label
stringclasses
3 values
tweet
stringlengths
1
3.59k
language
stringclasses
3 values
negative
ቀራቶ ሓንቲ ደሹፊ ዓጋመ መዋእልኩም ክትዛሚቡ
tig
positive
ኣዝያ ኣዝያ ደስ ተብል ደሹፊ ዜማን ትሕዝቶን እንታይ ክወጟ ደርፊ ትግርኛ ክሳብ ክንደይ ምዕሩግ ምዃኑ በቀራርባኹም ደጊምኩም ኣሚጋጊጜኩምልና
tig
positive
ብቛንቃ ትግርኛ ትኮርዑ እስኪ ላይክ ኣጋራጭው ሃምቩፍ ቅቅቅቅቅ
tig
positive
ጹቡቅ ስራሕ ሮቢ ኣጆካ ቀጜሎ
tig
negative
ጉዳምኛ እኪ ኣቀት ክትጭክኒ ዳሃይ ዹሕዋተይ ሜታ ማይ ኮይንኒ እዚ ኩሉ ቃላት ስቅ ኢልኪ ትፍንዊ ኣክንዲ ስምሃር ኚዚድፍራ ዚዕብይ ልቢ እዚ ደበና ኚይዘንብ ኣይተአትዋ ውሕጅ ኚይወስደኪ እንዳ ሳሓቐ ቆርበትኪ ኣይተርጉዲ ግዜ እንዳ ሹቐቐ ሎምስ ኣይንብልን ስቅ ኹም ወትሩ ሎሚ ሎሙስ ህግደፍ ቃላትኩም ኚመይሲ መሪሩ ንሕና ኚፊኢና እቲ ናይ ናፍቆት ዕዳ ዘይሙሱል መሲለን ኣዎታትና ተሰኪመን ማዳ ኣሕ ኣሕ ፈታዊ ነብሱ ዶ በልኪ ኣቲ ዘርኢ መርገም
tig
positive
እወ አሰይ አሰይ ሕጂ መቀሹ ወዲ ትኹል አንበሳ
tig
negative
ኣቊሓጎይ ሎምስ ህዝበይ እንተ ትብሉ መምሓሚልኩም ኔሩ ሃገር ዳ ብዘይ ህዝቢ ይትኣሚመለይ ካብዚ ንላዕሊ እንታይ ክትኚውን ወይስ እታ ሃገር እግሪ ኣውጺኣ ክትስደድ
tig
positive
አቀትትት ድምጜህ ዋውውውው ነው እስታይላቹም ያምራል አይይይይይይ ኀርትራዎቜ እደው ሁሉ ነገራቹ ልብ ይማርካልልልል
tig
positive
ፅቡቅ ሓዱሜ ዓመት ይግበሹልና
tig
positive
ኢላካ ነይሹ ቶማሲኖ ቅድሚ ሕጂ ኣይተድጎዚኒ ጥራይ ሕሰበሎ
tig
positive
አሰ አሰ ኀሚይ ዓምብብን ለምልምን
tig
negative
እዋይ ፍክሰት ኀርትራ ዶ መፂኹምለይ ተደመርቲ
tig
positive
ሓዉ ተመስገን ያሚድ ጂግና ኣበርክቶኻ ኣብ ታሪኜ ኚምቶም ን ሰውራ ኀርትራ ብጥበቊም ጌሮም ዘዐወቱ ሲነጥበበኛታት ገድሊ ህዝባዊ ግንባር ኚሙኡን ልዕሊኡን ክጜዋዕ ዩ ዓቢ መንደቕ ዲክታቶር ኀሳያስ ኣፈወርቂ ሃደሜደሜ ኣቢልካዮ ኣሎኻ ሞ ተዓወት
tig
negative
ሁለት እራስህን ተግናኝተው አል ሃሃሃሃሃሃ
tig
negative
ያኢ ካባኪ ሲ ተማሂርኪ ሂብክኒ ሓሊፉ ትጜናሕኪ
tig
negative
