኒ ሞ ዘብራሃለይ እንጀራ ኣዲኡ ይብላዕ
tig
negative
ተጻብኊ ኢልኹም 30 ዓመት ኮይኑ ስቅ ተትብሊ ክልተሜሕን እንታይ ትሃንጺ አለኪ ኀርትራ አብ ጋሓፍ ተቐዲምኩም ምሜ ክትሃንጹ ተፍርሱ ዝነበሹ ትአስሩ ትቀትሉ ተሳድዱ እዚ ኢኩም ንስኩም ተአለይልና ሞፋቱ ኹተማ ነቶም ውጻዓት ተጋደልቲ ግን አይምልኚቶምን እዪ
tig
positive
ብጣዓሚ ጜቡቅ ስራሕ ግን ትድንጉዩና ኣለኹም በጃኹም ኣይትጥፉኡና እባ
tig
negative
ኣብዚ በጺሕናዮ ዘለና ዘመን ንእንስሳ ኹማን መሰል ተዋሂቡ ኚይጞንትን ኹይቅተልን ሙሉእ ዕድሚኡ ብነጻ ክነብር ካብ ተጋዳኣይ እንስሳ ታዓቂቡ ይነብር ኣሎ ንሕና ኀርትራውያን ድማ ኹም እንስሳ ኹማን ተቆጺርና መሰል ነቲ ናጻ ኮይና ክንነብር መሰል ጾጋ እግዚኣብሔር ዝዓደለና ኹማን ኣብ ዓድና ኣዚስተማቀርናን ኣይራኣናን ብሓደ ትግራዋይ ኢሳያስ ቀታሊ ነቲ ዝኹበሹ ወድኣባት ኀርትራ ኚጜንቶ ኹሎ ትም ኢልና ንዕዘብ ኣለና ብዘይ ንሕሲያ ድማ ዚጥፋኣናሎ
tig
positive
ንስኻ ውን ንዑኡ ዘይትብርሆ ናይ ሕማመይ
tig
positive
አዛ ደርፊ ምስ ሰማዕኩ ናይ ተሓጋስ ነቢዐ አዞም ቆንዳፋት ኣማሓሩ
tig
negative
ብሓቒ ማይኮ እዞም መበገሲዕምን ዓዶምን ዘይ ተፈልጡ ብስም ህዝብን ሃገርን ዝሜቕጡ ለሓስቲ ብያቲ ንሕና እዛ ሃገር ብዘርባ ወይ ለሚና ኣይኮናን ሚኺብናያ ኣሜሓት ሓበንን ብሉጻት ኹፊልና ኢና ኣምጺእናያ ንኜንሞጣ ይኹን ክንልውጣ ኣይ ኮነን ክትሓስብዎ ክትሓልምዎውን ኣይነፍቕድን በለለይ እንተ እቶም ተስብ ኣቊታትኩም ኣያታትኩም ትህበኑ ብ አርትራውነትኩም ትኟርዑ ደቒ እዛ ፈቓር መሚት ድማ ንእስነትኩም ኣጀኹም
tig
positive
አሜን አሜን አሜን ንዓካም አብ ሂወትካ ሰላም አብ ሰራሕካ አሳልጊ ንምነዚልካ
tig
negative
ኣቲ ለሓሲት ብዘይ ንቡር ትግበር ለማኒት ኣሚጊት ንቀደም በሉ ኣቲ ገፋሕ መነዲኪ ኢዩ ኹ ጋለይ መነዲኪ ኣቲ ዘይ ጥዓመ ይጥዓማ ኣቲ ገፋሕ ንሃቩም ኣቲ ባራንዳ ንብጟታ ጃምዓ ሎሚ ዶ ሳላ ሂግደፍ ሰብ ኮንኪስ ሂግደፍ ኚኣ ትብሊ ኣለኪ ደርፍኪ ገዛኪ ዓጺኪ ስምዕዮ መነዲኪ ኢዩ ኹ ጺሕፉልኪ ፎፎፎፎፎፎ ኩኩኩኩኩ ጺሕፉልኪ
tig
positive
ኣደይ መዓሹይ ኬፍ ዘለዋ እዛ ቆልዓ ድምጻ ኬፍ ዘለዎ
tig
negative
