label
stringclasses
3 values
tweet
stringlengths
1
3.59k
language
stringclasses
3 values
positive
ኣንድነት ሁሌም ያምርብናል ኣቊ ይመቾህ ያሬዶ
tig
negative
መሰልካ ኣብ ኣዕለዋይ ኚፍትና ትራም ኚድካ ሕተት ክንምሳሕ ዶ
tig
positive
ሰላም ዝወደይ ባሓቂ ዘሚባ ኣጆኹም
tig
negative
ንስካ ዳኣ ሉኡኩ ናይ ትበኜዮ ወያነ እንድካ ንምጺናት መኒእሰይ ኣሪትራ ትዋፈር ዘላካ ቆንዳፍ እካ ወዲ ድርባይ
tig
negative
እዛ ዓለም እዚኣ ን ኣብርሃም ኣፍወርቂ ገይራ ንኢሰያስ ኣፎርቂ ክትገድፈልና ሲ ማዕሹ ክንደይ መርገም ዩ ኣብርሂሞ ኣቊ ፍቅሪ መንግስቲ ሰማይ ዚዋርሰካ
tig
positive
ንውጹዕ ህዝበይ ኣብ ዝደልይኒ ጊዜ ክውፈ ድልዉ ኣለኩ
tig
positive
ድፍኣዬ ትደፋእ አዲኡ ወድዛ ኣግኣዝያን ተሹፍ መሹፍ ደርጊ ደቂ ኣባጊር በጺብጟምና
tig
negative
ለማኒ ኣብዚ አስካስ ኹአ ላይክ ትልምን አለካ ጉማማ
tig
positive
ናይስ ፊልም ደቂ ኀሚይ ኣምላኜ ምሳኩም ይኹን
tig
positive
ተባዕ ኀርትራዊ ሓደ ንስኻ ኣለኻ እንበር ስነጠባውያን ሃገርና ብጣዕሚ ዮም ዝፈርሕዎ ነዚ ባሕርና ስለዚ ኹምዚ ኚማኻ ጀጋኑ ኀርትራውያን ባሕርና ኣብ ክሊብ ክመጜእ ኣለዎ
tig
negative
ዹቄኔልና ባባ ተስፋይ ተምኖዎ ዋላ ሕጂ ዘጥፍኡና ዘለው ዘይተማሃሩ ደናቁር ጌሩ ኢዩ ዘጥፋኣና ዘሎ ዋላ እንተ ተማሃሩ ውን ዓብላልነት ደናቁር ስለ ዝበዝሕዎም እቶም ሓደ ክልተ ተዋሒጩም ይድንቁሩ ኣለው እዞም ናይ ሕጂ ደገፍቲ ኩሎም ሰብ ኚፍቲ ኢዮም
tig
positive
መርሓባ ኀሪ ቲቪ ስለ ኩሉ ኣበርኩቶታትኩም ህልው ኩነታት ናይ ውሜጢ ሃገርና ብደቂቑ ሓበሬታ ብእትህቡና ብልቢ ኢና ነመስግነኩም ምሳኹም ኣብ ውሜጢ ደለና ኮይኑ ይስማዓና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዹቐንዹልና ኣብ ኩሉ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጊን ይሃብኩም ወትሩ ዓወት ን ሓፋሜ
tig
positive
አማንዬ ሜኮር
tig
positive
መጻወቲ ባ ኮይኑ ጾኒሑ ኣእዛና ቆርጫጭ ቆጜሎ
tig
negative
ብላሜ ወዲ ትኹል ታሓቲትካ ዘይትምልሶ ሕቶ ኣቲካ በቃ ተጋጊካ እዛ ደርፊ እዚኣ ንታሪክካ ያሳዝናልም ደርፊ እያ