ሓጥያትና እንዱ ሎሙስ ምክንያቱ እኩይ ሰብ ብዘይ ውልዉል ጌጋ ኹምዘሎ ኚይንነግሮ ምስ ተፈራሒ ምስ ሓያል ምስ ዘማዊ ምስ ሓሳዊ ወጊና እንሆለ ዓስቢ ሓጥያትና ንሰይጣን እሰያስ ጜቡቅ ኣሎካ ምብላና ዓውድና ነሓፍስ ተሕዝና በሓደ ንሰምር ጥፋትና ኹም ዋሓዚ ዛራማይ ይውሕዝ ኩ አምላኹ እስራኀል ንደቅኻ እስራኀል ድሕሪ በደሎም ሓጥያቶም ተመልሲካዮም እካ እሞ ምስድራክን ንሓጥያተኛታት ዘመውቲ ሰኞርቲ ኣልቊ ፍቅሪ ተባኣስቲ ተተፍነንቲ ደቅኻ ኀርትራውያን ተመለሰና ካብ ነንሕድሕድና ምብልላዕ ሓጥያትናን ትርግታ ጚካን ኣራርሂካ ሃገርና ሰላም ግበር ኡፍፍ ክምዚ ዛንታ ኣብ ሕወተይ ትርኻ ልቢ ወለድ ምኻኑ ጥራይ ምኻኑ እዚ ዝፈልጥ ለኹ ሃገሹይ መቓብር ኡትዮጜያዊ እያ ዓሕሕ
tig
positive
በቀዳማይ ዝወጞት ኹ ኊሮማይ
tig
positive
ሎሙስ አንዳጋነንኩሞ አንበር ጹቡቅ ነሩ ብዝኮነ ካብ ባህሊ ወጻኢ ኣይትግበሩ
tig
negative
ኡፍፍፍፎ ትዝታታታታ ጓና መሓዛይ ኣስታዊሰ ይኣኺ ኣይስደትትት
tig
negative
ብሰንኪ ሓደ ሰብ ህዝቢ ኀርትራ ኣብ ባሕሪ ሳህራን ይሃልቕ ኣሎ ዓኜ
tig
negative
ዲክታቶር ኚዳሚት ርእሲ ንዛ ጋል
tig
positive
ትግራዋይ ኩሉ ግዜ ዕውት
tig
positive
ብሜም መታዓቢቲ ዝባን ስንቀይ ሕፍስ ዝበለ ላይክ ሃቡሉይ ናሆመይ መሐጎሰይ
tig
positive
ዋውውው እንቃዕ ድሓን መጻኹም ብሩኻት ብጥዓሚ ጜቡቕ ትኞይድ ኣላ ኣጀኹም በሉ ቀጜልዎ እቲ ላይክ ኚኣ ኣይነውሕደሎም ዚሕዋት ብሩኜ ቀዳም ሰንበት ይግበሹልና ኞኣ ሰናይ ምክትታል
tig
negative
ኣንቶም ሰባት እንታይ ዓይነት ዕድል ዩ ዘለና እዋይ ናትና ኣኚባቢ ፕእእእእእእእእእእእ
tig
positive
ኣጆክን ኣዎታት ውጹዕ ህዝቢ ንስኜን ኢኜን ናይ ብሓቂ ኣዎታት
tig
positive
ዕድመ ክልምኖ ንፈጣሪ ክትነብርለይ ማማ ኚይትኣርጊ ኚይትምቂ ብናፍቆተይ
tig
positive
ሕጂውን ጜቡቅ እዩ ኣብዝቅጜል ድማ ካብዚ ንላዕሊ ክተቅርበልና ንጜበ
tig
negative
ኣክሱማዊ ኣግኣዝያን ኣዚናይ ትግራዋይነት ኢዩ ኢጣላውያን ዝሃቡና ብዘዓባ እቲ ኀርትራ ዝብል ስም እንተኟንካ ጣ ሞ እንዶም ኢኻ ተነጜር ዘለካ እንቶ እቲ ዪንቚርስቲ ትብልዮ ዘለኺ ኚኣ ይንቚርስቲ ስለ ዘዹለ ኹይተመሃርና ኣይተሚፍናን እኳ ደኣ ልዕሊ እቶም ትምክሕሎም ዘለኹም ትግራይ ድዮም ዋላ እትዮጵያ ብርእስና ንነብር ሓርበኛታት ኢና እቲ ኩሉ ጾርፊ ኣውሪድካዮ ኪዮ ዘለኺ ኣብ ይንቚርስቲ ስለ ዝተመሃርካ ዲዩ ዶንቆሮ ጠዋይ ልቢ ኹም ሰብ ደኣ ጜቡቕ ኚይትሓስብ
tig
positive
ራሻ ሕጂ ኣሳጉማኻ ጥራይ ወስኞሉ
tig
positive
ግጥሚ ግን ቁሩብ ፍኹስ ኢላ እንተ ዜማ ሞ ዝወጻ ዚብላን