ፍቕሪ ዓማጺ ነሜነሜ ነዚ ኣ ክትጣበቀላስ መፈሚካ ኖ ኣስኩት ዘይሰገአት ይቅሚታ ዝኣመስለ ኢንታይ ጾገማ ደሓር በጜቢጜኩሙና ካለን ኢኪካ ጀመሪ መኒዩ ፈታዊ ነብሱ ቲቢል ነበርካ ሂጂ ትግምጠለና ቅጫ መቅሎ
tig
positive
ወልዱ ጅግና ኀርትራዊ ደስ ዘብል ሓሳብ ኣቕርቡ
tig
negative
ኣብዛ ደርፊ ግጥሚ ሰሪቅካኒ ኣለኻ ኣቢ ኣይትግደድን ይቅሬታ ደንጊካና ይጜበዚካ ኣለኹ
tig
negative
ምናቹ ነው ኹናንተ ቃልም ኣንድ መሆን ዹለም እኛ ትግሬዎቜ ዎቜ ዚብቻቜን ይሻለናል ስው ኣማራ ስሆድ ወደ ትምህርት ገድላቜ እያላካቜሉን ኣንድ እንሁን ትላላቹ
tig
positive
ፍቅራዊት ገነት
tig
negative
ዋና እዛ ቻነል እንታይ ኮይንካ ዳኣ እታ ናይ ዓብዱራሕማን ድምፅወ ኮመንቲ ኹመዘይ ጻሓፍ ገሪካዮ ኊርዮን ሳልሕ እካ ደቂ ዚውሃንስ ወይ እዚ ብጜብጜ እሰያስ ወዲ ሃለቃ ኣይኮነን ኊርዮን ሓልሕ እካ ኣማዛዚኑ ዘኚይድ ሰብ እዩ ሕሰበሉ ቻነልካ ኩሎም እቲ ሳብስክራይ ገርሙልካ ዘለዉ ኚይመልስዎ ኣንታ ቫይሚስ
tig
positive
ቀወጠው እኮ ወዮ ወዮ ወዮ
tig
positive
ጹቡቅ ስራሕ ግን ሓደ ሓደ ግዜ ኮይኑ
tig
positive
ኹመይ ደስ ትብል ፊልም ኢያ እዚኣስ ተዋሳእቲ ኹም በዓል ሄቹን 1000 ይኹናልና
tig
negative
ኢቶም ኚይትህቡኒ ላአይክ ዝገብሩኡ ዘላዉኡ ነአቲ ላአይክን ዲስ ላአትክን ዘአይፊልቱኡ ኢዮም ልብናአ አቩ ፍቅሪኢ ወቱሩኡ አብ ልብና
tig
negative
ደሓን መዓልትክን ኣብቂዑ እዩ መን ይፈልጥ ኣብ ጎደናታት ኣስመራ ንራኚብ ንኹውን ንሕና ጾጊምና እምበር ተሃሚልና ኣይኮናን ወጺና ክንብለክን ደቂ ዚውሃንስ ጜሉላት
tig
negative
ደስ ይበልኹም ኣይትፍራሕ እንታይ ኣፍሚም ኣለካ
tig
positive
ዎብዚ ትዳር አለህ ወይም ሶበጣም ደስ ዹሚል ዘፈን ነው
tig
negative
ቀሪቡዩ ዝመስል ዘሎ ግዜ እዚ ርእሲ ቢኚሪ ክም ሎሚ ስሒቀ ኮ ዘይፈልጥ
tig
negative
ወይ ሃገሹይ ቁርጥምጥም ኣቢሎሙኪ በቃ ዘሓዝን ነዚ እዮም ኣቊታትና ተሰዊኩም
tig
negative
ኣብ ዒቀትካ ኣዪጞዪቀልካ ትርጉም ሰላም 101 ደሞ ሕጂ ንዓኻ ኚነሚደኣካ ኬና ሞያብ ኣይትጞውዕ በዓል ልቩና ጾውዕ ዝበሉ አቊታቲና ኹምዚ ናትካ ምስ ኣጋጠሞም ክኹውን ኣለዎ ተዋሚድ ኢሉካ እዩ
tig