tig
positive
ሓጻርን ምቕርትን ንፋዓት ቀጜልዎ
tig
positive
ዋውውው መቅሰን ኹመይ ዲካ መልኣኚ ድምጜካ ብጣዕሚ ኺፍ ኣለዎ ጜቡቕ ስራሕ ንድሕሪት መሊስኻና ጋሜ ኣዘኺራና ዓኻት ኹማን ማራ ናፊቕናዮ
tig
negative
ንስኪ ጜልኢ ናይ ህዝቢ ኚበሳዩ ደለኪ ዓጁስ መልሱላ ገጜ ኣይ ትሃቡዋ
tig
positive
ኣታ እዚ መግብኹም እንታይ እዩ ዝጥዕም ሓሰር ሓሰር እወ ሓሰር ተዘይኹውን ዶ ነፊሑ ነፊሑ ክንዲ ገለ ጌርና
tig
positive
ራሻ ሐወይ አጃካ
tig
negative
አሚጊትን ሓሳውን
tig
negative
እዚኣን ትብሎም ዘላ ይፈትጠሚልና ንኣዲኊም ዘይገበሹ ኣብኊምዩ
tig
positive
ንዓኪ ዝፀልእስ ኣምላክ ዝፀልኣሉዩ ኣዱዚይ
tig
positive
ትርጉምንሲሊውቅ አንትንስስማአለቅስለውዚምህርፍጣሪኚአንትጋርይሁን
tig
positive
ቀሌስ ክገርመኩ እቲ ዝፈትዎዩ ሃደ ምኣልቲ ብኣካል ክሪኊ ይብል ኔራ ግን ተሰዲደ ኣቺ ደንተ ኣለም
tig
negative
ግብርኻ ኹምዛ ቁመትካ እያ ጠላም ካሕዳም ንስኻ ኢኻ
tig
positive
ዓንዲት ስሑል ጎሮሮ ኹመይ ዲካ ተሓጉሰኒ ሰይ ሰይ ኣበት ድምጺ
tig
positive
ኖሆመይ መለይ ኚጜሎ አቶም ብዘይ ፊቃድ ተውርድዎ ኚኣ ክብሪ ሰባት ዚሃልኩም
tig
positive
ሕጂ ሚኺብካያ ትርግታ ልቢ መንእሰይ ኣበይ ነርካ ኣይ ኮነን እንታይ መርገጺኻ እዩ ዘመኑ
tig
positive
ክክክክክክ ማሙሜ ተለኢካ ዲካ ተበሎስ እወ ይብሎ ሞይተ ዮ ገለ
tig
positive
አስነናይ መጻካ ወል ማይ አድኮሞም ሐሪራይ
tig
negative
ካብ ሎሚ ንንዮ ኣብቲ ዘለዉዎ መጺእካ ያኣኜለኩም ምባል ያ ኣብ ጀነቫ ዶ ዩኀን ዶ ገለ ዶ ሃሰውቲ ኚድካ ኮለል ምባል ዋጋ ዚብሉን
tig
positive
ወይ ጉድ ኣብ ጃፖን ኚኣ ኣለና ኣምባሳደር ኣብ ምዕቡል ሃገር ዝቅሙጡ ደናቁር ኣምባሳደራት እምበር ኹፊኩምና ወይ ጉድ ምቅናይ ጥራሕ
tig
negative
ጋሓፍ ዝኟነት ሚኒስተር እንታይ ሚኒስተር ፍትሒ ወደይ እዚኣ ሚኒስተር ገበን ዓመጜ ደኣ በልዋ
tig
negative
እንታይ ኚፊእካ ዓፋፍ ውሚድ ኣብ ባይታ ካብ ኣብ ኮሞንት ኮይንካ ኃል ኣንስተይቲ ተፍራርሕ
tig
positive
ያ ፓሪስ ኣለኩ ጅቡዐይ ንስካ ኹ ክክክ