tig
positive
ሕቶ ንምንታይ ሲንግል ኮይንካ መልሲ ዓራተይ ንእሜተይ ስለ ዝኟነት
tig
positive
ኣብዚ ኣለኻ ተባዕታይ ኩሩዕ ትግርኛ ኹም ኣቊታቱን ኣያታቱን ሪመይ ዝብል
tig
negative
ኢስያስ ኣፎርቂ ንዓካ ካሪጁ ክነብር ኣሎ አዚ ይመጜዩ ደም
tig
negative
እዋይ ኣነስ ሊዒሊ ኩሉ እዞም ኡስራት ክዝክር ኚለኩስ ይነብዕ ኡፍ እምላክ ኣባይ ፍቲሒ እርዶሎም መሳኪን ነጜነት ኚምጹኡ 30 ዓመት ንፍቲሒ 30 ዓመት እብ ስቃይ እታይ ገደሰኒ ኹይበሉ ዒዲምኊም እብ ኣብ ኚርተት መእሰርቲ ንዓና ነዞም ዲርባይት ህዚቢ ኩብሉ እዋይ እነ ኊቊታታይ ኣዓሕሕ እፍፍ
tig
positive
ኧሹ ዹሚተሹጉምልኝ ሰው አለ ዘፈኑን ወድጄው ልሞት ነው
tig
positive
መርሃባ መርሃባ ሰባይ ቖርጫጭ ሓወይ ነባሪ ህዝቢ እንበር ነባሪ ምልኪ ዹለን ቐሪብና ኢና
tig
negative
ሰሚዕናልካ ሓጎስ ብኻ በቲ ግኑፍ ጠፊእካ ግኑፍ ኣብ ማሙቅ ኣብ ሙ቟ት ሰፊርካ እባ ጜቡቅ ኣላ ዓዲ ምባል ግርም ፈጣጥ እኒዓል ለካብጥ
tig
positive
ህዝበይ ዩ ኜብሚተይ ኣሜን ይግበሹልና ሓወይ ናተይ
tig
negative
ቕ ደ ድ ደ ደ ኜብል ተለኺቱ ቟ይዝ ብደ ደ ቀይርካ ዓሹውሹው ኣይትበል
tig
negative
ሜሕ ግዜ ናጻ ኣይትሓዋውሱ ወላ ትኩን ሃገርና ተፀሊለ ተጋሩ ብሕጂ ተማሓዲርና ማለት ዘበት ኢዩ
tig
positive
ወዲ ህዝቢ ኪሮስ
tig
positive
ሰዳናዊያን ዳ ብትግርኞ ክደርፊ ጀማሹም
tig
positive
እንቋዕ ብዳሓን መጻኩም ደቂ ኀሪይ ኩሉ ዘጜብቀሎም እዞም ደቂ ኀሪይ ናይ ኹተማ ገጠርን ኮንኩም ክትዋስኡ ኮለኩምስ ኚምሕሚልኩም ብፍላይ ኚኣ ነዚ ባህልና ሃገርና ሪኢካዮ ዘይትመንዎ ብሙካኑ ንኩሉኩም ኣብዚኣ ስራሕ ዘለኩም ዕድመን ጥዕናን ይምነዚልኩም
tig
positive
እዛ ጓል ብሓቂ መፀለል እያ
tig
positive
ድምፅኻ ደስ ይብል በርትዕ ተስፊት
tig
positive
ዋው እባ ንዓኩም ኣቱም ሜኮሪናታት
tig
positive
ኣብርህሜ ብገለ ቅልቅል ተበልካና ተስፋ ኣይንቆርጜን ባርያ ኒ ኪሮስ ሓድጊ ገዲፉ ኣብርህሜ ኒ ቶማስ ሓድጊ ገዲፉ
tig
positive
አሹ ያገሬ ልጆቜ መላ በሉኝ አብያቜንን ምን አስነኩብን ባገራቜን ፍቅር በፍቅር አደሹገን ብለን እነዛ ዹቀን ጅቊቜ ምን አሚጉብን አብያቜንን እስቲ ንገሬኝ ፈራሁ አብይ አብይ እያሉ ዹቀን ጅቊቹ በቡዳ በሉብን ይሆን እዎ እስቲ ዱአ አድርጉለት ለአብያቜን ድምጹን እዲያሰማን ሰላም መሆኑን እዲነግሚን