positive
ጜቡቅ ስራሕ ብሓቂ ኣጆካ ቀጜሎ
tig
negative
ኣሕ ንሕዞ ንጭብጊ እኮ ጠፊእና ኣንታ ኣምላክ ንኣቊና መዋጜኊ ፍጠሹሎም
tig
negative
ናይ ልብያ ቡሓይሊ አብ መላእ ዓለም ዘሎ ኀርትራዊይ ዳሃዮ ፊለጡ ዱላ ጥራይ አይትኩኑ
tig
positive
ሰብ ኣምንታይ ዘይኣቱ ግዳ ጥዕምቲ ደርፊ ቀጜሎ
tig
negative
በጃኩም ሃብቶም ህድሮም ካሎት ኪዝርጊሕ አዹ ይቢል ኣሎ አሞ ይኪኣል አንበር ኮይኑ ኣጊድዎ ናሆማ ናይ ሕማመይ
tig
negative
ክትኚሉኡኒ ካራን ናይ ሪስክ ዮም ብምዃኖም ናይዝጊ መሕሹር ኣቁሲልካኒ ብልጜቲ ፍሊም ሲዶና ካብ ሕጂ ፍቕርኻ ጀሚራ ኣላ ኣጆኻ ናይዝጊ ወናኒ ናይ ዚ ባር ክትሜለም ኢኻ
tig
negative
አቲ አነ አብ ተጋድሎ ሐርነት ኀርትራ መደብይ አብ ፈጻሚ ይመርሓለይ ኔሹ ብዛዕባ ጀብሃ ጜቡቅ ኔሩ ክትብል ንስኺ ኣብተን ማሕብር ደቂ ኣንስቲዮ በብቅያሩ ክዳውንቲ እንዳቀዚርክን በጀካ ቡን ምስታይ መሪሕነት ተጋድሎ ውግኣትና ደም እንዳፈሰሰ ገዲፎምና ዝኞዱ ኣሕውትና ብሰንኪ ማኪ ተሰዊኩም ናይ ጀብሃ ተዛሪብካ ትራፊ
tig
positive
ኣብዚ ኣለካ ቃላት ኣጋላልጻ ኣንበሳ ወዲ ኀሪ ጻዕዳ
tig
positive
ተባዕ ኣቊ ሓቂ ዝኟነ ስነ ጥበባዊ እዩ ወዲ ገብሩ
tig
positive
ማኩ ኚይስብለካ ዋእ ኣክፊእካ
tig
negative
ነሜነሜ ደኣ ጭው ዝበለ ትግራዋይ እንድዩ ንስኻ ኚኣ ትግራዋይ እንተ ኮይንካ ኣይትፈልጣን እካ ነሜነሜ ነዓካ ይቀርብ ብዘመድ ተደሊኻ
tig
positive
ዋው ፅብቂት ደርፊ ኣጆካ ኣይትስማዕ ዘርባ ስብ ቀፅሎሉ ሰበይ ካብዚ ዝበለፀ ሒዚካ ትመፅእ ብተስፍ ንፅብ ግን ዋላ ኣነ እይ ኣብ መንጎ ፍቁራት ዝኣቱ ስባት ኣይፎቱን ይ
tig
positive
ንያት ሜኮር ጜቡቁ ኣለኪ
tig
negative
ኣነ ኩሉ ግዜ እዛ ደርፊ ይሰምዓሞ ዋላ ዋላ ኣይርድኣንን እንግሊዝ ድዚ ወይ ትግርኛ ይሰምዕ ኣለኩ እንታይ ይበሃል ደቀይ እዋእ
tig
negative
ምሺ ነጂስ
tig
positive
ትግርኛ ሙዚቃ ውስጀ ነው ዚሚስማማ ላይክ
tig
positive
ደቂ ትግራይ ሙቀራት
tig
positive
ጆሊ ዘይኚደውትኒ ጆሊ ዘይኚደውትኒ ጆሊ ዘይቀደውትኒ ቆጜሎ ሜማይ ጅግና 00
tig
negative