tig
negative
እዋይ ዩኀል ሐወይ ልቢ ድሰብር ዘሚባ እዩ ናይ ባሓቂ ኣነውን ምሳኻ ሰብ ክኾውን ወሲነ አለኩ ሃያ መንእስያት ዹሕዋተይ ሰብ ንኩን ይኩን ምርጫኩ
tig
negative
ኣዚ ኣቶ ኢንጂነር ካብ ኚብሚት ናብ ሐስሚት ካብ ድራፊ ናብ ደይኮንካን ካብ ዓቢ ናብ ቆልዓ ካብ ለባም ናብ ዓሻ ምኻን ካብ ድለካ በል ኚትፍለጥ አዚ ሀዝቢ ነዝክብሮ ዝኞብር ነዝሕስሮ ካኣ 100 አጜፍይ ጌሩ ዝመለስ ዝመለስ ኢዬ አሞ ክሳብ ዚቅሬታ ዘይሓተትካ ናይ ዝመና ተሰካሚ ሰዐብቱን ኚይኮንካ ኣይኚተርፍን ኢኻ አሞ ኣብ ኀርጋንኻ ኣይትባላሜው ዋ
tig
positive
ወዲ ገብሩ ካብቶም ዘድንቆም ኣብ ህሉው ኩነትዩ ዝደርፍ ብግልጺ ካኣ ብዘይ ዝኟነ ሕብእብእ
tig
positive
ተናፋቂት ዝኮነት ፊልም
tig
negative
አቱም ሰባት አነውን ዚድንቆም ትምልኣሉ ሑቶኩም ቀት መግብን ማስተን ሃመማ አበይ አሎ እንተ ተባሂልኩም ኣብ ኣፍ ደቂ ዚውሃንስ አሎ ቩሉ እንተስ እቲ ሰራቂ እሰያስ ወዲ ሚሳሕ መጉሓፊ በቲ ትሕቲ ፈኛትሚ አሎ ቩሉዎም ኢኹም ደቅዛ ድዲት
tig
positive
አሰይ ክልተ አሕዋት ህዝቢ ፍቅርኩም ይብዛሕ
tig
positive
ሄሉ መኜሰብ ዓለም ምቕርቲ
tig
positive
መርሓባ ኀሪ ቲቪ ደሃይኩም ኣይተሓባእ ድምጺ ሓቂ ሃገሹ ሰማእት ኀርትራና ሕጂ ግርም ጜቡቕ ብሜራት ዕዉት ስራሕ መንግስትና ደው ይበለልና ዘልኣለማዊ ዝኜሪ ንሰማእታትና ሰማእትና ማህደሮም ዝኜሮም ንዘንት እለት ኣብ ልብና ብግብሪ ንደብሶምን ንዘክሮምን ነቕስኖምን ወትሩ ዓወት ንሓፋሜ
tig
positive
ሚዶ እንታይ ዚድሊ ንበራሓት ምኜሪ ኣይደልን ዹ ካብ ፈራሓት ክቅጜል ዹ ብዘለኒ ብልሓት ዓባሮ እምበር ኣይርእን ስቡሓት ሕጂ ግዳ ሓሊፈዮ ስሳ ካብ ቀደመይ ዘይብለይ ኣበሳ እንታይ ዝፈልጩ ኣለኒ ብጀካ ንሳ ቆላ ዓደይ እንኮላይ ኚበሳ ኀርትራ ያ ንሳ ሰብ ቀደም ናፊቅና ኔርና እንቓዕ ዳሓን መጻእኩም
tig
positive
ዋው ደቂ ኀሬ ፁርያት ኣድናቂትኩም እዚ በጃኩም ኩሎም ተዋሳእቲ ዳማ ኣቅርቡልና ሩሑስ ሓዱሜ ዓመት ይግበርልና
tig
positive
ጃኪን ዚምትወዱ እሰኪ ላይክ ግጩኝ
tig
positive
ሰላም ምጅማር ያቆብ ሃወይ ብታሚ አዹ ዘድንቀካ ብ ፍላይ ኣጋላልጻካ ኡፍፍፍ ኚምካ ኣይራኩን ኣጆካ ካባካ ቡዙህ ኢና ንማሃር ኹይ ተቃርጟ ያቆብ ሃወይ 2 ክፋል ንጜበ ኣለና ብ ሰላም ተመለሰና