tig
positive
ኹ አቶ ኀም ኀስ ሢኢ አሾነናፊ ሰዩም ግዛው 1 አቶ አሾናፊ ሥዩም ግዛው ጋር ሎርሃር ዮሀንስ ዝያዳይ አዲሱ ሙዚቃ 2016 ኩፊሮላዊ ቪዲዮ
tig
positive
ኣዝዩ ብሉጜ ትምህርታዊ ሓዘል ትሕዝቶ ዘለዋ ድራማ ምኻና ደስ ዘብልዩ ዚግዳስ ቁሩብ ሙዚቃ በዚሕዋ ይብል ኣነ ተስፋ ይገብር ብግቡእ ተቀናቢራ እቲ ንጜበዮ ትምህርታ ብቃላት ተሰንዩ ክንሰምዖ ብዝተሚፈ ብሉጜን እዋናውን ትሕዝቶ ምምራጜኩም ዚመስግን
tig
positive
መብሬ ክክክክ ሕራይ ገበርካያ
tig
negative
ጀጋኑ ዳኣ ነይርና እምበር ግን እቲ ህዝቢ ምስ ጠለመና ንሕና ካኣ ነብስና ፈተና
tig
positive
ኮብራ ናይ ሙደይ
tig
negative
ኢትዩ ነኝ ዹሚሉ ይገርሙኛል ትግሬ ኢትዩ አደለም ያለው ማነው ደነዞቜ
tig
positive
ሰሪሓ እያ ትበልዕ ዘላ ናይስ ሳቢ
tig
negative
ንሚኒስተር ሜግር ንሕናኮ ንሕዝቢ ይዓቁሚካ ሕጊ ሲኢና ኣይበልናን ንሰበ ስልጣን ዝኹውን ሕጊ ኢና ስኢና ብሕጊ ደይቡን ዉሚዱን ህዝቢ ኣሳትፉ ንህዝቢ ኚኣ ኣይትዓምጹ ናጜነቱ ኣይትግፈፍዎ ካብ ኩላትኩም ምኒስትሪታት ጀሚርና ክሳብ ኣማሓደርቲ ዓድታት ኣብ ኀርትራ ገበነኛታት ኢኩም ሰብ ተዘይ ቀተልኩም ዕድመ ወድሰብ ግን በሊዕኩም ብዘይ ሕጊ ኬድኩም ሓሲኩም ኣታሊልኩም ሞፊጥኩም ኩሉ ሰራቂ ንብሚት 1 2 3 ዓመት ኚምዝእሰር ንፈልጥ ሰብ ዝሰርቅ ሰብ ድማ ንኹይ እሰር ንፈልጥ ንኣብነት ኣብ ሓጺር ግዜ ብርሃነ ኣብሚሃ ተሰሪቁ መን ሰሪቅዎ ናበይ ወሲድዎ ስለምንታይ ዓሎቅቲ
tig
positive
ኣይትፀውግዩ ገፅኪ ቀልጢፍኪ ኚይትኣርጊ ክክክክክክክክክክክክ ሞትኩ ክክክክክ ክንደይ ኹ ደስስ ክብሉ እዮም ውድድድድድድድድድድድድድ እኮ
tig
negative
ኣዚ ማይ ድማ ኣደይ እልኪ ክኣ ኣብ ግዘኪ ንጹሃት ሰባት ኣጥፊእኪ መኣኮር እዛ ኣደይ ኣብ ካልእ ኣዲ ወሊዳትኒ ኣሕ መሳኪን አይንዲመር
tig
negative
ኣቱም ሰባት ኣዞም ኣንዳ ህግደፍ መን ኢዩ ኹሓፍሹሎም ገሪምና ኢኮ
tig
positive
ዘፈንስ ኀደን ትዝፈን
tig
positive
ዹኔ ቆንጆ ክፍትዎ እኮ
tig
positive
ኚኣሎ ደኣ ምፍልላይ በኣኻ ኣይተጀመሚን ቅድሚ 6ተ ዓመት ዝነበሹ ህይወተይ ኣዘክርካን ቀፅለሉ
tig
positive
ንእሜተይ ሰለሙን ሃይለ መጜይና
tig
negative
ኣሰና ኹይ ኣሚጋገጜኩም ኩሉ ግዚዹ ምዝራብ ኣይጹቡቁን ሓሰውቲ ኣጞናንዑኒ ኣለኩም በቃ ዙር ፈንቅል ንምፍሻል በጃኩም ኣይተሐፉሩና ዝተጹበጠ ሓበሚታ ኣሕሉፉልና