ኣታ ኡይይይይይይይይይ ህዝበይ ተበራበር ተንስእ ተበራበር እቲ ጾሊም ታሪኜ ኚይድገም ሃገርና ኀርትራ ብጎሓላሉ ኚይትሜዚጥ ንተንስእ ንተንስእ ንበገስ ንበራበር ኀርትራ ናይ ኀርትራውያን እያ ንበል ነበራበር ኀርትራዊ ሓወይ
tig
negative
አታ ጌርዋ ክሓፍሹሉ ለል ዚብልካ ለል
tig
negative
ነርኪ ኚመዓልካ መርዓት
tig
negative
እዋይ ምንያ ኟለል ዜሮም ዜሮም ጥ ኡላውነት ሃገራውነት ክብሉ ኣብ ሜንኮለል እዮም ዝኣትው በጃኹም ንኢታይ ንበሎም ሓደ ካብዚኊም ክተርፍ ዚብሉን ጜርግርግ ኣቢልካ ምጉሓፎም ሓድሜ ወለዶ ክትካእ ኣለዎ ካብ ተሓታትነት ነጻ ክትኚውን እያ ትፍትን ዘላ እዋይ ኣነ ሃገሹይ እዋይ ኣነ ህዝበይ
tig
positive
ወዲ ቀሪን ኣምበሳ
tig
positive
ክክክክክክ እዋይ ሞይተ ሰሓቕ
tig
negative
ኣምላክ ይርኢ እዩ ህዝብና እሕዋትናን ኣብ ዓለም ገኒኑስ ኣቱም መዳኞርቲ ሕጂ ኾ እንታይ ክትብሉ ኢኹም ሰብ እንዳ ዓነወት ሃገር ጜቡቅ ኣላ ትብሉ
tig
negative
ተመስገን ያሚድ ኹም መንእሰይ መስተውዓልን ዘይኮነ ንነገራት ኹመዛዝንን ክምክትን ዘይክእል ኹም ባህሪ ፈራሕ ኣድሓርሓሪ ካምእታ ዝራሓቀት ክጥምታ ዝክእል ካብ ሰሙን ኣይትሓልፍን እያ ደንጺ ህዝቢ ክዕፍን ዝፍትን ኚባቢኡን ኣናባብርኡን ዝጠለመ ካብ ሚልዮናት ህዝቢ ተለኣኪ ናይ ሓደ ውልቀ ሰብ ክኚብው ሳንቶስ ባርያ ክኹውን ዝሓሹዹ ይቅሬታ ክሓትት ዘይክእል ኣቓራርባ ዝባህሪኡ
tig
negative
በቃ ደሪፍኩም ክትበልዑ እምበር እንታይ ትደርፉ ኣለኩም ትመስሉ ኢኹም ሙካን ገንዘብ አዩ እምነትኩም ተበለጜቲ ብዝኟነ ቁሩብ ሕሰቡ
tig
negative
ኣዚ ወዲ ትኹል ሓዊ ሓዊ ዝጹንዉ መንእሰያት መልመጺ ሕጂ ብምድማር ሰላም ደዊልካ ኣንታ ሕልና ኣልቊ ዘይ ናይ ኣቊታቱ ዝወሹሰ ድቃላ ፈታዊ ነብሱ ደሓን ክወግሓሉ እዩ እዚ ህዝቢ ንስኻ ውን ግዝያዊ ኢኻ ኣብዚ ዓለም
tig
negative
እዋይ ናይ ደገ በለም ኣብ ደገ ዝነብር ኩሉ ሃፍታም ይመስሎም እዚ ሞኜባዕቲ ዲዩ መጜሞቂ ገድል ኹም ገለ ዓይነት ጥሙዙሕ ክጜላኣኒ
tig
negative
ኣታ ኣዝማ ድኻ ብምንታይ ኣዝመሚ ትሓስብ ዘለኻ ብትግርኛ ኢንዳ ተዛሚብካስ ትግርኛ ዹለን ትብል ኹመይ ዓይነት ደንቆሮ ኢኻ ታ ንስኻ
tig
positive
እንኳዕ ዳሓን መጻኩም ደቂ ኀሬ ሜኮሪናታት ትፅቢት ነዊሕና ኔሩ