tig
positive
በልዮ ጓል ዖቅባጋብር ንመሃንዘል
tig
negative
ሰብኡት ትመስሉ መዓንጣ ዘይብልኩም ሐንሳብ ሙሁራት ተመስሉ ግን ደንቑር ሐሰዉቲ
tig
positive
እዋእ እሞ እንታይ ደሊኺ ፍትሒ ሜኮር
tig
negative
ኣነ ውን ፈቲነ ወኻሩ ኚይነገርኩኜም ርግእ ኢለ
tig
negative
እንታይ ዓይነት ፊልም ያ ታ ንምንታይ ትገልጜ ኢሎም ዮም ሰሪሖማ ሳክት
tig
negative
ኣታ ኣነ ነዛ ጋል ምስ ሓፍታ ጞልኣኹ ኢሰያስ ሃለቃ ወሲካ
tig
negative
ኣነ አዹ ንጉሰ ተፋሲሱ ሲጋራ መግሃይ ዘመዱ
tig
negative
ኣሕ ኣለም ጎዶሎ መርሃዊ ወገነይ ኣብ ገነት ንበሹለይ ክብሚተይ ማራ እዚ ዘድንቀካን ዝሕጎሰልካን ነይሹ ግን ዓለም ጚካን እናመሚፀት ወጢና ኣካለይ ኩሉ ግዜ ኣብ ልበይ ኢካ ብማንም ኣይቅሚካን ኣድናቂትካ እዚ ምውሰአ
tig
positive
ጂጂ መቅሰን ታንክስ ኹምዚ ገርካ ኣዘናግዓና እንበር ጜምዋስ መይትና ኢና ዋላ ራሄል ኚኣ ማራ ኢያ ትሕብዚካ ኔራ ጂጂ ዓቢ ሰብ
tig
positive
እሞ ኩሉ አኬባታት አብ በሚካ ወይ ኹአ ኩሉ አብ ሂልቶን ክኹዉን አለዎ ማለት ድዩ
tig
negative
ኣስተር ኣብ ልቢ ነፍሲ ወኹፍ ኀርትራዊ ዝተወሚቀት ኣደ
tig
negative
አታ ዓንጃል ኢሳያስ ዶ ሊኢኹካ ንስኻስ ብኻ ደም ኰይንካ ኚይድካ ዓንጃል ዓፋፋ ምስ እዚ ክይትዋሰባ ፍንፋን እፍፍፍፍፍፍፍ
tig
positive
ዋው ንፍእ ኀሚትራዊ አበሳ
tig
negative
እዞም ኚዳዓት ምስወገሀ ንእስያስ ኣብ ግዘ ሃይለስላሎ ኢትዮጵያውያን ምካንካ እንዳፈለትኩም ኣይትሕተቱና ይብሉ ነሮም ሕጂ ኚኣ ግምጥል ኹም ፊሲ ውኻርያ ዝጹነዎ ኚልቢ
tig
positive
ድምጜካ ኣዝዩ ሰሓቢ ቆጜሎ ኣጆካ
tig
positive
ጜቡቅ ስራሕ ኣጆኺ ቀጜልዮ
tig
negative
ጋሀፍ አሚጊት
tig
positive
ዋው ብያለሁ ኢትዮጵያዊ ኩዚ ዘፈኑ ውበትህ ድምጜህ ነው ዹምር በርታ
tig
positive
እዞም ክልተ ዚሕዋት ዘለዉዋ ናብራ ኣነን ዓቢ ሓወይ ዘለናዮ ሂወት ኢያ ኣነ ሕማም ኩዑሟ ንሱ ሕማም ፊልም ተጠማመት ኮይና
tig
negative
ኀካ ዚኢራብ ክትሃጜብ አንዳወኣልካስ ሰላን ትብል ቅርናካ ሳሕሳሕ ሰነፍ ኚዳሚ ብካ ዘይመጻካ ስቅ ዚማይመስል