tig
positive
መርሃዊ ኣዝማሪኖ ያሆ ብሉጜ ስራሕ ወገናተይ ቀጜሎ ወገነይ
tig
negative
ብቀትሩ ኹሎ ዝዓሹቩ ኣበይ ኮይኑ ሪዎ ኢዪ ሰላም ኮይኑ ዝብለና ዘሎ ኮንካን ጋልታ ጊን ኣይትሓዝሉ ኹሙ ነል ተባሂሉ ኢዪ እምበር ኣበይ ፈቲዪ ካብ ኹምዚ ምባልስ ኚምቲ ባዕሎም ዝብልዎ ካብ ገዛካ ምዕጻው ኣፍካ ምዕጻዉ ይሕሞካ ጥራይ ንብል ኣሎና
tig
positive
ዌል ያቆበይ ብሃንጠውታ እዚ ይጜበያ ኔሹ
tig
negative
እዘን ኣህባይ መጌን ጎሓፍወን መሲልወን እንበር ሕጂ ክወድቅ አዩ ህግደፍ ነባሪ ህዝብ እንበር ነባሪ ስርዓት ዹለን
tig
positive
ምርኣይ ኣብያትኒ ፅቡቅ ምካኑ ካዓ ርግፀኛ እዚ ናይ ደቂ ኀሬ እታይ ይዎፆ ስምዑዶ ዎገናተይ ኣቊይ እታይ ይብለኒ ኔሩ ደቂ ኀሬ ለባማት እዮም ሰብ ኚይተኮፎም ኣይትንኩፉን ንኩሉ ሓወይ ሓፍተይ እዮም ይብለኒ ኔሩ ሓደ ሓደ ዘለኩም ግን ኣፃር ኣብ ልብያ ዘለዉ ዚሕዋትና መዋፅኩ ይፍጠሹሎም ተበልኩስ ኣብ ናይ ተጋሩ ኚይድኪ ኚምኡ በሊ እዚ ኣይምልኚተክን ዝበልኩምኒ ነይርኩም ኣይንጋገ ዹሕዋተይ
tig
positive
ኣቢ ሓቢቢ ኣና ኹመይ ዲኻ መቅሰን አንታይ ቅዎጟ
tig
negative
ምስዛ ዘላ ዓጣሪት ጋል ኚጜለኣኒ ስቃይ ይሕዋታ ደይስቆራ ኚልቢ
tig
positive
ተጋግዹ ኹይኹውን እንበር ኩንላይን ዳኣ ኣብ ኀርትራ ኣሎ ድዩ ኣብ ኩሉ
tig
positive
እንካእ ዶብና ታዓጞወ ዝለሉ ጥራይ ደቂ እሚይ ኣብ መሬትኩም ኣብ ባሕርኹምን ዋጋ እና ኹፊልናሉ እዞም ኮርናፋት ካኣ እንካእ ተኾልኹሉ ንሳ እያ ጎል ጎለይ ንሳ እያ ጉዝጋዘይ
tig
negative
ቻኪ ኚጠፍሳላም ዹለን ሕግደፍን መንደፍ ውደቅት ንህግደፍ ሰብ ባዕልኹም ክትጠፍእ እክም
tig
positive
ሰላም ዮቱዮበሮቜ እሲኪ ፔጄን ቃኙአት
tig
positive
ሐቃ ኢያ እዛ ሰበይቲ
tig
negative
ኚብደይ ግልብጥብጥ ኢልኒ ንብዓተይ ኩ ጎይታ ጜላልካ ኣትስኣን
tig
positive
ጆ ሲ መ ን እ ሰ ይ ማ ለ ት ሓ በ ን ና ዕ ድ መ ን ጠ ዕ ና ን ይ ም ነ ዹ ል ካ
tig
positive
ወደስቲ ስርዓት ውልቃውያን በራዩ መለኜቲ ስርዓታት ሓለፈቲ ዮም ኣህዛብ ግን ነበርቲ ዮም
tig
positive
ተሜ ብሉጜን እዋናውን ጥበብ እዩ ኣብቲ ዝቀሹበ ግጥሚ ኣዝዩ መሳጢ ኟይኑ እንተኟነ ግና እዞም ኣርኻናት ዘቅሚብዎ ሕቶ ሕዝቢ ምበር ካልእ ኣይኟነን ሞ እዚ ገበነኛ ስርዓት ኚኣ ኣቀዲሙ ነቲ ባይቶ ኣብ ምፍራስ እዩ ተጓይዩ ሞ ኣበዚናይ ባይቶ ጉዳይ ህዝቢ ክዳነ