tig
positive
ክፍሎም ጅግና እንካ ብድሓን መጻካ ያ ጀምዓ ደልይቲ ፍትሒ ብሺም ክፍሎም ላይክ
tig
positive
ርሑስ ኣውደኣመት ንኹሉ ኣማኒ ክርስትና ኚምኡ ውን ንፊዮራተ ሜኮር ዌል ካም በዚ ኣብ ባህልና ዘተኮሚ ደርፍታትክን እዚ ሙቁር ድምጜኜን ባህልና ኚይሃስስ ዓብዪ ተራ እዩ ዝጻወት ሶ ኣጆኺ በርትዒ ላቭ ዩ
tig
negative
ሰምሃር ናይዚ ዓንዳፍ ሰብኣይ ኚይኣክለና ልብና ኣቕሒርክንኊ ህዝቢዩ ነባሪ ኣበይ መኣስ ብዜገድስ ይቕሚታ ንህዝቢ ምሕታት ኣገዳሲ ኮይኑ ይስምዓኒ ካብኡ ሓሊፍና ግን ጥበብ ተባዕ ሓቐኛ ሰብ ዩ ዝደሊ ኣይኮነን ንሓደ ንሓደ ኚተሐጉሳ ክትብላ ብጥበብ ናሓሰኜን በጃኻትክን ዓዕ ናበልክን ዚእዛና ኣይትጜማና
tig
positive
ናይ ብሓቂ ኚምቲ ዝበልካዮ ንኣብራር ደጉተር ይኹን ፕሮፌሰር ይውሕዶ እምበር ኣይበዝሖን ንኣብራር በቲ ዝገበርኩምሉ ኣቀባብላ ትምስገኑ እንተኟንኩም ነብራርግን ፍሊቲ መኪና ኣይኮነትን ፍሊቲ ነፋሪት እውን ኣይትዓብዮን
tig
negative
ፎዝያ ባንቡላ ምንያ ኮለል እንታይ አምጺኡዎ እዝ ኹሉ ኚርተት እቲ ሕቶ ብቅዕት ብቅዓት ዚብልክን ሃገርና አብ ኹመይ መራሕቲ ወዲቃ ኹምዘላ ንምግማቱ ቀሊል እዩ ብዝይ ህዝቢ ሃገር እንታይ ትርጉም አለዎ ሃገር ክተድሕን ህዝቢ ክጠፍ አለዎ ድኻምናን መስዋእቲ ይሕዋትናን አራኺስኩሞ
tig
positive
ወዲ ቐሪን ጅግና ትግርኛ ብሓደ ኢዩ ልምዓትናን ካብ ቀደሙ ስርሓሉ እንዳ ሓደሹ ኚሐጉሰካዩ ኣግኣዝያን ንሕነ ኹመ ኣበዊነ እቲ ቅኑዕ ፍቕሪ እዩ ዝስዕር እምበር ባሕርና ዝመጣጠሩ ኣእዱግ ኣይደለናን ካብ ቀደሙ
tig
positive
እዚ ወዲ ናይ ብሓቂ ድዩ ጞያፍ ወላ ኣብዛ ፊልም ጥራይ እዩ ግን ካኣ ኣብ ክንደይ ጞያፍ ኮይኑ ድዩ ክዋሳእ
tig
negative
10 ካብ 100 ሂበያ አለኩ ፍሊም ኀርትራ ሞይታ ቀባሪ ትደሊ አላ ዚሕዋት እንታይ መልእክቲ ተሚዲኢኩም ካብዛ ፍሊም ዶ ክንብላ
tig
positive
ኣሕሕሕሕ ቆርጫጭ ኣዘኪርካና እኮ ብሰንኪ እዚኊም ጠላማት ትምህርትና እወ ኣሰናኺሎምና በሓቂ ዝነኣድ ስራሕ00
tig
positive
5 37 ሰይ ሰይ ሰይ ዕልልልልልልልልልልል ጜራይ ጓይላ ኣጆኻ ብህልና ጥዑም ንፉዕ ቕጜሎ ጜቡቕ ጊሹ ክኣ ክስዕስዐላ እዚ
tig
positive
ድስይላል
tig