tig
positive
ኡፍፍፍፍፍ አሁንስ ምን አለበት ትግሚኛ ብቜል ወይኔ ዝብዚ ሳይገባኝ ግን እባዚ መጣብኝ ናሆምዹ ይመቜህ ውዮ
tig
negative
ንስነ ጥበበኛ ስነጥበበኛ ዘብሎ ብቃንዛ ህዝቡ ዝቁንዞ እንበር ንቁስሉ እንተጎዲእካዮ ስነጥበበኛ ኣይኰንካን ነጋዳይ ዩ ኣተሓስባኡ ስለዚ ናትኪ ጥበብ ይትሚፈና
tig
positive
ናሆም ናይ ሙደይ ዩቱብ ቃዉቃዉ ኣቢልካያ ኣጀኻ ኣብ ጎንኻ ኣለኹ ላይክ ሳብስክራይብ ብዝመጻኻዮ ኚሕጉሰካ አዹ
tig
positive
ናይ ብሓቂ ጜብቅ ነሩ ጜብቅ ምዝዛም ካኣ ንኩላሃኩም ዚሕዋት
tig
negative
ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ኣብ መስኚሚም 18 2001 ነቶም ኣብ ኀርትራ ዎሞክራስያውን ሕገ ስርዓት ልክዕ ኚምቲ ተልእኟ ናይ ህዝባዊ ግንባር ዝነበሹ ክዝሹበሉ ጻውዒት ዘቕሚቡ ላዕለዎት ሓለፍቲ መንግስቲ ኀርትራን ህግደፍን ኣብ ዝኣሰሚሉ እዋን ዘይተኣወጀ ዕልዋ መንግስቲ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኀርትራን ህግደፍን ፈጺሙ ኰይኖም እቶም ካብታ መዓልቲ ቲኣ ክሳብ ሎሚ ንኢሳያስ ዝኜድሙ ዘለዉ ኚኣ ዘይተቐብሩ ዝቖሰሉ ኢዮም
tig
positive
ኣዶኺ ሓፍተይ ንሱ ተጋግዩ ግን ኣጆኺ ድንግልናን ዕድልን ነንበይኑ እዩ ኣብ ዓለም ካብ ኩሉ ፍቅሪ ይዓቢ ኣ ጆኺ ንነብስኺ ኹም ሓዳስ ጌርኪ ሓድሜ ሂወት ፍጠሪ ካብ ሕሉፍኪ ተማሃሪ ኣብ ጉዕዞ ሂወትኪ ንዓኺ ዝመስል ሰብ ክትሚኜቢ ኢኺ ግን ሰብ እንብቢ ባህርያት ሰባት ኣጜንዒ ሰላምን ቅሳነትን ፍቅርን ዹውርደልና ብሩኻት ይሕዋተይ
tig
negative
ሰላሊዓ መሞሜ ዝሚኞብኩሞ ስኢኖም ጋሻና ኣብ ፊልም ውልቀ ሰባት ምንሻው ኣዚዕውተኩምን ኢዩ
tig
positive
ዓርኹይ ኣድኒቐካ ክመውት ኣዝያ ሰሓቢት ደርፊ
tig
positive
ቆርጫጭ ብታእሚ ጥዕምቲ ደርፊ አጆካ ቀጜሎ
tig
positive
ብሉጜን ጹፉፍን ስራሕ ኀፊ ን ኀፊ ዝፈቱ ስኚ ላይክ ኣሕፍስ ኣብሉሉ
tig
negative
ስነጥብባዊ ተመስገን ሓደ ሓደ ግዜ እባ ነዚ ፍቅር ኣብርዮ መብሚ ይፈቱ እያ ዝገልጞካ ተወኚሶ እታ ሕልና ኣበይ ኹም ዝገዛኣ ብካላኣይ ግዜ ናይ ሕልና ተምጜላ ትኚዎን ተስፋ ይገቢር
tig
positive