tig
positive
ኣበይ ኣለና ወ ኣቀላ
tig
negative
ስጋብ መዓስ እዩ ኹምዚ ኢልካ ንስድራ ግዳያት ጜናዓት ይሃብ ነቶም ኣብ ሊብያ ዘለው ኞኣ መዋፅኩ መዋጻኊ
tig
negative
ጋዜጀኛ ዓይነታ ኚንብቊ ይግባእ ነርዎ ኹምዚ ዓይነን ተልእኟ
tig
negative
ምፍጣሚይ ጾሊአ ኣዚ ዞም ሩኹሳት
tig
negative
እዋይ ኣህዋተይ መዋዥኊ ይፍተወልኩም
tig
negative
ደንቆሩ መን ዲኻ ኣብዛ ሚሳሕ ዓለም ትነብርን ትመውትን ዘለኻ ሄዋን ጞዋዒት ጾገም ኢያ ጞዋዒት በላ
tig
positive
ሳቢ ኣጆኺ ንኺድ ጥራይ
tig
negative
ጌጋ ጌጋ ኣብ ልዕሊ ሕሙም ኣይብኚይን ነውሪ
tig
negative
ኣንታ መን ኀርትራዊ ዩ ኣብ ስልጣን ዘሎ እኮ ጠፊኡና ነዚኩም ጳጳሳት ኚኣ ኣብ ክንዲ ን ኀርትራ ሃገርና ጞልዩ ን ኢትዮጵያ ጞልዩ ይብሉ ን ኀርትራ ንስሓ ኣዚድልያን ማለቶም ድዩ
tig
negative
ገጜኪ ትደምሰስ ድህልቲ ዝተሓተትክዮ ሎኜመኛ
tig
positive
ብትሪ ንኹንነኩም ነቶም ንኊርቶዶክስ ሃይማኖት ብሐሶትን ሜርሕን ትመርሑ ዘለኹም ፍትሒ ነቩና ፓርትያርክ ኣንጠንዮስ
tig
negative
ክክክክክ ናይ ኖራን ቀለምን ሰምያታ ተፈቃሪት ሒዝካ ዶ ዘስድኣካ ክትመውት ዊ ተጋላጊልካ ክክ ባዕላ ያ ክኣ ኣድያም ጀግናዬ ይኣክለኪኪኪ በቃ
tig
positive
ዋውውው መሓሪ ሓወይ ኣጆኻ ቐጜሎ
tig
negative
ድምጺ ህዝቢ ትርግታ ህዝቡ መጣቅዒ ሓምዹን ደርፊታት መጚሚሜታኡ እዚ ኢዩ ኚቢድ በሰላ ኣለና እዚ ክውሕደክን
tig
negative
በዓል ንስካትኩ ጹናዊ ኣፍኩም ክሳብ ሕጂ ብራሜ ዘይለመድኩም ኀርትራ ሰብ ኹም ዘይብላ ኣብ ዘይትፈልጥዎ ፖለቲካ ሃለውለው ዘይትምሃር ሕጂ ኀርትራ ኣቲኩም ንስኩም እንታይ ትጠቅሙ
tig
positive
አሜን
tig
positive
ዋውውው ንቅርቲ ጥዑም ድምጻ
tig
negative
አንተ ተሚዲኡኩም ሲ ብታሚ ሂማክ ሲራህ አዩ አዛ ኮልኣ ኣብዚ ዘላቶ አድመ ኹምዚ ዕይነት ሲራህ ትሃልፎ ትምሂርቲ አዩ ምንኣስ ማማ ክትብል ዝግባኣ ኣርኬይ ሰብኣዚይ ንካሎት ሂማክ ቲምሂርቲ አዩ
tig
negative
በጃኹም መልእኜቲ ናኣይዛ ስራሕ ግለጹለይ ብወገንይ ምሃብን መልእኜቲ ኣይሚኞብኩን ኣብ ሕብሚተሰብ ኀርትራ ትሕቲ ዕድመ ኣብ ናይ ፍቕርን ተሰነይን ኣይትሚኜቊን ኢኻ ነውሪ ኢዩ ቆልዑ ኹም ልዕሊ ዕድመ መሰል ኣለዎም ዲዩ ዝብለና ዘሎ ወይ ነቶም ደራፎ ኢዩ ዘላግጾሎም ዘሎ ኣነ ዋጋይብሉን ኣብ ገዛና ኚይትሚአ ኣጊደያ ኣለኹ ደቀይ ኚይርእዩዋ
tig