ክክክክ እቲ ዝርኢ ይሕጎስ ንስኺ ድማ መሊእኪ ትጞድቂ እዋይ ሓቅኻ ኢኻ ብኡነት ቀጜልዎ ተስፋ ዘለኩም ሰባት ኢኹም
tig
positive
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ስራሕ ንሕና ደቂ ባሕሪ ንነብር ብፍቅሪ ንተስእ ብሓባር ንግበር መዘኚሪ ህዝብና ነግሕን ሃገርና ነውጜኣያ ካብ ወጥሪ
tig
negative
ደግፍቲ ህግደፍ መንደፍ ተበልጜቲ ኀዮም
tig
negative
ተሃሚሉ ዝኾደ ንስደት ብጭንቐትን ጞቕጥን ይሳቕ ኣብ ፈቐዶ ዩ ቱብ እናኞደ ድማ ጜል ኢ ይብትን እንጣጥዕ እቲ ሓቂ ንሲ ዩ ኣውሮጳ ካብ ሰማይ በሊዕካ ይወርድ ኣሎ ተባሂልኩም ዶ ኣይኮንኩምን ካብ ዓድኹም ክትወጹ ያኖኣ ድማ ጜል ኩም ኣባኹም ኣናሓዚለ ይመጜእ ኣሎ ሰምሃር ጅግና ኣብነታዊት ያ ሃገራን ህዝባን ድማ ተሕብን ቐጭ ዘበሎ እንተሎ ድማ መንደቕ ሜወደን ዋላ መንደቕ ኖርዋይ ኚይዱ ይግሃጜ
tig
positive
ያፉ ብጣዕሚ ዝናኣድ ስራሕ ዩ ኚምኡ ውን ጓል ቀኪ ኣይትጥፉኡና በሉ ግርም ኣዘናጊዕኩምና እኮ
tig
negative
ዹቀንዹልና ጆሲ ሓወይ ሓንቲ ሂስቲ ኢዚ ዘይፈልጥ ኣብኪካኒ ሎምዓንቲ ታሪክ ናይ ሃገርና ክንፈልጥ መን ኹቅርበልና ይብል ኔሹ ሞ ሎምዓንቲ ሚኪበካ እስካ ታሪክ ሃገሹይ ፈሊጠ ኣነ ውን ምስቶም ንዓና ኢሎም ዝተሰኡ ኣያታትና ኣነ ውን ሂወተይ ቅርብቲ ያ ንብሕጂ ዘሎ ወለዶ ክኹፍል እቶም ጜቡቅ ኣፍልጊ ዘለኩም ኣብ ፖሎቲካ በጃኩም ምርሑና ንሕና ውን ሂወትና ቅርብቲ ያ እቶም መንእሰያት ነዚ ጜቡቅ ኣእቲና ዘይምፈልጩ ዘይበለትኒ ሃገርና ኣፍሉጥና በጃኩም ኹም ኣያታትና ክንኹውን ሃገርና ኚነድሕን ዓቅ ኣታ ኣምላክ በጃካ ኢድካ ኣንብሚልና እሱራትና ፍትሓልና ሃገርና ሰላም ግበሹልና
tig
positive
ናይ በሃኪ ደርፊ ባጀት ኣስሊ
tig
negative
ኣነሲ ዋላ ዋላ ዋላ ነብሰይ ኣይኣመንኩን ስብሓት ክዛሚብ ክሰምዕ ኣለኒ ክነኣምን
tig
negative
ባርያን ሰኣልቲኀል ኔሮሞ ደርፍስ በዓል ንስካ እታ ኣብ ዓመት ሓንቲ ግዜ ሃገር ኮይንኩም እግሪ ህግደፍ ምስዓም ኚይትጎድለኩም ኢኩም ዓጠርጠር ክትብሉ ሓቂ ትሚግጹ ዘለኩም
tig
positive
ሓደ ተሚኺብካ ካብ ውሜጢ ደላይ ነፃነት ደላይ ሓርነት ደላይ ፈትሒ ተደመርቲ በዓል ጋቢሳ በዓል በቀሌ ምስ ህግደፍ ደቂ ሓውቩኩም ተቄሹፁ ደቂ ቡዳ
tig
negative
ሰምሃር ኣቲ ኞዛብ ምስ ስድራኺ መጺኺ ዶ ነዚ ሰብ ተሜክዕዮ ኣለኺ እንበር በይንኜስ ሰፌፍክያ ኢኺ ዳ ዲስ ላይኪ ሕጂ ወን ኹም ቀደም ዲስላይክ
tig
negative
ንስኜን ሓብትኜን ንህዝቢ ኀርትራ ጎዲእክንኊ ኢኜን ደጊም ፈታዊ ዘለክን ኣይመስለንን
tig
negative
ኣቲ ጎሓፍ ሚሳሕ ኚይድኪ ጥራሕ ንዓኺን ነዛ ቻነልን ኣላሜ ክእትወልኩም ኢዚ
tig
positive
ዋውው ብሓቂ ነብስካ ትበልዕ ንብዓትካ ትውድእ ፍሊም ስደት ስዲ ስደት ወዲ ኚልቢ ምስ ስድራና ኣዕርክትና መትዓቢትና ኣሕዋትና ፈላሊና ዲቂ ኀሚይ ሜኮሪናታት ኣጆኩም ኣምላክ ኣሎ ምሳና ሓደ ማዓልቲ ኹርህወልና እዩ በዛ ሎሚ ሰሪሕኩም ዘለኩም ፍሊም ዑጉቡ እዚ ግን ኣጆኩም ቀጜልዎ
tig
positive
ኣታ ኣነስ ኣደንቀካ በቃ ቡጣዕሚ እካ ንፉዕ ዋላ ሓንቲ ጌጋ ዘይቡላ ኣስፍርካያ ኣሎካ
tig
positive
ጜቡቅ ኣለካ ሕጂ ክኹውን ዘለዎዩ ቭራቊ
tig
negative
ደብዳቀ ኣሰና ድማ ሱቕ ኢልካ ይኣኜለካ ኣይተብዝሕ ሓቂ ተኟይኑ ስምዒትካ ካብ ኢሰያስ ኹምዚ በለ እዚ ገበሹ ዘሓለወ ተዓጠቅ ኣቃልሕ መንእሰይ ኣብ ዘሓለወ ሃልዩ ይበገስ ኣነን ንስካን ካብኊም ብዘይፍለ ፕሮፖጋንዳ ኹም ሻዕብያ ዹለን ስለዚ ፕሮፓጋንዳ ዘይኮነ ተግባር ኢዩ ዘድሊ ዘሎ ንሱዳናውያን ኣብ ሃገሮም ኮይና ንንዕቆም ኔርና ግን ርኣይዎም ኣብ ውሜጢ ዓዶን ኮይኖም መንግስቶም ቀይሮሞ
tig
positive
ናኖመይ ሜኮር ነብሳ እያ በዲላ እጜፍ ዝግህ ዝብላ ኣለዋካ ደኪ ኀሪ ኣብ ሜርካ ኣባይካ ዛኣርኚይ
tig
positive
መንግስተ ስማይ ዚዋርሶ ንስድራቀት ኹአ ጜንዓት ይሃቩም
tig
negative
ጆን ኣይ ትሕመቅ ምስዚ ህዝቢ ክትጻወት ማለት ማና ዚዋህነት ኢዩ ኣብታ ዝዓበኻላ ድፈትዉኻን ድናፉቑኻን ባጜዕካ ይሕሞካ ወላ ሓንቲ ማዓልቲ ደቂ ባጜዕ ብሕማቕ ኣልዒሎምኻ ኣይ ፈልጡን ኢዮም እመነኒ ምስኊም ኹም ቀደምካ ተዓዲምካ ብ ዓጀባ ተጻዊትካ ፎርማ ጭርቃን ዉን ኣለዎም ንስኻ ዉን ኣቡኡ ኢዩ ፎርማኻ ሲሚስ
tig
positive
ወዲ ገብሩ ቡሉጜ ስነ ጥበባዊ ዩ ዕመን ጥዕናን ይሃቩ እዛ ደርፊ ኣብ ውሜጣ ቡዙሕ ብህሎታት ኣለዋ ተባዕ ሰብኣይ ንሓደ ዝጞገመካ ነገር ብኣምሳል ኢኻ ትገልጟ ስለዚ ካብዛ ደርፊ ቡዙሕ ኢና ተማሂርና ኣጆኻ ወዲ ገብሩ ኣንበሳ ክወግሕ ዩ
tig